Adiabo Media

Adiabo Media Adiabo Media is a News platform to deliver fact-checked information to the audiences.

legendary Defense Force of Republic Tigray ሰራዊት መስራቲ ሃገረ ትግራይ እዚ እዩ ተፋለጥዎ Most Watched 🔥New Video🔥
20/06/2021

legendary Defense Force of Republic Tigray ሰራዊት መስራቲ ሃገረ ትግራይ እዚ እዩ ተፋለጥዎ Most Watched 🔥New Video🔥

| Subscribe Adiabo Media - ኣድያቦ ሚድያ |-----------------------------©Copyright: Adiabo Media - ኣድያቦ ሚድያAny unauthorized use, copying, or distribution is stric...

ኩለመዳያዊ መጥቃዕቲ ብምክያድ ፀላእትና ንደምስስ !!-------ታሪኻውያን ፀላእትና ህዝብና ኣጥፊኦም ኣብ ኮረቻ ሚኒሊካዊ ኢምፓየር ንምንባር ካብዘለዎም ስዑር ባህጊ ብዝብገስ ማእለያ ምስ ዘይ...
19/06/2021

ኩለመዳያዊ መጥቃዕቲ ብምክያድ ፀላእትና ንደምስስ !!
-------
ታሪኻውያን ፀላእትና ህዝብና ኣጥፊኦም ኣብ ኮረቻ ሚኒሊካዊ ኢምፓየር ንምንባር ካብዘለዎም ስዑር ባህጊ ብዝብገስ ማእለያ ምስ ዘይብሎም መዝረ ልፍንቲ ሓይልታት ተላፊኖም ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝኽእልዎ ዘበለ ኩሉ ዓይነት ግፍዒ ብዘይንሕስያ ፈፂሞም፤ ኣብታ ዝተረፈቶም ናይ ዓፅረ ሞት ካልኢት ኮይኖም እውን ይቕፅልሉ ኣለው።

ብፈተና ፀላእቱ ዘይፀዓድ፣ ተቓሊሱ ዘይርብርብ፣ ማእለያ ብዘይብሉ ግፍዒ ፀላእቲ ዘይህመል ህዝብና ንሕልሚ ፀላእቱ ኣይተምበርከኸን። ሎሚ እውን ከምቀደሙ ኩሎም ውልቃዊ ጉዳያቱ ራሕሪሑ፣ ትግራይ ልዕልን ቅድምን ኩሉ ሰሪዑ ምእንተ ዓዱን ህዝቡን ይጋደል ኣሎ።
ዝኸበርካ ሰራዊት ትግራይ፣ ንኽብሪ ትግራይ ክትብል ንፃት እውን ግምባርካ ንዓረር ኣይሰሳዕኻን። ንኹሉ ዓይነት ተፃባኦታት እዚ መድረኽ ኣይተሰኮንካን። የግዳስ ማእለያ ንዘይብሎም ልፍንቲ ሓይልታት ፀላእቲ በታቲኽካ ሓርነት ትግራይ ክተበስር ኣብ ድርኩኺት እቲ ዓወት ረጊፅካ ኣለኻ። ህዝባዊ ዕላማኻ ተሓንጊጥካ፣ በቲ ዝተለመደ ጅግንነትን ሳይንሳዊ ጥበብ ገድልና እናተመራሕኻ ነቲ ዘዛባዕኻዮን ሓሙቱ ዝፈሰሰን ግፈዐኛ ፀላኢ መሊእኻ ንምድምሳስ ንቕድሚት መርሽ! ሓርነት ትግራይ ብጅግንነትካ ክገሃድ እዩ። ወርቃዊ ታሪኽካ ድማ ብወርቃዊ ቀለም ተኸቲቡ ንዘለኣለም ኣብ ማህደር ታሪኽ ገድልና ክነብር እዩ!! ትግራይ ብኣኻ ትሕበን !!

ዝኸበርካ ደጀን ህዝብና፣ ነቲ ኹሉ መከራ ሰጊርካ፣ ሳላ ዝተቓለስካ፣ ሳላ ግፍዒ ኣረብሪቡካ ርእስኻ ዘየድነንካ ከምታ ዝበልናያ ፀላእትኻ ቀቢርካ ናብታ እትምነያ ድሮ ሙሉእ ዓወት ትቀራረብ ኣለኻ። ቃልስኻ፣ ቃልሲ ፍትሒ እዩሞ ዓወት ግድን ናትካ እዩ። ሓርነትካ ብኹቡር ቃልስኻ ክተረጋግፅ ኢኻ። ሎሚ እውን ሱር ቃልስና ኮይንካ ደቅኻ እናመረቕካ ናብ ቃልሲ ልኢኽካ። ዓንዲ ሑቐ ቃልሲ ሓርነትና ኮይንካ ካብታ ፀላእቲ ዝወረርዋ ጎጀኻ መቒልካ ቃልስና ኣብ እንግዳዕኻ ተሸኪምካ ናብታ እትምነያ ዓወት ትኣቱ ኣለኻ። ንሙሉእ ዓወትካ ኩለ መዳያዊ ቃልስኻ ኣበርኽ !!

