ሃፀይ ዮውሃንስ 4ይ

ሃፀይ ዮውሃንስ 4ይ ትግራይ ሕጂ ኸ ናበይ?

26/04/2025

ስራም ሴራም የማያውቅ ብቻውን የቆመ አመራር ተነካሁ ማለቱ ከውድቀቱ ለመማር ፍላጎት አለመኖሩ ነው።

18/04/2025

☝️
ብውድብ ተመልሚለን ዝተፈለየ ሓሳብ ዘለዎም ጀጋኑ ብስሚ መሪዘን ብ ምግብን መስተን እናቀተላ ዝመፃ እንበዓል እዚአን እየን☝️

09/04/2025

"ዘይተምሃረ ዘይተምሓረ"
ዝተብሃለስ ነቶም ካብ ኮር ንላዕሊ እዩ ኢሉ መን ገመቶ😂

ጀነራል ታደሰ ወረደ ሓዱሽ ፕረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኮይኖም ምሻሞም ንሙሉእ ትግበራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ንምፍፃም ከምዝሕግዝ ኤምባሲ ኣመሬካ ኣብ ኢትዮጵያ ገሊፁ።ሹመት ጀነራል ታደሰ ወ...
09/04/2025

ጀነራል ታደሰ ወረደ ሓዱሽ ፕረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኮይኖም ምሻሞም ንሙሉእ ትግበራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ንምፍፃም ከምዝሕግዝ ኤምባሲ ኣመሬካ ኣብ ኢትዮጵያ ገሊፁ።

ሹመት ጀነራል ታደሰ ወረደ ውዕሊ ፕሪቶርያ ንምፍፃም ዝሕግዝ ምዃኑ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ኢርቪን ማሲንጋ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ገሊፆም።

ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ብመሰረት ውዕሊ ፕሪቶርያ ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ክምለሱ፣ ትግበራ ምጥያሽ ተመለስቲ ሓይልታት ፀጥታ ክቕፅል፣ ሕግን ስርዓትን ክነግስ፣ ስራሕቲ ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ትግራይ ክጠናኸር፣ ሕጋውነት ዘይብሎም ርክባት ደው ክብሉን እቶም ፕረዚደንት ከምዝሰርሑ ተገሊፁ።

ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኰይኑ ዝተሸመ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ዝፈረሞ ሰነድ ዝሓዘን ሸሞንተ ነጥቢታትhttps://bbc.in/4iak39T
08/04/2025

ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኰይኑ ዝተሸመ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ዝፈረሞ ሰነድ ዝሓዘን ሸሞንተ ነጥቢታት
https://bbc.in/4iak39T

ኣእዳው ግብረ ራዕዲኣእዳው ሃፍቲ ምዝበራኣእዳው ጭውያኣእዳው ጥፍኣት !ኣእዳው ምፍራስ ሰራዊት ትግራይ!ኣእዳው ፈጠርቲ ቅልዉላው ትግራይ !ኣእዳው ኣልቦ መንግስትነት ትግራይ
04/04/2025

ኣእዳው ግብረ ራዕዲ
ኣእዳው ሃፍቲ ምዝበራ
ኣእዳው ጭውያ
ኣእዳው ጥፍኣት !
ኣእዳው ምፍራስ ሰራዊት ትግራይ!
ኣእዳው ፈጠርቲ ቅልዉላው ትግራይ !
ኣእዳው ኣልቦ መንግስትነት ትግራይ

03/04/2025

ሓታቲ= ናይ ዓለምና ጨካን ሰብ ሂትለር ይባሃል🤔
መላሲ=ሓሶት ናይ ዓለምና ጨካን ሰብ ምግበይ ሃይለ እዩ☝️ምኽንያቱ ምግበይ ሃይለ ሰራዊት ዝረሸነ፣ብኬሚካል ከባቢ እናበከለ ጥሪት ሓረስታይ ዘብርስ ዘሎ ጨካን እዩ☝️

02/04/2025

ይትረፍ ኣብ ውድብ'ሲ ኣብ ሓደ ተራ እድር 'ኮ ርእሱ ዝኸኣለ ናይ መሪሕነት ወሰን፣ መተሓዳደሪ ደምቢ፣ ስሪት፣ናይ ዕላማ ሓድነት፣መስርሕ ኦዲትን ተሓታትነትን፣ገምጋምን ምትዕርራይን ወዘተ...ኣለዎ ዋእ! ኮንትሮባንዲስት!

02/04/2025

"ኣብ ቃልሲ ምስዋእ ክብሪ እዩ።
ከም ምግበይ ሃይለ መቃብር ስውኣት እናፈሓርኻ ወርቂ ምዕዳን ግን ሕስረት እዩ☝️

01/04/2025

ንጌታቸው ረዳ ዘይኾነት ህወሓት ንዓኻ ኣይትኾነካን☝️
"ሆድ አደር" ካድረ🤔

Address

Mekelle
Addis Ababa

Telephone

+251919020506

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ሃፀይ ዮውሃንስ 4ይ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to ሃፀይ ዮውሃንስ 4ይ:

Share