Amhara Media Corporation/Tigrigna ትግርኛ

Amhara Media Corporation/Tigrigna ትግርኛ AMMA is a news, documentary and entertainment media that strives for the betterment of the life of t

ስራሕቲ ቅቁቅበሳ ሩባ ግድብ መገጭ ብዓወት ተዛዚሙ - ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣዲስ ኣበባ: 28 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም (ኣሚኮ) ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ መገጭ ብዓወት ከምዝተዛ...
07/11/2025

ስራሕቲ ቅቁቅበሳ ሩባ ግድብ መገጭ ብዓወት ተዛዚሙ - ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ: 28 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም (ኣሚኮ) ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ መገጭ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ገፆም ኣብ ዝዘርግሕዎ ፅሑፍ ኣብ ጎንደር ዑደት ኣብ ዝገበሩሉ እዋን ስራሕቲ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ መገጭ ከምዝገምገሙ ገሊፆም።

እቲ ፕሮጀክት ኣብ 870 ሄክታር መሬት ዝዓረፈ ኮይኑ ምስተዛዘመ ን17 ሽሕ ሄክታር መሬት አገልግሎት መስኖ ከምዝህብ ትፅቢት ይግበር።

እቲ ቁልፊ ፕሮጀክት ዝኾነ ስራሕቲ ም ሩባ መገጭ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ዝገለፁ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተረፉ ስራሕቲ እውን ብዝተትሓዘሎም ትልሚ መሰረት ይስርሑ ከምዘለዉ ገሊፆም።

ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ መገጭ ምስተዛዘመ መፍረያይነት ሕርሻ እቲ ከባቢ ከም ዝውስኽ እውን ኣመልኪቶም።

@ዮሐንስ ተስፋዬ

05/11/2025

ማሕበራዊ ሚድያ...?
ኣብ ቀረባ እዋን ተፀበዩና‼️

ልምዓት ሃፍቲ እንስሳ ብምዝማን ሕብረተሰብ ተረባሒ ንምግባር ይሰርሕ ከምዘሎ ተፈሊጡ‼️ኣዲስ ኣበባ: 26 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም (ኣሚኮ) ቤት ፅሕፈት ኣተሓባባሪ እንስሳን ሃፍቲ ዓሳን ወረዳ ጉ...
05/11/2025

ልምዓት ሃፍቲ እንስሳ ብምዝማን ሕብረተሰብ ተረባሒ ንምግባር ይሰርሕ ከምዘሎ ተፈሊጡ‼️

ኣዲስ ኣበባ: 26 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም (ኣሚኮ) ቤት ፅሕፈት ኣተሓባባሪ እንስሳን ሃፍቲ ዓሳን ወረዳ ጉባላፍቶ ልምዓት ሃፍቲ እንስሳ ብምዝማን ሕብረተሰብ ተረባሒ ንምግባር ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

ሓላፊ ኣተሓባባሪ እንስሳን ሃፍቲ ዓሳን ወረዳ ጉባላፍቶ ኣይተ ገብረመድህን ኣማረ ከምዝገለፅዎ ሃፍቲ እንስሳ ብምዝማን ንሕብረተሰብ ተቃሚ ንምግባር ትልሚወፂኡ ይስራሕ'ሎ።

ኣብታ ወረዳ ልምዓት ቀለብ እንስሳታት፣ ምምሕያሽ ዓሌትን ኣወሃህባ ግልጋሎት ጥዕና እንስሳትን ንኹሉ ተበፃሒ ንምግባር ትኹረት ይወሃቦ ከምዘሎ እቶም ሓላፊ ኣፍሊጦም።

