ERI INFO 291

ERI INFO 291 HI EVERYONE 👋,
I'M (SHIDA PRESSS ) A WRITE ✍️ ✍️
THE PURPOSE OF THIS MEDIA IS TO EMPOWER WRITTEN IN THE DIASPORA BY INCLUDING EXCLUSIVE NEWS UPDATE,,

 #ክተት ሃገር ንምድሓን!⚡️🇪🇷⚡️🇪🇷⚡️🇪🇷⚡️ #ክተት ጸላእትና ንምስዓር!
10/10/2026

#ክተት ሃገር ንምድሓን!
⚡️🇪🇷⚡️🇪🇷⚡️🇪🇷⚡️
#ክተት ጸላእትና ንምስዓር!

ስርዓት ብልጽግና ነቲ ቅድሚ 3 ዓመት ዝኣወጆ ኲናት፡ ብደብዳቤ ኣሰንዩ ንባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ልኢኽዎ ኣሎ። ሰራዊት ኤርትራ ዶባቱ ከውሕስ ኣብ ዝለዓለ ናይ ተጠንቀቕ ቊመና ኮይኑ፡ ሰለ...
10/10/2026

ስርዓት ብልጽግና ነቲ ቅድሚ 3 ዓመት ዝኣወጆ ኲናት፡ ብደብዳቤ ኣሰንዩ ንባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ልኢኽዎ ኣሎ። ሰራዊት ኤርትራ ዶባቱ ከውሕስ ኣብ ዝለዓለ ናይ ተጠንቀቕ ቊመና ኮይኑ፡ ሰለም ከየበለ ይከታተል ኣሎ። ኣብቲ፡ ንጡፍ ምንቅስቓስ ጸላኢ ዝጸዓቐሉ ከባቢታት ዶብ ከኣ ንጡፍ ናይ ምክልኻል ስጒምቲ እንዳ ወሰደ፡ ትብዓቱ፡ ጅግንነቱን ዘይተጸዓንቱን ከመ ወትሩ የመስክር ኣሎ።

ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ'ቲ ካብ ነዊሕ ክገብሮ ዝጸንሐ ዲፕሎማስያዊ ጽምዶ፡ ሎሚ ናብ ባይቶ ጸጥታ ወግዓዊ ደብዳቤ ልኢዂ ኣሎ። ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወጻኢን፡ ምስቶም ትመላላኢ ሽርክነት ዘለዎም ሃገራት ብቐጻሊ ርክባት ይገብሩ ኣለዉ።

ኣብዚ ፈታኒ እዋን፡ እቲ ኲነታት ቅልጡፍ ምቅይያር ዝርኣየሉን፡ ዓቕሊ ጽበታዊ ፕሮፖጋንዳ ብልጽግናን ኣሸቀልቱን ዝጽዕቀሉ ኲነታት ከምዘሎ ዘይምዝንጋዕ።

ብዝተፈላለየ ወገናት ንቊመናን መኸተን ሰራዊት ኤርትራ ኣመልኪቱ ዝወሃብ ዘሎ 'ሓበሬታ'፡ ነቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ዂነታት ንምዕብላኽ ተባሂሉ ብመደብ ዝፍኖ ዘሎ መደናገሪ ምዃኑ ምስትብሃል። ኣብ ዓቕሚ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዘጠራጥር የለን። ሰራዊት ኤርትራ ናይ ዝተነጻጸለ ናይ ውግእ ፍጻሜታት (isolated battlefields) ሰራዊት ኣይኮነን። ሰራዊት ኤርትራ፡ ብ ሰረተ እምነት ስትራተጅካዊ ኲናት (startegic war) ዝምራሕ ሰራዊት እዩ።

ሰራዊት ኤርትራ ናይ ነዊሕ ስትራተጅካዊ ኣገዳስነት ኣብ ዘይብሉ ቅርጺ መሬት ሰቡ ዝኸፍል ህንዱድ ሰራዊት ኣይኮነን። ሰራዊት ኤርትራ ዓይነታዊ'ዩ፣ ብዉሑድ መስዋእቲ፡ ርሑቕ ስትራተጂካዊ ኣገዳስነት ኣብ ዘለዎ ሸቶታት ዘድህብ ሰራዊት'ዩ። ሰራዊት ኤርትራ፡ ንዓይነቱን፡ ጽጋታት ሃገሩን ዝዳረግ ኣጽዋር ዝዓጠቐ ሰራዊት'ዩ። ሰራዊት ኤርትራ ስትራተጂካዊ ኣገዳስነት ዘለዎምን ፍሉይ ጸብለልታ ዝፈጥሩን ልሉያት ቴክኖሎጂካውያን ኣጽዋር ዝዓጠቐ ሰራዊት'ዩ። ሳላ ህዝቡ እንታይ ስኢኑ። ሰራዊት ኤርትራ፡ ናይ ህዝቢ ሰራዊት'ዩ። ብምልኡ ህዝቢ ኢአርትራ ኸኣ፡ ኣካል ሰራዊት ኤርትራ'ዩ። ጸላእትና፡ ብዝሒ ሰራዊትና ካብ ቁጽራዊ ብዝሒ ህዝብና ከምዝዓቢ ክፈልጡ 3000 ዓመት ከድልዮም'ዩ።