ዝኸበርኩም ወየንቲ ትግራይ፣ መላእ ህዝብና ብሓፈሻ፣ ብፍላይ ድማ መንእሰይ ትግራይ፣ ፀላእትና ሓመድ ድበ ናብ እነእትወሉ ስትራተጂካዊ መጥቃዕቲ ኣቲና ኣለና። ሰራዊትና ነዚ ስትራተጂካዊ መጥቃዕቲ ንምፍፃም ዘኽእል ኩለ መዳያዊ ዓቕምን ድልውነትን ወኒኑ ኣሎ። ስትራተጂካዊ መጥቃዕቲ ኣብ ዝተጀመረሎም ግምባራት ድማ ኣንፀባራቕቲ ዓወታት ይሓፈስ ኣሎ። በትሪ ወያነና ምፅዋር ዝኸበዶ ካብ ሞት ዘምለጠ ሰራዊት ፀላኢ ገሊኡ ኢዱ ይህብ ገሊኡ ድማ ይብተን ኣሎ። ብምዃኑ እውን ወየንቲ ትግራይን መላእ ህዝብናን ኩሎም ክሳዳት ትግራይ ብምዕፃው ፀላእቲ ኣብ ቁፅፅር ንኽውዕሉ እቲ ዝተለመደ ኩለ መዳያዊ ህዝባዊ ቃልስና ክተሓይል ውድብኩም ህወሓት ፃውዒቱ የቕርብ።

ንኹልኹም ሰራዊት ፀላእቲ፣ ዕላማ ዘይብሉ መስዋእቲ ትኸፍሉ ኣለኹም። ብድሕሪትኩም ብጥይት እናተወቓዕኹም ብቕድሚት እውን ካብ ጥይት ወፃኢ ካልእ ኣማራፂ ከምዘይብልኩም እናተነገረኩም ክልቲኡ ሞት እዩ ኢልኩም ቀለብ ጥይት ትኾኑ ከምዘለኹም ንርዳእ። ይኹን እምበር ሰራዊት ትግራይ፣ ኢዱ ንዝሃበ ሰራዊት ናይ ምቕታል ዕላማ ይኹን ባህሊ ከምዘይብሉን ሎሚ እውን ከም ትማሊ ኢዱ ንዝሃበ ሰራዊት ተቐቢሉ ናብ ዝመረፆ ቦታ ከምዝልእኽ፣ እዚ ክሳብ ዝኸውን ኣብ ውሑስ ቦታ ከምዘፅንሐኩም ፈሊጥኩም ኢድኩም ክትህቡን ካብ ዕላማ ዘይብሉ ሞት ክትድሕኑን ፃውዒት የቕርበለኩም።

ትግራይ ትዕወት!!
ዘለኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንናይ ትማልን ሎምን ሰማእታትና!!
ቤት ፅሕፈት ህወሓት
ሰነ 2013 ዓ/ም

ሽሾ መርዐዲ ፀላኢ ዝኾነ ፍሉይ ሓይሊ ምክልኻል ትግራይ Tigray Special Defense Force Most Watched June 11, 2021 M----
11/06/2021

ሽሾ መርዐዲ ፀላኢ ዝኾነ ፍሉይ ሓይሊ ምክልኻል ትግራይ Tigray Special Defense Force Most Watched June 11, 2021 M
----

| Subscribe Lazana Network ላዛና ኔትወርክ |-----------------------------©Copyright: Lazana Network ላዛና ኔትወርክAny unauthorized use, copying, or distribution is stri...

ሰበር ዜና NATO ኣብ ልዕሊ አገዛዝኣ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘይዳግም ስጉምቲ ክውሰድ እዩ  NATO & USA will Take Action on Ethio & Eri-----
07/06/2021

ሰበር ዜና NATO ኣብ ልዕሊ አገዛዝኣ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘይዳግም ስጉምቲ ክውሰድ እዩ NATO & USA will Take Action on Ethio & Eri
-----

| Subscribe Lazana Network ላዛና ኔትወርክ |-----------------------------©Copyright: Lazana Network ላዛና ኔትወርክAny unauthorized use, copying, or distribution is stri...

🔥New Video🔥 "ቑረፅ በሎ ቑረፅ በሎ በሎ በሎ" ተጋዳላየን ከያንን ኣበበ ኣርኣያ ምስ እዶ ትግራይ ካብ ሓራ መሬት ትግራይ June 6, 2021-----
06/06/2021

🔥New Video🔥 "ቑረፅ በሎ ቑረፅ በሎ በሎ በሎ" ተጋዳላየን ከያንን ኣበበ ኣርኣያ ምስ እዶ ትግራይ ካብ ሓራ መሬት ትግራይ June 6, 2021
-----

Subscribe Lazana Network ላዛና ኔትወርክ |-----------------------------©Copyright: Lazana Network ላዛና ኔትወርክAny unauthorized use, copying, or distribution is strict...

