Gedlitigray LIVE

Gedlitigray LIVE Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Gedlitigray LIVE, News & Media Website, Yonge Street, Toronto, ON.

GedliTigrai will adress current genocide by Ethiopian gov and his counter part Eritrean government, our History, politics, economy and independence of Tigreans.

02/12/2023

ዝኾነ ኾይኑ እንኳዕ ሰላም ኮነ፡ ሰላም፡ኮይኑስ ናብብል ፖለቲካዊ ክትዕ እኳ ኣቲና። ናይ ገሊኡ ክትዕ ተሓቤአ ክሕሽከር ሱኽ በሉ እንትብል ፡እቲ ሐደ ድማ ኣይፈል ብሕብእ ሕቢኢተይ ኣይሰርሕን ንውጽእ ደኣ ናብ መድረኽ ይብል ኣሎ።

እንተስ ተሓቢእኹም እንተስ ብግልጺ ተኻትዑም።

ኣነ ዝጸላእኹ ቀደም ኩናት እዩ እሞ ኣይትሞግቱኒ፡ ሐዚ ድማ ሰላም እዩ እሞ ንብቲ ሰላም፡ኣነ እየ ዝቐርብ እሞ፡ኣይትመጉትኒ።

በቃ ሱኽ ያ በሉ።
ሱኽ

ጸላኢና ይተሓተም

02/12/2023

እቲ ኣብ ትግራይ ዝኒሀ ዘተሃላልኽ ዓፈና ብስርው ኣመራርሓ ናብ ሓደ ውልቀሰብ ኣይነውርዶ ምሉእ ኣሰራርሓ እዩ ክብቆስ ክእረምን ዘለዎ።

ቅድሚ ሕዚ ኣባይ ወልዱ ኣባይ ወልዱ ኢልና ያው ክልእ ድንዙዝ እዩ መጺኡ።

ሐዚ ድማ ገሊኡ ኣለም ይብል ገሌና ደብረ ዕዩን ንብል ገሊኢ ኣንክል ጂ ይብል፡ እዚ ኹሉ ክርጋግየና እዩ፡ ኣለም ስለዘወገድካ ንሱ ጥራሕ ስለዝጠቅንካ ፍታሕ ኣይመጽእን።

ብወገነይ

1- ህወሓት ከምውድብ ዝገበሮ ቓልሲ እክቢርካ ግን መሰረታዊ ፍታሓት ከምጽእ ስለዘይከኣለን ፡ብዕሊ እውን ንስርዓት ኢትዮጵያ ስልጣኑ ስለዘረከበ፡ ካብ ፖለቲካውን ምምሕራራዊ ወሳንነት ደው ከብል ኣለዎ። ካብ ላዕሊ ኣስካብ ታሕቲ።

2- እቲ ወታደራዊ ኮማንድ ፖስት ባዕሉ ብእግባቡ ካብ ፖለቲካዊ ውግንና ሪሒቑ ቅድሚ ሐዚ በተብ ውድባት ቀሪቡ ዝነበረ ሓድሽ ሕጊ ኣብ ትግራይ ከምጽእ ብግዝያውነት ከመሓድር ይግባእ።

3- ቅድሚ ሐጺ መረጻ ኮምሽን ትግራይ ነይሩ ኮይኑ ግን ህወሓት እቲ ብምርጫ ዝረኸቦ ስልጣን ንሰላም ክብል ሓዲገዮ ኢሉ ኣብ ፕሪቶርያ ስለዘሀገሮ። እቲ መረጻ ኮምሽን በቲ ሕጊ መሰረት ንህወሓት ተሓታቲ ክገብሮ ይግባእ።

4- መረጻ ቦርድ እንደገና ከምብሓድሽ ክጣየሽ እቲ ዝነበረ መረጻ ቦርድ ሓድሽ ምምዕርራይ ይግበር።

5- ኩሉ ዝጠምር ሓድሽ ጥምር መንግስቲ ይምስረት።
6- እቲ ሓድሽ ጥመር መንግስቲ ትግራይ ኣብ ቀጸልቲ ዝህልዉ ዕማማት ኩሎም ካብ ሪፈረንደም እስካብ ጉዳይ ጄኖሳይድ፡ ካብ ሃገር ምምስራት እስካብ ምስ ኢትዮጵያ ምቕጻል ዝብሉ ገፋሕቲ ኣጀንዳታት ብላዕሊ ኾይኑ ትግራይ የመሓድር።