ምዑታት ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ኣዘዝቲ ሰራዊት፡ ፖለቲካዊ መሪሕነት፡ ህዝቢን ጂኦግራፍን ኤርትራ፡ ብልዑል ቆራጽነት ነዚ ሽሾ ህንዱድን ዓምባዂን ሰራዊት ብልጽግና 'ሓሕ' ይብሎ ኣሎ። ድሕሪ ሓጺር ናይ ምርብራብ ግዜ እንታይ ከምዝመጽእ ኲልና ኤርትራውያን ንርድኦ'ዩ።

Hadnet Keleta Shur Shur TN Commentaries Elias Sirak Kifle Safira Press

10/10/2026

"ሰራዊት ዝና!
ህዝቢ ኤሪትራ ኣጆኻ ሓለፋ'ሎዎ ዋሕድኻ
በቲ ጽንዓትካ ተሓበን ኤርትራውነት ተኸደን

🚨 Ethiopian regime continues an unjustified aggressive war against Eritrea that has lasted for more than three years, in...
10/10/2026

🚨 Ethiopian regime continues an unjustified aggressive war against Eritrea that has lasted for more than three years, in flagrant violation of the foundational principles of international law and the United Nations Charter, which prohibit the threat or use of force against the sovereignty and territorial integrity of any other member state.

እዚኦምን ከምዚኦምን እዮም ኣብይ ኣሕመድ ዘዋፈሮም መሳኪን።እንተ ወሓደ ዘረባ ባጫ ደበለ (ጨፈጨፉን) ክዝክሩ ምስተገበኣ።እቲ ዘሕዝን ሕጂ'ውን ካብቲ ዝሓለፈ ዝፍለ ኣይክጸንሖምን እዩ።ከም ሰብ...
09/10/2026

እዚኦምን ከምዚኦምን እዮም ኣብይ ኣሕመድ ዘዋፈሮም መሳኪን።
እንተ ወሓደ ዘረባ ባጫ ደበለ (ጨፈጨፉን) ክዝክሩ ምስተገበኣ።
እቲ ዘሕዝን ሕጂ'ውን ካብቲ ዝሓለፈ ዝፍለ ኣይክጸንሖምን እዩ።
ከም ሰብ፡ የሕዝነኒ።

When the ‘official narrative’ meets someone who still owns a history book.While the PP  is frantically stuffing the “Eri...
09/10/2026

When the ‘official narrative’ meets someone who still owns a history book.
While the PP is frantically stuffing the “Eritrea invaded Ethiopia” and “Eritrea’s Aggression” headlines into the Fake News bin…
and the other side is just sitting there reading actual history, thinking “Gaslighting 101… Really?” A calmer perspective always helps.
The Mosob Journal

09/10/2026

ሱዳን | ኣመሓዳሪ ዳርፉር ሚኒ ኣርኮ ሚናዊ፡ ኣብ ካርቱም ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኡ ምስ ጉጅለ ፈጠርቲ ትሕዝቶ፡ መራሕቲ ርእይቶን ስነ-ጥበባውያንን ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ንህዝቢ ሱዳንን ሓድነቱን ዘለዎ ዘይንቕነቕ ደገፍ ኣረጋጊጹ፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ልዕሊ ምልሻታት ዝነበሮ መርገጺ ብዝምልከት ንዝቐረበሉ ሕቶታት ምላሽ ሂቡ።
ሚናዊ "ናዕብን መንግስትን ኣጋጢሙና እዩ፡ ዳግማይ ክንዓልብ ድማ ኣይንደልን" ክብል ገሊጹ። ንጸጥታ ህዝቢ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ወይ ማሕበራዊ ሓድነቱ ዝብትን ዝኾነ ይኹን መርገጺ ከምዘይሕዝ ቃል ብምእታው፡ ንሓድነትን ልኡላውነትን ሱዳን ምክልኻሉ ከምዝቕጽል ቃል ኣትዩ።

