Tigray press

Tigray press Updating Tigray !

29/11/2023

Video of the day 🥰🥰🥰
:
:
:





















11/09/2023

🌼 ርሑስ ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓ/ም🌼

22/03/2023

ናይ 1 ጥማር 1,000 ኣታዊ ገይሩ ደረሰኝ ልኢኹልና ኣሎ።
ክብረት ይሃበልና ማርያም ኲሓ ትሓልወልና🙏

22/03/2023

ሓውና መሓሪ ሓለፎም ናይ 10 ጥማር 10,000 ኣታዊ ገይሩ ደረሰኝ ልኢኹልና ኣሎ።
ክብረት ይሃበልና ማርያም ኲሓ ትሓልወልና🙏

እዋናዊ መግለፂ ውድብ ናፅነት
16/02/2023

እዋናዊ መግለፂ ውድብ ናፅነት

Getachew K Reda from South Africa, today.He is one of the delegates of Tigray government in the peace talks.
26/10/2022

Getachew K Reda from South Africa, today.

He is one of the delegates of Tigray government in the peace talks.

19/10/2022

ኣብ ዛና እዝኒ እዝንን ሰበን ኣይተርፍ ታንከን ኡዉይ ክብላ ሓዲረን

13/10/2022

ሰበር ዜና ❗

ጅግና ሰራዊት ትግራይ ካብ ስሙር ምክልኻል ናብ ሙሉእ ፀረ መጥቃዕቲ ተሰጋጊሩ 💪

11/10/2022

ፆም ሓይሊ ውን በረኸት ውን እዩ

ብኹሉ ብምፃም ኮላይ ብንእሽተይ ምሕራቕን ምንዳድን ብምግዳፍ ንቅድሚት ንመሪሽ።

ዓድናን ህዝቢናን ነምጥፋእ ፀላእትና ኩናት ካብ ዝኸፍትሉና 2 ዓመት ንከኸውን 23 ማዕልቲ ተሪፈዎ ኣሎ።

ኣብዘን ዝተረፋ 23 ማዕልታት ፀላእትና ሕቖኦም ተሰይሩ ትግራይ መሊኣ ሓራ ወፂኣ ሓረስታይ ትግራይ ተረጋግዑ እኽሉ ዘእትወላ ወርሒ ንክተኸውን ኩላትና በቢ ዘለናዮ ንረባረብ።

ቀዳዊና ባሕቲ ይግበሮ!!

09/10/2022

ሎማዓንቲ ብኹሉ ቦታ እዮም ውግእ ከፊቶም ዘለው😔ፈጣሪ ኣቦይ ነቲ ኣብ መሬቱ ምንባር ዝተኸልከለ ውፀዕ ህዝቢ ሓግዞ🙏ዓወት ✊

09/10/2022

ብወረ #ፀላእትና ኣይንሻቐል

ፀላእትና ኣብ መሬት #ኣድያቦ ምስ ሓፅን መፂኖም ኣብ ዝቐበርሉ ዘለዉ ሰዓት ኣብ ማእኸል ዓዲ ኾይኖም ናይ ቀደም ፎቶ ብምልጣፎም ትሻቐሉ የሕዋት ኣይትሻቐሉ ቅሰኑ ክብለኩም ይፎቱ ደቂ ዓደይ።

ብግዜኡ ክንገር እዩ እልና እምበር ካብ ሕድሕድ ተጋዳላይ ክሳብ ኣርሚታት ተፃሕፉ ዘይውዳእ ታሪክ እዩ ዝስራሕ ዘሎ። 100% ብሓየት ሰራዊትኹም ትኣማመኑ 100% ድማ ኣብ ፍፁም ጀግኒት ይርከብ ሓየት።

ንፀመም ጥራሕ ብስራትና ኣብ ቀረባ እዩ ኣብ ዝተዋፈርናሉ ስራሕ ጥራሕ ነሸኒፍ ተጋሩ ንተሓጋገዝ ካብ በለካን ለኸዐካን ንረሓቕ ዝሓለፈ ነገር እንዳልዐልና ኣጀንዳ ኣይንፍጠር። ከምዝበሎ እናኸድና ጥራሕ።

ዓወት ንህዝቢ ትግራይ
ስዕረት ንወረርቲን ዓመፅቲን!

ረዳኢ ሓለፎም 💪
28/03/2022

ረዳኢ ሓለፎም 💪

ፅንዓት!
28/03/2022

ፅንዓት!

Address

USA
Dubai

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Tigray press posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share