ካብዙይ ወጻእ ቆሎ ጥጥቖ እዩ

02/11/2023

ሰብ ዝሰኣነ ሰብ

የዋህ ከይንብለካ ብዙሕ ትፈልጥ፡ ለባም ከይንብለካ እናሕደርካ ትርመስ። ወዲ ህዝቢ ከይንብለካ ጸረ ህዝቢ ጽሑፍ ትጽሕፍ ጸላኢ ከይንብለካ ዝከአላካ ኣወፊኻ፡ ተወደበ ሓይሊ የብልካን፡ ምስ ህወሓት ኣይኮንኩን ትብል ግን መሰረታዊ ሕቶታት ምምላስ ንዛኣበዮ መሪሕነት ህወሓት ተሻሩ።

ሲጊንጥር ዝኾንካ ሰብ (ሰብ ዝሰኣነ ሰብ) ኢልካ ስም ኣውጺኻ እወ ሰብ ዝሰኣነ ሰብ፡ ከመይ ኢልካ ደኣ ሰብ ክትረክብ ጋንጩር ሻንቂትን ተሰኪምካ።

ህውከት በለት ስላስ ከንቱ
@ኣባ ንዑ ሓግዙ

02/11/2023

"ሐዚ እውን ትግራዋይ ዝብል ዘሎ "ሃገር መስረትኩ ወይ ኣብታ ሃገር ፀናሕኹ ብዘየገድስ ምስ ኩሉ ሰብ ፅቡቕ ሰላም ይሃሉ ፣ ዕርቂ እውን ቅደም ሰዓቡ ሓልዩ ይምፃእ" እዩ። መቐረት ሰላምን ክፍኣት ኲናትን ስለዝፈልጥ።

ነገር ግን ዕርቂ ከይተሓተትኻ ንተዓረቕ ፣ ይቅርታ ከይተሓተትኻ ይቕረ ምባል ፣ ተሓታትነት ከየረጋገፅኻ ሸንዳሕዳሕ ውርደትን ባርነትን ምዕዳም እዩ። ኣይንፍኮስ!!"

ብ Hailu Kebede

02/11/2023

😆 🤣 😂

"ጀሪካንና ወሲዱልና" ኢልኻ ንሻዕብያ ምቕላድ ግድን እዩ።"ጀሪካን ምስ ዘይቱ" ልሰርቁ ካዳሩ እውን ግን ኣለዉና እዮም።

Getcho Mekelle

02/11/2023

The Eritreanization of Tigray.

TPLF sent armed teenagers to disrupt opposition party's in-house public meeting.

Daniel Birhane

02/11/2023

ታይ ጉዱ እዩ ኣብ ትግራይ ዝመጽእ ሓይሊ ኩሉ ምስሸዋ ምስተዓረቐ ንተጋሩ ከምበርክኽ ላሕ ዝብል?

መቸም ሓቂ ተኾይኑ ዋዕላ ተኣጊዱ ብሱሩ ከግርመለይ እዩ። ምናልባት ግን እዚ ኣካይዳ ፖለቲኻልካ ሸዋ ተኸቲሉ ከይተኣገደ ተኣጊደ ዝብል እንተሃሊኡ እውን ውናት ኣይንምሕረካን።

ሓቁ እስኪ ኣካፍሉና

02/10/2023

"ወያነ ቅዱስ ቃል ነው"

Kibrom Zebib Sibhatleab

እንዳ ኦባሳንጆ ደሓን ዲኹም?
02/09/2023

እንዳ ኦባሳንጆ ደሓን ዲኹም?

“God has unleashed hell on Nigeria and the evil entity can never survive this February without dissolution”

02/08/2023

ቢራን ቡኖምን ተዘይንጥቀም ሰላማዊ ቓልስና ኣዝዩ መሐየሎ። ገሊኡ እማ ጫቶም ከይተረፈ እዩ ዝሓይከሎም ዝውዕል።

ሡሱዕ ነጋዳይን ሕማቕ ለማስ መንግስቲ እትስዕሮም፡ ሕድሕድ ጉዳይ ብዕምቆት ምስትትግብር እዩ።

ባርነት ብኹሉ ኣንፈት ንቃለሶ።

ጽቡቕ ግብዣ ክጋብዘካ ኢልካ ንትወስዶ ሰብ ብቁልቲ ቢቲ ሃይላይን ስዋን ወይ ሜስ ኣንግዶ። ብምህርቲ ኣደታትካ እናተዋዘኻ ፋብሪካ ሰዋ ኣዴኻ ትኸል።

