M Xedo

M Xedo M xedo

30/06/2025

ጀነራል ካብ ኮር ንላዕሊ ድዮም? አታ ብሰሓቅ ክቀትሉና እዮም🙈

ጉጅለ ቑሸት አደመ ከይፎተኹ ጎቲቶም ቁሸታዊ ገይሮምኒ እሞ ተዓገሱኒ
06/06/2025

ጉጅለ ቑሸት አደመ ከይፎተኹ ጎቲቶም ቁሸታዊ ገይሮምኒ እሞ ተዓገሱኒ

29/05/2025

ትግራይ አብ ኢድ ዉሑዳት⚠️🔔

መግለፂ ዉድብ ስምረት ጉንቦት 20
28/05/2025

መግለፂ ዉድብ ስምረት ጉንቦት 20

15/05/2025

#መዘዝ ጉጅለ ዓሌት አብ ትግራይ ንመን ተበልዖ ?

14/05/2025

ትኺድ

04/05/2025

ኤህ ዳኣ ! መግለፂ ድዩ መላገፂ? Part 6661

ዜና አጉርዕ ብ አሉላእቲ ሕማቕ ዜና ኣሕፅር ኣቢልና እምብኣር ክነርድኣኩም:: 'ኣማኻሪ ምብራቕ ኣፍሪካ' ዝብሃል መዝነት የለን ነይሩ እውን ኣይፈልጥን:: ልቢ ኢልኩም ኣየስተባሃልኩምሉን እምበ...
11/04/2025

ዜና አጉርዕ ብ አሉላ

እቲ ሕማቕ ዜና ኣሕፅር ኣቢልና እምብኣር ክነርድኣኩም::

'ኣማኻሪ ምብራቕ ኣፍሪካ' ዝብሃል መዝነት የለን ነይሩ እውን ኣይፈልጥን:: ልቢ ኢልኩም ኣየስተባሃልኩምሉን እምበር (ምዃኑ ኣረይቲ ማህተም ልቢ የብልኩምን) : ጌታቸው ኣብ ዝጥዕሞ ቦታን ግዜን ኮይኑ ክቃለሰኩም ቃል ኣትይልኩም ነይሩ እዩ::
ከም ናተይ እምነት : ስልጣን ተዋሂብዎ ወይ ተሸይሙ ዝብል ዘይኮነስ ንቃልሲ ዝኾኖ ቦታ እዩ ባዕሉ ዘመዓራሪ ዘሎ ዝመስለኒ::

ብካልእ ኣዘራርባ : ናይ ቀደም ብፃይኩምን መራሒኹምን : ሕዚ ላዕለዋይ ጠማቲ ጉዳይ ሻዕቢያን ቤት ፅሕፈት ህወሓትን ኮይኑ እዩ መፂኡኩም ዘሎ:: ኣብቲ ምዝገባ ውድብኩም ንምስላጥን ስልጣን ንምርካብን እትመላለስዎ ስፍራ እዩ ሓሊፉ ፀኒሕኩም:: እዚ ኩሉ ዝኾነ ብሰንኪ ዕሙትን ድሑርን ኣካይዳኹም እዩ::

ነዙይ መፍትሒኡ ህልኽን ጨለልቃ እናኸድካ ሰብካ ምድፋእን ምስይጣንን ዘይኮነስ : ካብ ፀለመን ፅልእን ወፂእኻ ብሄራዊ ምትእኽኻብ ዘምፅእ ዕርቂ ብህፁፅ ምትግባር እዩ::

08/04/2025

ዘይቃዶ ነጥብታት ቅድመ ኩነትን እታ ፊርማ ስምምዕን ሓዱሽ ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ!

26/03/2025

መስሓቂ ሸራፋትባ ገበሩና

21/03/2025

ሰራዊት ሱዳን ቤተመንግስት እታ ሀገር ተቆፃፂሩ አሎ።

19/03/2025

ሰበር ኩናት ቀይሕ ባሕሪ ተወሊዑአብ መንጎ አሜሪካን የመንን ግብፅን ሓያል ወጥሪ ተፈጢሩ ።ቅድሚ ዉሕጅ መንገዲ ዉሕጅ ፅረግ ፖለቲከኛ ትግራይ?

Address

Addis Ababa

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when M Xedo posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share