The First Aider

The First Aider Save lives through skilled first aid Welcome to The First Aider page, your go-to source for essential first aid knowledge and emergency care tips!

I’m here to provide you with professional advice and practical demonstrations on how to handle a wide range of medical situations. Don’t forget to subscribe and hit the notification bell so you never miss a new video! Stay safe, stay informed, and be prepared with The First Aider.

እንቋዕ ናብ The First Aider page ብደሓን መጻእኩም፣ ንኣገደስቲ ፍልጠት ቀዳማይ ረድኤትን ምኽርታት ህጹጽ ክንክንን ክትከዱሉ እትኽእሉ ምንጪ! ንሰፊሕ ሕክም

ናዊ ኩነታት ብኸመይ ከም እትሕዞ ሞያዊ ምኽርን ግብራዊ ምርኢታትን ክህበኩም’የ። መሰረታዊ ነገራት ቀዳማይ ረድኤት ክትመሃር ትደሊ ትኹን፡ ናይ ህጹጽ ምላሽ ክእለትካ ኣመሓይሽ። ሓድሽ ቪድዮ ከይትስእን ሳብስክራይብ ምግባርን ናይ መፍለጢ ደወል ምውቃዕን ኣይትረስዑ!
ውሑስ ኩኑ፣ ሓበሬታ ይሃልኹም፣ ምስ The First Aider ድማ ተዳለዉ።

 #ሃንግኦቨር  ====================  #ማለት ሓደ ሰብ ካብ ዓቐን ንላዕሊ ኣልኮላዊ መስተ ምስ ወሰደ ዝፍጠር ፅቡቕ ዘይኾነ ስሚዒት እዩ።  #መብዛሕትኡ እዋን ድሕሪ መስተ ቀፂሉ ...
25/01/2025

