Gelila Media News

Gelila Media News Welcome to Gelila Media News ! GMN will broadcast news,reports,live programs, entertainment ,interviews & others.

Hit the subscribe button!

መትከላትና
👉ህዝባውነት/ህዝባዊ ውግንና
👉ሚዛናውነት
👉ሓቀኝነት/ርትዓውነት
👉ሓበሬታ ምትሕልላፍ
👉ሓቛፋይነት
👉ተኣማንነት
👉ህርኩትነት
GMN ናይ ሓበሬታ መርከብ!

28/02/2026

Trump speaking!

23/02/2026
18/02/2026

Support Axumawian MEDIA Network፡========================•
To be AMN Member — patreon.com/axumawian
• Donor Box — https://donorbox.org/amnsatellitefund.
Bank Ethiopia - CBE: 1000651200052. PAYPAL: https://www.paypal.com/donate?hosted_button_id=9EZJ9ZXLY5SUG
ZELLE:[email protected]
Follow us for daily Updated Info፡=========================
• YouTube — youtube.com/c/AxumawianMediaNetwork
• Twitter — twitter.com/MediaAxumawian
• Telegram — t.me/axumawianmedia Website - www.axumawian.com

27/01/2026
27/01/2026

መግለፂ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ

መንግስትነት ትግራይ ብምፍራስ ናብ ጎይቶት ጠበንጃ ዝወረዱ ሰበ ህወሓትን ግዳማዊ ተፃባእቲ ሓይልታት ይፈጠርዎ ብዘለው ዘየቋርፅ ጥቕዓትን ህዝብና ዝወረዶን ይወርዶ ዘሎን ኣይሂ ሓሳረ መከራ ተቖፂሩ ዝውዳእ ኣይኾነን። ህልዊ ኩነታት ትግራይ ካብ ጥርኑፍ መግዛእቲ ናብ በቢኸባቢኡ ዝነገሱን ባሊህ በሃሊ ዘይብሎምን ጎይቶት ጠበንጃ ስለዝተለወጠ ህዝብና ሰላሙ ተሓዲጉ ሕድሕድ ሰዓትን መዓልትን ብስግኣት፣ ጭንቅን መከራን ይሓልፎ ኣሎ። ህዝብና ንልዕሊ ክልተ ዓመታት ዝሓለፎ ፅንትት ከይኣክል ሐዚ እውን ሰላም ሓሪምዎ ዕለታዊ ምንቅስቓስ ተገዲቡ፣ ከተማታት ትግራይ ኣብ ጠላዕ ቀትሪ ሰብ ዘይረኣየልን በረኻታት ኮይነን፣ ናይ ኹናት ደበና ድባብ ተፈጢሩን ህዝብና ናይ ስግኣት ሰለሎ ኣትይዎን ኣብ ዘለሉ ኣዝዩ ፈታኒ ኩነታት ንርከብ።

ብኻልእ መዳይ ኣብዚ ዘመን ቀሊል ዘይበሃል ቁፅሪ ደቂ ብሄረ ትግራይ ዕጮኦም ጭውያን ጥፍኣትን ከምኡ ድማ ስሩዓት ኣብ ዘይኾኑን ዘይፍለጡን ቤት ማእሰርቲታት ምድጓንን ምስዋርን ኾይኑ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ዝተጨወየን ዛጊድ ዝተኣሰረሉ ቦታ ዘይፍለጥን ተጋዳላይ ጉዕሽ ገብረን ካልኦት ኣባላት ሰራዊትን፣ ቅድሚ ኣዋርሕ ተጨውዩ ሃላዋቱ ዘይተረኸበ በዓል ሞያ ካሜራ ፊልሞን ገብረሂወት (ፊላሪ)፣ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝነጥፍ ብርሃነ ገብረገርግስ፣ ካብ ትግራይ ተጨውዩ ዝተሰወረ ኤርትራዊ ደላዪ ፍትሕን ካልኦትን ተግባራት እቶም በቢ ኸባቢኡ ዝነገሱ ጎይቶት ጠበንጃ ሰበ ህወሓት የርኢ።

ስለዝኾኑ ኣብ ዘይፍለጡ ቤተ ማሕዩራት ዝተኣሰሩ ወገናት ሕጊ ዝፈቕደሎም መሰላት ክሕለወሎም፣ ዝተጨወዩን ሃላዋቶም ዘይፍለጥን ወገናት ኩነታቶም ንቤተሰቦምን ህዝብን ዕላዊ ክግበር ዝፅውዕ ውድብና፤ እዚ ናይ መጭወይትን ስወራን ናይ ሽፋቱ ተግባር ግቡእ ቃልሲ ተዘይተገይርሉ ንለውጢ ዝቃልሱ ኩሎም ተጋሩ ዘራኻኽብ ምዃኑ ብምርዳእ ኩሉ ወገን እዚ ተግባር ብኣግኡ ደው ክብል ግቡእ ፀቕጥን ቃልስን ክገብር ይግባእ።
ብሕታዊ መዋፅኦ ትግራይ ኩሎም ሰብ ግደ ዘካትት ሓቋፋይ ብሄራዊ ዘተ ምዃኑ ብተዳጋጋሚ ዝገለፀ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ፡ ሐዚ እውን ሓቀኛ ናይ ፖለቲካዊ ሓይልታት ብሄራዊ ዘተ ክግበር ኩሎም ፖለቲካዊ ሓይልታት ፀቕጢ ክገብሩ ይፅውዕ።

ሳልሳይ ወያነ ትግራይ
18 ጥሪ 2018
መቐለ፡ትግራይ

20/01/2026

Address

Addis Ababa

Opening Hours

Monday 09:00 - 17:00
Tuesday 09:00 - 17:00
Wednesday 09:00 - 17:00
Thursday 09:00 - 17:00
Friday 09:00 - 17:00
Saturday 09:00 - 12:30

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Gelila Media News posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share