🔥ትማሊ ጉንበት 29, 2013 ዓ.ም🔥 ኣብ ከባቢ ከተማ መቐለ ዝትፈፀመ ጥቕዓት ብሓ.ም.ት June 5, 2021-----
06/06/2021

🔥ትማሊ ጉንበት 29, 2013 ዓ.ም🔥 ኣብ ከባቢ ከተማ መቐለ ዝትፈፀመ ጥቕዓት ብሓ.ም.ት June 5, 2021
-----

Subscribe Lazana Network ላዛና ኔትወርክ |-----------------------------©Copyright: Lazana Network ላዛና ኔትወርክAny unauthorized use, copying, or distribution is strict...

ብሕቡእ ካሜራ ዝትተሓዘ ሓደሽቲ ኣፅዋራት ፀላኢ ኣብ ከተማታት  #ትግራይ | New   War Makenzie in   Cities---
04/06/2021

ብሕቡእ ካሜራ ዝትተሓዘ ሓደሽቲ ኣፅዋራት ፀላኢ ኣብ ከተማታት #ትግራይ | New War Makenzie in Cities
---

Subscribe Lazana Network ላዛና ኔትወርክ |-----------------------------©Copyright: Lazana Network ላዛና ኔትወርክAny unauthorized use, copying, or distribution is strict...

1 Hour Mixed All Music's of   Tigrigna  | ኩለን ደርፊታት ሓዲሽ ቓልሲ ካብ ሓራ መሬት ትግራይ | Most Watched Video -------
02/06/2021

1 Hour Mixed All Music's of Tigrigna | ኩለን ደርፊታት ሓዲሽ ቓልሲ ካብ ሓራ መሬት ትግራይ | Most Watched Video
-------

Subscribe Lazana Network ላዛና ኔትወርክ |-----------------------------©Copyright: Lazana Network ላዛና ኔትወርክAny unauthorized use, copying, or distribution is strict...

🔥ኣብ ጉንበት 17, 2013 ዓ.ም🔥 ኩለን ጎደናታትን ገዛውት ንግድን ከተማ  #መቐለ ፀጥ ኢለን ብዝገርም እንተኽብራ Tigray Fasting on Mekelle-----
27/05/2021

🔥ኣብ ጉንበት 17, 2013 ዓ.ም🔥 ኩለን ጎደናታትን ገዛውት ንግድን ከተማ #መቐለ ፀጥ ኢለን ብዝገርም እንተኽብራ Tigray Fasting on Mekelle
-----

Subscribe Lazana Network ላዛና ኔትወርክ |-----------------------------©Copyright: Lazana Network ላዛና ኔትወርክAny unauthorized use, copying, or distribution is strict...

ፕሬዝዳንት  #ሃገረ  #ትግራይ ዶ/ር  #ደብረፅዮን ቅድሚ 8 ወርሒ ዝበሎ ሓሳብ ስለምንታይ ፕሬዝዳንት  #ባይደን ደጊምዎ? ደጋጊምና ክንርእዩ ዝግብእና ቪድዮ------
27/05/2021

ፕሬዝዳንት #ሃገረ #ትግራይ ዶ/ር #ደብረፅዮን ቅድሚ 8 ወርሒ ዝበሎ ሓሳብ ስለምንታይ ፕሬዝዳንት #ባይደን ደጊምዎ? ደጋጊምና ክንርእዩ ዝግብእና ቪድዮ
------

Subscribe Lazana Network ላዛና ኔትወርክ |-----------------------------©Copyright: Lazana Network ላዛና ኔትወርክAny unauthorized use, copying, or distribution is strict...

ሌላ ሰበር ዜና‼️የአሜሪካ ውጭጉዳይ ሴኔትና ኮንግረስ ማን  #ቦብ ሜንዴዝ እና  #ጆርጆ ግሪጎሪ ሚክሰ ኣንድላይ በመሆን ኣገራቸው ኣሜሪካ በኢትዮጵያና ላይ ሌላ ከባድ ማእቀብ እንድትጥል ለ ጆ...
27/05/2021

ሌላ ሰበር ዜና‼️

የአሜሪካ ውጭጉዳይ ሴኔትና ኮንግረስ ማን #ቦብ ሜንዴዝ እና #ጆርጆ ግሪጎሪ ሚክሰ ኣንድላይ በመሆን ኣገራቸው ኣሜሪካ በኢትዮጵያና ላይ ሌላ ከባድ ማእቀብ እንድትጥል ለ ጆባይደን ኣስተዳደር ጥሪ ኣቀረቡ‼️

"ኽዓ መጸ መጸ ሓየተይ ናተዳመጸ" - ጌቾ ሳኒታይዘር ኣብ TMH ሎሚ ተጸበዩታ !----
27/05/2021

"ኽዓ መጸ መጸ ሓየተይ ናተዳመጸ" - ጌቾ ሳኒታይዘር ኣብ TMH ሎሚ ተጸበዩታ !
----

Subscribe Lazana Network ላዛና ኔትወርክ |-----------------------------©Copyright: Lazana Network ላዛና ኔትወርክAny unauthorized use, copying, or distribution is strict...

Address

Addis Ababa
1000

Telephone

+251913804343

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Adiabo Media posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share