ጎጆ ሚዲያ Gojo-Media

ጎጆ ሚዲያ Gojo-Media ጎጆ ሚዲያ ወድዓዊ ኩነታት ትግራይ ዘጋውሕ ድምፂ ህዝቢ ! ብራና ትግራይ ናትኩም አማራፂ ሚዲያ

15/11/2025

ንውርዝያት አዴታት ትግራይ አይገልፃን !
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
ወሎዶ ነዚ ተግባር ክፅዮፎ ይግባእ ።
እዚ ኸ አበይ አዮ ።

መስሐቂ እዮ~~~~~~ሰምሃል መለስ ንጀነራል ፃድቃን ክተነአእስ ሰሚዕና ።ሰምሃል መጀመሪያ ካብቲ አዝዮ ዘሰክፍ ናይ ሓሽሽ ወልፍን፤ ስኽራንን ካብኡ ድማ ካፍቲ ዘይንቡር ዕጥራን ውፂ። መጀመሪያ...
14/11/2025

መስሐቂ እዮ
~~~~~~
ሰምሃል መለስ ንጀነራል ፃድቃን ክተነአእስ ሰሚዕና ።
ሰምሃል መጀመሪያ ካብቲ አዝዮ ዘሰክፍ ናይ ሓሽሽ ወልፍን፤ ስኽራንን ካብኡ ድማ ካፍቲ ዘይንቡር ዕጥራን ውፂ። መጀመሪያ ሰብ ንሙኻን ሞክሪ ። ድሕሪኡ ንሰብ ክተነአእሲ ከይኮነ ንሓሳብ ክትሙግቲ ምፂ ።

ንሓውና ንሓግዞ~~~~~~~~ሰላም ሰላም ኽቡራት ኣሕዋት ሃምትፈልጡዎ ሓውና ተሻገር በቀለ ኸቢድ ናይ ኣእምሮ ፀገም ገጢሙዎ ኹሎም ኣዕርኽቱይ መተዓቢቱይ ሓዚኖም ብቑልጡፍ ኣድላዪ ሕክምና ክግበረ...
14/11/2025

ንሓውና ንሓግዞ
~~~~~~~~
ሰላም ሰላም ኽቡራት ኣሕዋት ሃምትፈልጡዎ ሓውና ተሻገር በቀለ ኸቢድ ናይ ኣእምሮ ፀገም ገጢሙዎ ኹሎም ኣዕርኽቱይ መተዓቢቱይ ሓዚኖም ብቑልጡፍ ኣድላዪ ሕክምና ክግበረሉ ናሰብ ሓገዝ ሃምለድልዮ ተፈሊጡ ብሰም ኣሕዋቱይ መተዓቢቱይ ልተኸፈተ ሓዱሽ ኣካውንት እዚ እዩ ። እሞ ኣሕዋተይ ሓገዝኹም ኣይፈለየና መድሃኒ ኣለም ካብ ኽልተ ግዜ ምርኣይ ይሓሊኹም🙏
1.ሳህሉ ወልደገብርኤል
2.ተስፋ B
3. ልዑል ጌታቸው
ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ
ሒሳብ ቑፅሪ
1000726848088
ገንዘብ ምስ ኣእተኹም reciept ስደዱልና ኣሕዋተይ 🙏

13/11/2025

አይንሽወድን አርሚ 15
~~~~~~~~~~~~
ድምፂ ተጋደልቲ አቃልቦ ይወሃቦም!

13/11/2025

ልትግራይ ሰላም ክብል ጫማ ክስዕም ዘገድድ ተሃልዮ ክስዕም እየ ።
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
አቶ ጌታቸው ረዳ

6582 ብምድዋል  ናይ ራይድ ግልጋሎ  አብ ከተማ መቐለ ይርከቡ | Route Raid
13/11/2025

6582 ብምድዋል ናይ ራይድ ግልጋሎ አብ ከተማ መቐለ ይርከቡ | Route Raid

12/11/2025

ቁስሊ ትግራወቲ አዶ አትቀስቅስልና ሕስርቲ
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
" ደቀይ ተሰዊኦም እዮም ኢሉ ዘማረረ ትግራዋይ የለን "

11/11/2025

ብለይ አፈላላይ ኩሉ ክስልጥን አለዎ : ሓቃ እያ
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~

ጭካንኦም ወሰን የብሉን~~~~~~~~~~~~
10/11/2025

ጭካንኦም ወሰን የብሉን
~~~~~~~~~~~~

10/11/2025

ስለ ወላድ ላብ ልቦኖኦም ይመለሱ
~~~~~~~~~~~~~~~~~~

09/11/2025

ናይ ውርደት ጫፍ ካብዚ ይማሓረና ! 🤣
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~

09/11/2025

እዚ ሙዚቀኛ መን ይበሃል ?
~~~~~~~~~~~~~

Address

Addis Abeba

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ጎጆ ሚዲያ Gojo-Media posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

ጎጆ ተጋሩ Gojo-tegaru

ጎጆ ተጋሩ ( gojotegaru.com ) ስነ-ጥበብዊ ንጥፈታትን ማለት እውን ደርፍታት፣ ድራማታት፣ ግጥምታት፣ ዋዛ ምስ ቁምነገር ብቛንቛ ትግርኛ እናተኸሸኑ ዝዝርግሑላ ሚዲያ እያ። ብተወስኺ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝተፈፀሙ ዘምህሩን ዘዘናግዑ ፍፃመታት ብመልክዕ ቪድዮን ፅሑፍን ትዝርግሕ ።