ሃዋየ ራያ

ሃዋየ ራያ Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ሃዋየ ራያ, Digital creator, Addis Ababa.

ኲናት ምስ ተጀመረ...ፖለቲከኛታት ጥይት የቀብሉ። ሃብታማት መግቢ ይህቡ: ድኻታት ግና ደቆም ይህቡ።

ኲናት ምስ ተወደአ...ፖለቲከኛታት ዝተረፈ ጥይት ይእክቡ፡፡

ሃብታማት በቲ ካብ ኲናት ዝተረፈ ሃብቶም ክስስኑ ይጅምሩ፡፡

ድኻታት ግን ደቆም ኣብ መቓብር ይደልዩ።

ህወሓት ዘጥፈኦ ሃፍቲ ህዝቢ ራያን እንደርታን፤ኸዚ ድማ መናእሰይንምጥፋእ ይፅዕር ኣሎ።ትግራይ ሽሜግለ ብሽማግለ ጠይርዋ ጠዋሪ ዘይብሎም።
09/07/2026

ህወሓት ዘጥፈኦ ሃፍቲ ህዝቢ ራያን እንደርታን፤ኸዚ ድማ መናእሰይንምጥፋእ ይፅዕር ኣሎ።ትግራይ ሽሜግለ ብሽማግለ ጠይርዋ ጠዋሪ ዘይብሎም።

ሰላም ደቂ ዓደይ!!እዚ ፅሑፍ ናተይ ኣይኮነን፤እዚ ገፅ ንሓደሰሙን ካብ ኢደይ ወፃኢ ኮይኑ ነይሩ ኣድሚን ሰሊምኒ።ሐዚ ግን ኣብ ኢደይ ኣትዩ ኣሎ።
08/07/2026

ሰላም ደቂ ዓደይ!!
እዚ ፅሑፍ ናተይ ኣይኮነን፤እዚ ገፅ ንሓደሰሙን ካብ ኢደይ ወፃኢ ኮይኑ ነይሩ ኣድሚን ሰሊምኒ።
ሐዚ ግን ኣብ ኢደይ ኣትዩ ኣሎ።

05/07/2026

ውድብ ህወሓት ትማሊ ገፊፉ ኣይፈልጥ ሎሚ ኣይገፍፍ፤ገፋፍ።
ምስ መሪሕነት ደረበጨን ንቅድሚት

03/07/2026

ሐዚ ውን ፈተኹም ፀላእኹም ቀንዲ መዋፅኦ ትግራይ መሪሕነት ዶክተር ደብረፅዮን እዩ።
ደብሪፅ ንቅድሚት!

02/07/2026

ክትሕስው ደሊኹም እምበር ኣብ ትግራይ ክሳብ ሐዚ ግፋ የለን፤ኣምሰሉታት ፤ዝተመለሰ መንግስትና ተረጋጊዑ ከይሰርሕ ትኸድዎ ክያዶ እዩ።እስቲ ንዓይ ብመረዳእታ ዝሙግተኒ!!

ማሲንጋ ፅባሕ ናብ መቀለ ከም ዝመፅእ ካብ ፍልፍላተይ ኣረጋጊፀ ኣለኹ።እቲ ናይ መጀመርያ ስርሑ ምስ ታደሰ ወረደን ኢሳያስ ታደሰን  ምርኻብ እዩ።ብወገን ትግራይ ድማ ነዚ ሕቶ ተነፂጉ ኣሎ።ድሒ...
25/06/2026

ማሲንጋ ፅባሕ ናብ መቀለ ከም ዝመፅእ ካብ ፍልፍላተይ ኣረጋጊፀ ኣለኹ።
እቲ ናይ መጀመርያ ስርሑ ምስ ታደሰ ወረደን ኢሳያስ ታደሰን ምርኻብ እዩ።ብወገን ትግራይ ድማ ነዚ ሕቶ ተነፂጉ ኣሎ።ድሒሩ ዝመፅእ ምዕባለ ፅባሕ ምሸት ተፀበዩ።

Address

Addis Ababa

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ሃዋየ ራያ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share