#ሃንግኦቨር
====================
#ማለት ሓደ ሰብ ካብ ዓቐን ንላዕሊ ኣልኮላዊ መስተ ምስ ወሰደ ዝፍጠር ፅቡቕ ዘይኾነ ስሚዒት እዩ።
#መብዛሕትኡ እዋን ድሕሪ መስተ ቀፂሉ ዘሎ መዓልቲ ዝኽሰት እንትኸዉን ፤ ኣብ ዉሑዳት ሰባት ግና ንልዕሊ 24 ስዓት ክፀንሕ ይኽእል እዩ።
#ሃንግኦቨር ዝፍጠረሉ ላዕለዋይ ዓቐን ኣልኮል ዋላ ብንፁር ኣይፈለጥ ፤ ነገር ግን ቁፅሪ እንወስዶ መስተ እንትውስኽ ቀፂሉ ኣብ ዘሎ መዓልቲ ሃንግኦቨር ናይ ምፍጣር ዕዱሉ ብኡ መጠን ይውስኽ።
፨፨፨ዝርግሐ ሃንግኦቨር፦
#ኣብ ሃገርና ብዛዕባ ዝርግሐ ሃንግኦቨር ዝጥምት መረዳእታ እንተዘይሃለወ፤ ኣብ ዝማዕበላ ሃገራት ግና ወርሓዊ ብማእኸላይ 15% ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ድሕሪ ኣልኮላዊ መስተ ሃንግኦቨር ከም ዘጋጥሞምን፡ ካብዚኦም ደማ 10% ዝኾኑ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዕለታዊ ሰርሖም ሳዕቤናት ሃንግኦቨር ከምዘሸግርዎምን ይሕብሩ።
፨፨፨ምልክታት ሃንግኦቨር፦
**ምልክታት ሃንግኦቨር ዝጅምሩ ኣብ ደምና ዘሎ መጠን ኣልኮል እንትቕንስ ወይም ድማ ናብ ዜሮ እንትፅጋዕ ዋላ እንተኾነ ብተወሳኺ ድማ ዝወስዶ መጠንን ዓይነትን ኣልኮል ይዉስኖ እዩ።
**እዞም ዝስዕቡ ምልክታት ሃንግኦቨር እዮም፦
#ርሃፅ
#ፃምእ ማይ
#ድኻም ሰዉነት
#መጠኑ ዝሓለፈ ንቕሓት
#ሕማም ርእሲ
#ሕማም ጭዋዳታት
#ምዕውልዋልን ተምላስን
#ቁርፀት ከብዲ
#ብድምፅን ብርሃንን ብቐሊሉ ምርባሽ
#ስእነት ወይም ምቕናስ ድቃስ
#ቃሓር
#ድብርት፥ጭንቀት
#ስምዒት ብዥታ ዓይኒ
#ምንኣስን ምዝባዕን ትኹረት
#ምውሳኽ ውቅዒት ልቢ
#ምንቅጥቃጥ ሰብነት
#ምድራቕ ኣፍን ከንፈርን
#ስምዒት መሬት ኣብ ልዕሌኻ ትዘውር ዘላ ምምሳል
***ሓደ ሰብ ካብ ዓቐን ንላዕሊ ኣልኮላዊ መስተ ድሕሪ ምስታዩ ናብ ጥዕና ትካል ከውሰድዎ ዝኽእሉ ምልክታት፦
#ዓወር ቆዘር ምባል ወይም ቀልቢ ምስሓት(Stupors or coma)
#ተኸታታልን ዘየቋርፅን ተምላስ
#ምቕያር ኣተነፋፍሳ->ተሎ ተሎ ምትንፋስ
->ካብ ዓቐን ንታሕቲ ምትንፋስ
->ዝተዛብዐ ኣተነፋፍሳ
#ምቕያር ሕብሪ ቆርበት(ምፅዕዳው)
#ካብ ዓቐን ንታሕቲ ምቕናስ ሙቐት
***ንሃንግኦቨር ካብ ዘቃልዑ ወይም ዘጋድዱ ተግባራት ንገሊኦም፦
#ኣብ ጥራሕ ከብዲ ምስታይ
#ኒኮቲን ዝብሃል ንጥረ ነገር ዝሓዙ መዐወኒ ሱሳት ማለት እውን ሽጋራን ሓሺሽን ምስ መስተ ሓዊሰካ ምውሳድ
#ድሕሪ መስተ እኹል ድቃስ ዘይምውሳድ ወይም ጠቕሊልካ ዘይምድቃስ
#ኣብ ቤተሰብ ኣልኮላዊ መስተ ዘዘውትር ሰብ ምህላው
#ኣልኮላዊ መጠኖም ብዙሕ ዝኾኑ መስታት ምውሳድ።ንኣብነት፦ዊስኪ፥ቀይሕ ዋይን፥ቢራ፥ብራንዲ ወዘተ...
***ሕክምና ሃንግኦቨር፦
>>>ዋላ ሃንግኦቨር ቀስብቐስ ባዕሉ እንተጠፍኣ፡ነገር ግን ንሃንግኦቨር ዘለዎ ሰብ እዞም ዝስዕቡ ተግባራት ክፍፀሙ ኣለዎም፦
#እኹል ፈሳሲ ምውሳድ(Rehydration):-ማይ ወይም ናይ ፍራፍረ ፅሟቕ
አስተውዕሉ፦ተወሳኺ ኣልኮልነት ዘለዎ መስተ ምውሳድ ነቲ ችግር ስለ ዘጋድድ ክውገድ ኣለዎ።
#ካብ ስሩዕ ስዓት ምግቢ ወፃኢ፡ ብመጠኑ ተወሳኺ ምግቢ ምውሳድ
#ግዚኦምን ዓቐኖምን ዝፍለጡ መዐገሲ ሕማም መድሓኒታት ምውሳድ
#እኹል ድቃስ ምድቃስ።
፨፨፨፨እቲ ዋናን ውፅኢታዊን ናይ ሃንግኦቨር መድሓኒት ኣልኮላዊ መስተ ምውጋድ እዩ።

Had one too many drinks last night? Don’t worry, I’ve got you covered! As a nurse, I’m sharing my top 5 tried-and-true hangover remedies to help you bounce b...

Human Metapneumovirus (HMPV) is a respiratory virus that can cause symptoms similar to the common cold, flu, or RSV. In ...
18/01/2025

Human Metapneumovirus (HMPV) is a respiratory virus that can cause symptoms similar to the common cold, flu, or RSV. In this video, we cover:
- What is HMPV?
- Symptoms and risk factors
- How it spreads
- Treatment and prevention tips

🔔 Subscribe for more health and first aid videos!

Human Metapneumovirus (HMPV) is a common respiratory virus that affects both children and adults. In this video, we’ll cover: - What is HMPV? - Sympto

Learn what to do immediately after a dog bite to protect yourself or others. This video covers essential first aid steps...
11/01/2025

Learn what to do immediately after a dog bite to protect yourself or others. This video covers essential first aid steps, signs of infection, and when to seek medical attention. Stay informed and prepared!

Learn what to do immediately after a dog bite to protect yourself or others. This video covers essential first aid steps, signs of infection, and when

https://user284077.psee.ly/6xb88l
04/01/2025

https://user284077.psee.ly/6xb88l

In this video, we dive deep into hepatitis, a condition that affects millions of people worldwide. Learn about the different types of hepatitis (A, B,

21/09/2024

daily habits that increase risk!

18/09/2024

10 essential foot care tips for or

15/09/2024

Why Do We Snore? and Fixes

Address

Shire Inda Silase

Telephone

+251946913910

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when The First Aider posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to The First Aider:

Share