ብሰንኪ ኩነታት ፀጥታ ወረዳና ፀገም ቀረብ ሃፍቲ እኳ እንተሃለወ ብዝተኻእለና መጠን ንሰርሕ ኣለና ኢሎም።

ብተወሳኺ ብመንፅር ምውሳኽ ቁፅሪ ጥሪት ኣብዚ ርብዒ ዓመት ብ3 ኣገባባት ማለት ኣርቲፊሻል ምፍራይ፣ ሆርሞናዊ ምፍራይን ናይ ኣታፍን ምርባሕን ስራሕቲ ምርባሕን ተጠናኺሩ ይስራሕ ከምዘሎ ኣፍሊጦም።

@ዮሐንስ ተስፋዬ

 #ኣሚኮ ትግርኛኣዲስ ኣበባ: 25 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም (ኣሚኮ)ኣብ ዞባ ሰሜን ጎጃም ዞን ኣብ ወረዳ ይልማን ዴንሳን ኣብ ቀበሌ ሞሰቦ እናተኣከበ ዝርከብ ስርናይ ሓጋይ ብስእላዊ መግለፂ።ንለ...
04/11/2025

#ኣሚኮ ትግርኛ

ኣዲስ ኣበባ: 25 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም (ኣሚኮ)

ኣብ ዞባ ሰሜን ጎጃም ዞን ኣብ ወረዳ ይልማን ዴንሳን ኣብ ቀበሌ ሞሰቦ እናተኣከበ ዝርከብ ስርናይ ሓጋይ ብስእላዊ መግለፂ።

ንለዉጢ ሕብረተሰብ ንተግኅ‼️
"ኣምሓራ ሚድያ ኮርፖሬሽን"

@ዮሐንስ ተስፋዬ

 #ኣሚኮ ትግርኛኣዲስ ኣበባ: 25 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም (ኣሚኮ)ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ምምሕዳር ከተማ ጊምባ ኣብ ቀበሌ 023 እናለምዐ ዝርከብ ኣካል እቲ ሌማት ትሩፋት ዝኾነ ሓምሊ መረበት...
04/11/2025

#ኣሚኮ ትግርኛ

ኣዲስ ኣበባ: 25 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም (ኣሚኮ)

ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ምምሕዳር ከተማ ጊምባ ኣብ ቀበሌ 023 እናለምዐ ዝርከብ ኣካል እቲ ሌማት ትሩፋት ዝኾነ ሓምሊ መረበት ብስእሊ።

ንለዉጢ ሕብረተሰብ ንተግኅ‼️
"ኣምሓራ ሚድያ ኮርፖሬሽን"

@ዮሐንስ ተስፋዬ

01/11/2025
01/11/2025

#ኣሚኮ ትግርኛ

ኣዲስ ኣበባ: 22 ጥቅምታ 2018 ዓ.ም (ኣሚኮ)

ንሃገራዊ ሓድነት ናይ ምርድዳእ ብፅሒትና ንዋፃእ!

ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን ብሔራ ዊክልላዊ መንግስቲ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ

@ዮሐንስ ተስፋዬ

 #ኣሚኮ ትግርኛኣዲስ ኣበባ: 21 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም (ኣሚኮ)ልምዓት ኮሪደር ሳር ቤት- ጀርመን አደባባይ- ጋርመንት- ፉሪ!ንለዉጢ ሕብረተሰብ ንተግኅ‼️"ኣምሓራ ሚድያ ኮርፖሬሽን"@ዮሐንስ...
31/10/2025

#ኣሚኮ ትግርኛ

ኣዲስ ኣበባ: 21 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም (ኣሚኮ)

ልምዓት ኮሪደር ሳር ቤት- ጀርመን አደባባይ- ጋርመንት- ፉሪ!

ንለዉጢ ሕብረተሰብ ንተግኅ‼️
"ኣምሓራ ሚድያ ኮርፖሬሽን"

@ዮሐንስ ተስፋዬ

31/10/2025

Address

Addis Abeba
Addis Ababa
1000

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Amhara Media Corporation/Tigrigna ትግርኛ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Amhara Media Corporation/Tigrigna ትግርኛ:

Share