ዓርሰ ምርኮሳ ዝብሃል እዚ እዩ፡ ብፍላይ ንጸላኢኻ ኢኮኖሚኡ ክተዕብዮ የብልካን። ክተፋልጠሉ የብልካን። እቶም ሡስዓት ነጋዶ ንአመሉ መንገዲ ሽዋ ትኸፊትሎም ኣሎ፡ ጎተቶም እውን ንሽዋ የማዕድዉ ኣለዉ። ተነቒሎም ይኹዱ፡ ቢራ ሸዋን ጫትን ሒዞም ይኺዱ ናብ ጎተቶም።

እዚ እውን ቃልሲ እዩ ተቓለሱ
መህታማ ጋንዲ ንሃጽያዊት እንግሊዝ ብኸመይ ከምዝሰዓራ ካብዚ በዚ ኣቢሉ እዩ።

02/08/2023

ቢራን ቡኖምን ተዘይንጥቀም ሰላማዊ ቓልስና ኣዝዩ መሐየሎ። ገሊኡ እማ ጫቶም ከይተረፈ እዩ ዝሓይከሎም ዝውዕል።

ሡሱዕ ነጋዳይን ሕማቕ ለማስ መንግስቲ እትስዕሮም፡ ሕድሕድ ጉዳይ ብዕምቆት ምስትትግብር እዩ።

ባርነት ብኹሉ ኣንፈት ንቃለሶ።

ጽቡቕ ግብዣ ክጋብዘካ ኢልካ ንትወስዶ ሰብ ብቁልቲ ቢቲ ሃይላይን ስዋን ወይ ሜስ ኣንግዶ። ብምህርቲ ኣደታትካ እናተዋዘኻ ፋብሪካ ሰዋ ኣዴኻ ትኸል።

ዓርሰ ምርኮሳ ዝብሃል እዚ እዩ፡ ብፍላይ ንጸላኢኻ ኢኮኖሚኡ ክተዕብዮ የብልካን። ክተፋልጠሉ የብልካን። እቶም ሡስዓት ነጋዶ ንአመሉ መንገዲ ሽዋ ትኸፊትሎም ኣሎ፡ ጎተቶም እውን ንሽዋ የማዕድዉ ኣለዉ። ተነቒሎም ይኹዱ፡ ቢራ ሸዋን ጫትን ሒዞም ይኺዱ ናብ ጎተቶም።

እዚ እውን ቃልሲ እዩ ተቓለሱ

02/08/2023

ቢራ ኦምን ቡኖምን ተዘይንጥቀም ሰላማዊ ቓልስና ኣዝዩ መሐየሎ። ገሊኡ እማ ጫቶም ከይተረፈ እዩ ዝሓይከሎም ዝውዕል።

ሡሱዕ ነጋዳይን ሕማቕ ለማስ መንግስቲ እትስዕሮም፡ ሕድሕድ ጉዳይ ብዕምቆት ምስትትግብር እዩ።

ባርነት ብኹሉ ኣንፈት ንቃለሶ።

ጽቡቕ ግብዣ ክጋብዘካ ኢልካ ንትወስዶ ሰብ ብቁልቲ ቢቲ ሃይላይን ስዋን ወይ ሜስ ኣንግዶ። ብምህርቲ ኣደታትካ እናተዋዘኻ ፋብሪካ ሰዋ ኣዴኻ ትኸል።

ዓርሰ ምርኮሳ ዝብሃል እዚ እዩ፡ ብፍላይ ንጸላኢኻ ኢኮኖሚኡ ክተዕብዮ የብልካን። ክተፋልጠሉ የብልካን። እቶም ሡስዓት ነጋዶ ንአመሉ መንገዲ ሽዋ ትኸፊትሎም ኣሎ፡ ጎተቶም እውን ንሽዋ የማዕድዉ ኣለዉ። ተነቒሎም ይኹዱ፡ ቢራ ሸዋን ጫትን ሒዞም ይኺዱ ናብ ጎተቶም።

እዚ እውን ቃልሲ እዩ ተቓለሱ

Address

Yonge Street
Toronto, ON

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Gedlitigray LIVE posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share