Abrehatsion Ghebreab Marketing

Abrehatsion Ghebreab Marketing Kontaktinformationen, Karte und Wegbeschreibungen, Kontaktformulare, Öffnungszeiten, Dienstleistungen, Bewertungen, Fotos, Videos und Ankündigungen von Abrehatsion Ghebreab Marketing, Digital Creator, Grafing bei Munich.

20/06/2025
ካብ ዓዲ እንግሊዝ፣ ናብ ኣልባንያ ምስ ገሸ ኣይተመልሰንእዚ ኣብ ስእሊ ንርእዮ ዘለና ሓውና፡ ሳሚኤል እሙን ተመልሶ ይብሃል።ሳሚ፡ ኤርትራዊ ኰይኑ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ከተማ ኦክስፎርድ ክነብር...
14/05/2025

ካብ ዓዲ እንግሊዝ፣ ናብ ኣልባንያ ምስ ገሸ ኣይተመልሰን

እዚ ኣብ ስእሊ ንርእዮ ዘለና ሓውና፡ ሳሚኤል እሙን ተመልሶ ይብሃል።ሳሚ፡ ኤርትራዊ ኰይኑ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ከተማ ኦክስፎርድ ክነብር ዝጸንሐ እዩ።

ሳሚ፡ 9 ታሕሳሰ 2024፡ ካብታ ዝነብረላ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ናብ ሃገረ ኣልባንያ ንዑደት ኢሉ ከም ዝኸደ ናይ ቀረባ ቤተሰቡ እፈልጥ እዩ።ብድሕሪ ኣብታ ሃገር ምእታው ግን፡ ድሃይ ዝብሃል ካብ ዘይረኽቡ፡ ሽዱሽተ ኣዋርሕ መሊኡ ኣሎ።ኣዝዩ የሕዝን!

ናይ ቀረባ ቤተሰብ ናብታ ሃገር ብምብጻሕ ድሃይ ሓዎም ንምግባር ዘካየድዎ ጻዕሪ ኣይሰለጠን።ምናልባት ሓበሬታ ዘለዎ ሰብ ክሕግዞም ብምሕሳብ ግን፡ ኣብ ፈይስቡክ ክዝርግሕዎ ተገዲዶም ኣለዉ።

ስለዚ፡ ንሓው ሳሚኤል እሙን ተመልሶ ዝርኣዮ ሰብ እንተ ሃልዩ፡ ስድራቤት ክተሓጋገዞም ብኣኽብሮት ይሓቱ።ሓበሬታ ንምሃብ
©ፍናን እሙን ሆላንድ
+31616447824
©ሰልጠነ ሃንስ ዓዲ እንግሊዝ
+447494252716 ከም ትኽእሉ ይሕብር።

ናብ ካልኦት ክብጻሕ ሸር ስለ ዝበልክሞ፡ ብስም ስድራቤቱ አመስግን።

መ/ም፡ ዮሴፍ ወርቀ
ሽወደን

26/04/2025

🙏🙏🙏
04/04/2025

🙏🙏🙏

ዝራኣየ ዓይኑ ይብራህ ኣቦ: ዳዊት ገብረዝግሄርኣደ: ፍትሓዊት  ገብረየውሃንስወድናን ሓውናን ፓውሎስ ዳዊት ወዲ 6 ዓመት። ትማሊ ሰሉስ 25/3/2025 ካብ ትምህርቱ ሰዓት 12፥30 ወጹ ተሰወ...
26/03/2025

ዝራኣየ ዓይኑ ይብራህ

ኣቦ: ዳዊት ገብረዝግሄር
ኣደ: ፍትሓዊት ገብረየውሃንስ

ወድናን ሓውናን ፓውሎስ ዳዊት ወዲ 6 ዓመት።
ትማሊ ሰሉስ 25/3/2025 ካብ ትምህርቱ ሰዓት 12፥30 ወጹ ተሰወረ።ለይትን ቀትርን ብዘለዎም መሳርሒ ይድለ ኣሎ።በጃኩም ኣብ ከባቢና ዘለኩም ብፍሽክቱ ወድኩም ኤርትራዊ ከምቲ ልሙድ ኣዘራርባ ሓበሻ ምካኑ ብፍሽክቱኡ ከተለልዮ ግዜ ኣይወስደልካን።ቀይሕ ዘይከም ዕድሚኡ ቆማት ስየ ቆልዓ ፓውሎስ ዳዊት ናበይ ኣበለ።

ክጎንፈኩም ስለዝክእል ኣብ ከባቢ ባንሆፍ
ማለት ናይ ዘለናዮ ትሬን መናሃርያ ትማሊ ሪኤዮ ዝብል ሓቤሬታ ኣለና።ስለዚ እታ እንኮ ተስፋና ትሬን ተሰቂሉ ከይክውን።ዘለናዮ ዓዲ Hessen,ኮይኑ Weilburg ይበሃል።

እተን ባቡር ክሳብ Limburg ወይ Koblenz በቲ ካልኣይ መንገዲ ባቡር እውን ክሳብ Gießen Wetzlar Fulda ስለ ዝከዳ ኣብዚ ቦታታት እጥቅመጡ ወገናትና ሓገዝኩም ነዞም ስድራ ኣይፈለዮም።
ርእየ ዝብል ናዓና ይደውለልና ስለዝበሉና ዘለው ናይረዳእታ ተለፎን 112 ወይ ድማ በዛ ናይ ፖሊስ ተለፎን Telefon +49 6471 9386 0 ደውሉ።ኣነ እውን ምስኦም ስለዘለኩ በዚ ናይ ፈስቡክ ሕሳበይ ክትረክቡኒ ትክእሉ ኢኩም።ብጸሎትኩም ዘክርዎ ብሰላም ናብ ገዙኡ ሕቁፊ ኣዲኡን ኣቡኡን ክምለስ🙏💞ናብ ኩሉ ንክባጻሕ ሼር ኣይትረስዑ።
ካብ ጀርመን

Adresse

Grafing Bei Munich

Webseite

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von Abrehatsion Ghebreab Marketing erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Teilen

Kategorie