Eritrean Community ልሳን ሰራዊትና

Eritrean Community ልሳን ሰራዊትና Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Eritrean Community ልሳን ሰራዊትና, News & Media Website, Asmara.

09/09/2025

Abiy Ahmed (Wedi Beshasha) is not leading Ethiopia — he is serving the UAE. His ties are not partnership but master–slave obedience. Ethiopia’s sovereignty is being sold for his survival.

07/09/2025

እፈትወኪ ኤርትራ ሃገረይ።
ኩሉንትናይ ነዓኺ
ደም ረሃጸይ ንዓኺ

ንሚካል ተስፋይ ኣብ Miss globe ነዕውታ--ሚካል ተስፋይ ምስልና እያ! ምስሊ ኤርትራዉያን! ሚካል ንነብሳ ጥራይ ኣይኮነትን እትዉክል ዘላ። እንተተዓዊታ ንስማን ንስም ሃገራን እያ ከተጸዉ...
05/09/2025

ንሚካል ተስፋይ ኣብ Miss globe ነዕውታ--

ሚካል ተስፋይ ምስልና እያ! ምስሊ ኤርትራዉያን!

ሚካል ንነብሳ ጥራይ ኣይኮነትን እትዉክል ዘላ። እንተተዓዊታ ንስማን ንስም ሃገራን እያ ከተጸዉዕ።

ስለዚ ኣብዚ ሊንክ https://www.themissglobe.com/ ኣቲኩም ድምጽኩም ሃቡ።

1. Miss Eritrea Uganda 2024
2. Miss Beauty of Africa international Pageant 2025 and their ambassador
3. The Miss Globe Eritrea 2025

ዓወት ሚካል --ዓወትና እዩ።

Please ነዚ መልእኽቲ ሼር ንበሎ።
Nakfa Press

05/09/2025

ኣዚና ዝተሞከርናሉን ዝዓበናሉን ነገር እንተሃልዩ ኣብዚ ግዜ ሃገርና ከመይ ጌርና ንከላኸል እዩ። ወዲ በሻሻ ጀምራ እሞ ከመይ ጌርና ከም ንጻወቶ ነቲ ጸወታ ሽዑ ክትርእዮ ኢኻ።

05/09/2025

ኤርትራውነት ኣብ ዉሽጢ ሃገር ይኹን ኣብ ደገ ብሓደ ፋጻ ዝእከቡ፡ ስጡም መስርዕ መርዚ ንጸላእቲ እዩ። ኤርትራውነት ዓለም ጌና ዘይበጽሓቶ ምስጢር እዩ። ወዲ በሻሻ እዚ ምስጢር ስለ ዘፍርሆ እዩ ካብ ዘረባ ሓሊፉ ተንክስ ክብል ዘይከኣልር።

01/09/2025

ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልስና።

01/09/2025

ቀስ ብቀስ ጽቡቅ ይስወጠኩም ኣሎ።
ብቅዓትን ዓቅምን ውድብና ደኣ ንስኹም ካብ ዉቅያኖስ ብጭልፋ ስለ ዝተረድኣኩም ትግረሙ ኣሎኹም። ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘይኮነስ ኣብ ኣፍሪቃን ኤውሮጳን ኤስያን ዘኢትነገር እዩ ።

01/09/2025

Ethiopian historians on national TV praying for the destruction of Somalia, Eritrea & even claiming Puntland will join Ethiopia. What a joke! This is the toxic mindset of some elites forgetting that what you plan for neighbors will return to you first.

√ ሓርበኛ ኣቦና ወልወል√ ሓርበኛ ዓሊ ሰይድ ዓብደላ መክኖን ( ኣቡሃሽም) √ ሓርበኛ መሓመድ ሰዒድ ባርህ ( ወዲ ባርህ)√ ሓረበኛ ዓንደንኪኤል ካሕሳይ ( ኣቦ ሰሰን ) እዚኦም ስዉኣት ኢዮ...
29/08/2025

√ ሓርበኛ ኣቦና ወልወል
√ ሓርበኛ ዓሊ ሰይድ ዓብደላ መክኖን ( ኣቡሃሽም)
√ ሓርበኛ መሓመድ ሰዒድ ባርህ ( ወዲ ባርህ)
√ ሓረበኛ ዓንደንኪኤል ካሕሳይ ( ኣቦ ሰሰን )
እዚኦም ስዉኣት ኢዮም።
√ ተቃላሳይ ኣቶ ዘመደ ተኽለ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ዘሎ።
√ ሰኣላይ ሰለሙን ኣብራሃ
√ ነፋሪት መንገዲ ኣየር ሉፍታሃንዝ)
√ ቦታ ኣስመራ ኣየፖርት ( ኣቦና ወልወል ) ካብ ስደት ናብ ሃገሮም ዝተመልስሉ እዋን።

{ እዛ ስእሊ ታሪኻዊት ስእሊ ኢያ ኣብ ኤርትራ ተምሳል ክግበረላ ይግባእ ) ዓቢ ትርጉም ኢያ ሒዛ ዘላ። ንመጻኢ ወለዶታት ከም መወከስን መምሃርን ትጠቅም ኢያ

Simon Teklesenbet
Samson Haile

ጽምዶ መብርል 15 ጽምዶ ምስ ፋኖታት ኣምሓራጽምዶ ትግራይን ኣምሓራንጽምዶ ምስ ጁቡቲጽምዶ ምስ ሱዳንጽምዶ ደው ክብል ዘትክእል ተወርዋሪ ባቡር  ኮይኑ እዩ እሞ እንቋዕ ሓጎስርና!  Source...
27/08/2025

ጽምዶ መብርል 15
ጽምዶ ምስ ፋኖታት ኣምሓራ
ጽምዶ ትግራይን ኣምሓራን
ጽምዶ ምስ ጁቡቲ
ጽምዶ ምስ ሱዳን
ጽምዶ ደው ክብል ዘትክእል ተወርዋሪ ባቡር ኮይኑ እዩ እሞ እንቋዕ ሓጎስርና!
Source: Hidmona Entertainment

24/08/2025

ኣየ ሻዕብያ ገሊኡ ብ ኣዘርባጃን ገሊኡ በቲ እንግጥሞ ዝመጸ ማንካይ ፋርከታይ ዝቁርጠም ቆራጢሙስ ኣብ ባህላዊ ምዝንጋዕ ዚዝ ይብል። ንኰናት ከይተጀመረ ዝወድአን ዝስዕርን እዩ ሓይሊ ህዝባዊ ግንባር።

Address

Asmara

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Eritrean Community ልሳን ሰራዊትና posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share