Cairo TV in Tigrinya

Cairo TV in Tigrinya ንዝተፈላለየ ቅልጡፍ ሓብሬታ ሰዓቡና።

ፋንታስይ ፕሪመርሊግ ወግዓዊ ጀሚሩ ኣሎካብ ሎሚ ጀሚርኩም ጋንታኹም ክትሰርሑ ትኽእሉ ኢኹም ሓዱሽ ሕግታት ዝተቀየረ ስለዘሎ ኣብዚ ከውርደልኩም እየ ።ሙላቕ ዜናታት ውን ከምኡ ስለዚ እዛ ዓመት ...
21/07/2025

ፋንታስይ ፕሪመርሊግ ወግዓዊ ጀሚሩ ኣሎ
ካብ ሎሚ ጀሚርኩም ጋንታኹም ክትሰርሑ ትኽእሉ ኢኹም

ሓዱሽ ሕግታት ዝተቀየረ ስለዘሎ ኣብዚ ከውርደልኩም እየ ።
ሙላቕ ዜናታት ውን ከምኡ ስለዚ እዛ ዓመት ብሓደ ክንጓዓዛ ኢና።

ፎሎው ግበሩ። ሸር ከኣ በልዎ።

05/07/2025

ቢኒ ካልኣይ ብምውጽኡ ኳ ሕጉስ ተኾንኩ
ብጋንትኡ ግን ሕጉስ ኣይኮንኩን።
ናይ ሎሚ ዝነብረ ስምዒት😆

ግበሩ።

14/01/2025

ድሕሪ ቅሩብ ዉዑይ ዜና ተጸበዩ።

ቅድሚ ዴድላይን ሙላቕ ዜናታት ሒዝናልኩም ክንመጽእ ኢና

ፎሎው ግበሩ ነዕርኹትኹም ከኣ ዓድምዎም።

ስካውት ዝበለጹ ናይዚ ሰሙን ካብተን ዝበልዎም ተጻወቲ
14/01/2025

ስካውት ዝበለጹ ናይዚ ሰሙን ካብተን ዝበልዎም ተጻወቲ

ስካውት ዝበለጸት ጋንታ ኢሎማ ዘለዉ ናይዚ ሰሙን
14/01/2025

ስካውት ዝበለጸት ጋንታ ኢሎማ ዘለዉ ናይዚ ሰሙን

ኣፍቀርቲ ኮዕሶ ዓዲ እንግሊዝ ተዝህሉ ኩሉ ግዜ ሜዳ ምኣተኹ ዶ ትብሉ ነርኩም ሃየ በሉ እዚ እቲ ዝሓሰረ መእተዊ ንሜዳ ትኬት እዩ።  እሞ ኸ ሰሙናዊ 40-50 ዶላር እንዳከፈልኩም ድኣ መዋጻኣ...
10/01/2025

ኣፍቀርቲ ኮዕሶ ዓዲ እንግሊዝ ተዝህሉ ኩሉ ግዜ ሜዳ ምኣተኹ ዶ ትብሉ ነርኩም ሃየ በሉ እዚ እቲ ዝሓሰረ መእተዊ ንሜዳ ትኬት እዩ።

እሞ ኸ ሰሙናዊ 40-50 ዶላር እንዳከፈልኩም ድኣ መዋጻኣኩም ዶ ነይሩ።

#ፈለው ግበሩ እዛ ፔጅ ሓዳስ እያ።

ክሪስትያኖ ሓዱሽ ታሪኽ ሰሪሑ ክሪስትያኖ 2025 ካብ ትመጽእ ድሕሪ 1 ጎል ምቁጻሩ ኣከታቲል 24 ዓመታት ጎል ዘቁጸረ ዝብል ሓዱሽ ክብረወሰን ሒዙ ሮናልዶ ኣብ ሓደ ዓመት ተዋሓደ ሓደ ጎል እ...
10/01/2025

ክሪስትያኖ ሓዱሽ ታሪኽ ሰሪሑ

ክሪስትያኖ 2025 ካብ ትመጽእ ድሕሪ 1 ጎል ምቁጻሩ ኣከታቲል 24 ዓመታት ጎል ዘቁጸረ ዝብል ሓዱሽ ክብረወሰን ሒዙ ሮናልዶ ኣብ ሓደ ዓመት ተዋሓደ ሓደ ጎል እንዳኣቁጸረ 24 ዓመታት ይቅጽል ኣሎ ብሓቂ ዘየአምን ደምበረርከ ሰብ ዪ!

#ፈለው ግበሩ እዛ ፔጅ ሓዳስ እያ ።

እቲ ዘይተዘመረሉ ንጉስ ግብጺ👑መሓመድ ሳላሕ ኣብ ናይ ኩሉ ግዜ ዝበዝሐ ጎል ዘቁጸሩ ኣብ ፕሪምየርሊግ መበል 7ይ  ደርጃ ሒዙ። ሳላሕ ኣብ ዝበዝሐ ቀረብ ንጎል ዝገበሩ ውን 10ይ ደርጃ ይርከብ...
08/01/2025

እቲ ዘይተዘመረሉ ንጉስ ግብጺ👑

መሓመድ ሳላሕ ኣብ ናይ ኩሉ ግዜ ዝበዝሐ ጎል ዘቁጸሩ ኣብ ፕሪምየርሊግ መበል 7ይ ደርጃ ሒዙ። ሳላሕ ኣብ ዝበዝሐ ቀረብ ንጎል ዝገበሩ ውን 10ይ ደርጃ ይርከብ ።

እቲ ዘገርም ሳልሕ ንውሑድ ዓመት ኣብ ፕሪመርሊግ ተጻዊቱ ክንሱ ምስቲም ንነዊሕ ዓመታት ኣብዚ ሊግ ዝተጻወቱ ክስራዕ ምኽኣሉ ክድነቕ ይግብኦ።

#ፈለው ግበሩ ሓዳሽ ፔጅ እያ!

ማንቸስተር ዩናይትድ ንመወዳእታ ግዜ ኣብ ኣንፊልድ ንሊቨርፑል ዝሰዓረትሉ ከምዚ ይመስል ነይሩ ኣሰላልፋኣሕቶ? እስከ ካብዞም ተጻወቲ ክንደይ ኣብ ሕቑፊኣ ኣለዉ። #ፈለው ግበሩ ሓዳሽ ፔጅ እያ።
06/01/2025

ማንቸስተር ዩናይትድ ንመወዳእታ ግዜ ኣብ ኣንፊልድ ንሊቨርፑል ዝሰዓረትሉ ከምዚ ይመስል ነይሩ ኣሰላልፋኣ

ሕቶ? እስከ ካብዞም ተጻወቲ ክንደይ ኣብ ሕቑፊኣ ኣለዉ።

#ፈለው ግበሩ ሓዳሽ ፔጅ እያ።

Address

Cairo

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Cairo TV in Tigrinya posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share