ክልተ ገጽ ናይ ሓንቲ ስንቲም #ኢትዮጵያ |  ኩነታት ኣብ ቅድሚ ውግእደገፍቲ ስርዓት ብልጽግና ብሰፊሑ ዓወት ከምዝረኸቡ እኳ እንተገለጹ፡ ካብ ዓውደ ውግእ ግን ተጋራጫዊ ጸብጻባት ይቕልቀሉ ኣ...
09/10/2026

ክልተ ገጽ ናይ ሓንቲ ስንቲም
#ኢትዮጵያ |
ኩነታት ኣብ ቅድሚ ውግእ
ደገፍቲ ስርዓት ብልጽግና ብሰፊሑ ዓወት ከምዝረኸቡ እኳ እንተገለጹ፡ ካብ ዓውደ ውግእ ግን ተጋራጫዊ ጸብጻባት ይቕልቀሉ ኣለዉ።

ምንጭታት ካብ ትግራይ ከም ዝሕብርዎ "ሰራዊት 70"-ሓደ ኣሃዱ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ-ሎሚ ኣብ ልዕሊ ሓይልታት ፌደራል ኢትዮጵያ ከቢድ ክሳራ ከምዘውረደ፣ ብርክት ዝበሉ ወተሃደራዊ መካይንን ብዝሒ ዘለዎም ኣጽዋርን ከምዝሓዘ ይሕብሩ!!

ዓወት ንሰራዊት ትግራይ!! #ኢትዮጵያ |
ኩነታት ኣብ ቅድሚ ውግእ
ደገፍቲ ስርዓት ብልጽግና ብሰፊሑ ዓወት ከምዝረኸቡ እኳ እንተገለጹ፡ ካብ ዓውደ ውግእ ግን ተጋራጫዊ ጸብጻባት ይቕልቀሉ ኣለዉ።

ምንጭታት ካብ ትግራይ ከም ዝሕብርዎ "ሰራዊት 70"-ሓደ ኣሃዱ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ-ሎሚ ኣብ ልዕሊ ሓይልታት ፌደራል ኢትዮጵያ ከቢድ ክሳራ ከምዘውረደ፣ ብርክት ዝበሉ ወተሃደራዊ መካይንን ብዝሒ ዘለዎም ኣጽዋርን ከምዝሓዘ ይሕብሩ!!

ዓወት ንሰራዊት ትግራይ!!

 #ኢትዮጵያ |  ኩነታት ኣብ ቅድሚ ውግእደገፍቲ ስርዓት ብልጽግና ብሰፊሑ ዓወት ከምዝረኸቡ እኳ እንተገለጹ፡ ካብ ዓውደ ውግእ ግን ተጋራጫዊ ጸብጻባት ይቕልቀሉ ኣለዉ።ምንጭታት ካብ ትግራይ ከ...
09/10/2026

#ኢትዮጵያ |
ኩነታት ኣብ ቅድሚ ውግእ
ደገፍቲ ስርዓት ብልጽግና ብሰፊሑ ዓወት ከምዝረኸቡ እኳ እንተገለጹ፡ ካብ ዓውደ ውግእ ግን ተጋራጫዊ ጸብጻባት ይቕልቀሉ ኣለዉ።

ምንጭታት ካብ ትግራይ ከም ዝሕብርዎ "ሰራዊት 70"-ሓደ ኣሃዱ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ-ሎሚ ኣብ ልዕሊ ሓይልታት ፌደራል ኢትዮጵያ ከቢድ ክሳራ ከምዘውረደ፣ ብርክት ዝበሉ ወተሃደራዊ መካይንን ብዝሒ ዘለዎም ኣጽዋርን ከምዝሓዘ ይሕብሩ!!

ዓወት ንሰራዊት ትግራይ!!

We saw this pattern before the Tigray war. Now we’re seeing it again—with familiar actors and familiar narratives.Camero...
09/10/2026

We saw this pattern before the Tigray war. Now we’re seeing it again—with familiar actors and familiar narratives.

Cameron Hudson raises the prospect of Eritrean intervention. Patricia Marins supplies the military rationale. Speculation reinforces speculation.

The previous cycle also involved influential Washington figures, including Susan Rice and Samantha Power, amid intense diplomatic pressure on Eritrea.

The parallels deserve attention. But speculation is not evidence, and repetition is not confirmation.

The Horn of Africa needs peace, economic development, and regional cooperation—not another devastating war.

Who benefits from keeping the region focused on confrontation instead of development?



Adresse

Frankfurt

Website

Benachrichtigungen

Erfahren Sie als Erste/r von Neuigkeiten und Aktionen: Wir schicken Ihnen eine E-Mail, wenn ERI INFO 291 etwas veröffentlicht. Ihre E-Mail-Adresse wird für keinen anderen Zweck verwendet, und Sie können sich jederzeit abmelden.

Verknüpfungen

Teilen

Kategorie