ዓጋመ ሚድያ ሀውስ Agame media house

ዓጋመ ሚድያ ሀውስ Agame media house እዚ ንዓጋመ ዝቆመ ሚድያ እዪ

ምሕረት የውርደልካ ኣያና ሓውና
30/08/2023

ምሕረት የውርደልካ ኣያና ሓውና

Me at home alone…🤣😝
27/05/2023

Me at home alone…🤣😝

27/05/2023

Me at home alone…🤣😝

በዓል ሀፍቲ ኣይተ ዘርኡ ገ/ሊባኖስ ንምጅማር ስርዓተ ት/ቲ  ከተማ ዓዲግራት ኢሎም ዘወፈይዎ 3 ሚሌን ብር ሎሚ ኣብ ስታዴም ወልዋሎ ብ ማተርያል ተቐይሩ ን ነበርቲ ከተማ ና 70.000 ደፍተ...
14/05/2023

በዓል ሀፍቲ ኣይተ ዘርኡ ገ/ሊባኖስ ንምጅማር ስርዓተ ት/ቲ ከተማ ዓዲግራት ኢሎም ዘወፈይዎ 3 ሚሌን ብር ሎሚ ኣብ ስታዴም ወልዋሎ ብ ማተርያል ተቐይሩ ን ነበርቲ ከተማ ና 70.000 ደፍተር 12.000 ቢሮ ን ቾክ ወዘተን ብሓፈሻ 2.2 ሚልየን ከባቢ ዘዉፅእ ናዉቲ ንህዝብና ሎሚ ሓገዝ ተጌሩ ኣሎ ።
እቲ ዝተረፈ 800.000 ድማ ንስድራ ስዋኣት ፣ ንዉቅዓት ተጋደልትን ንነባራት ጡረኛታት ከምዝከፋፈል ኣፍቲ መድረኽ ተገሊፁ ኣሎ ። ኣብዚ መድረኽ ቢሮ ት/ቲ ክልል ትግራይ ዶ/ር ኪሮስ ጉዕሽ ን ከንቲባ ከተማና ኣይተ ሰለሙንን ካልኦ ት ዓበይቲ ኣጋይሽን ተረኺቦም እዮም.

እታ ኣዶ
10/05/2023

እታ ኣዶ

29/04/2023

ሓዱሽ ከንቲባ መፅዪዋ ኣሎ ን ከተማ ዓዲግራት

Share     #መተሓሳሰቢ  #ንኩልኩም  #ተምሃሮ ቤት ትምህርቲ  #ፅንሰታ ፅባሕ ዓርቢ ዕለት 20/08/2015 ዓ.ም   #ምዝገባ ስለዝጅመር ዘሎ መፂኩም ክትምዝገቡ ነተሓሳስብመመዝገቢ ብር...
28/04/2023

Share
#መተሓሳሰቢ #ንኩልኩም #ተምሃሮ ቤት ትምህርቲ #ፅንሰታ ፅባሕ ዓርቢ ዕለት 20/08/2015 ዓ.ም #ምዝገባ ስለዝጅመር ዘሎ መፂኩም
ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ
መመዝገቢ ብር=100ብር
ወርሓዊ ክፍሊት=500ብር

24/04/2023

ትግራዋይ not homogeneous (ሓደ ዓይነት) ህዝቢ ንዝብል። እንተወሓደ ኣብ ትግራይ ሰለስተ ህዝቢታት ኣለው፦ ትግራይ፣ ኢሮብን ኩናማን።
ትግራይ ህብረብሄራዊ ወይድማ heterogeneous እያ።

Share share ንኹሉኹም ኪነት ትግራይ ወይ ከዓ ሙዚቀኛታት ትግራይ ካብ ትግራይ ወፂእኹም እቲ ተሰርሕዎ ዘለኹም ስራሕ እናነኣድኩ ጥንቃቄ  ክትገብርዎ ዝግበአኩም ነገራት:- ከምዚኦም ዝበሉ...
18/04/2023

Share share
ንኹሉኹም ኪነት ትግራይ ወይ ከዓ ሙዚቀኛታት ትግራይ ካብ ትግራይ ወፂእኹም እቲ ተሰርሕዎ ዘለኹም ስራሕ እናነኣድኩ ጥንቃቄ ክትገብርዎ ዝግበአኩም ነገራት:- ከምዚኦም ዝበሉ ታሪኻዊ ፀላእትና ስለዘለው ኣብ ትገብርዎም እንቅስቃሴታትን ኣብ ምግቢ ትበልዕሉ ኣብ መደቀሲ ቦታትኩም ብ ልኡዃቶም ገይሮም ከየታልልኹም ዓብይ ጥንቃቄ ክትገብሩ ኣለኩም። ምኽንያቱ ንህዝብና ምብስጬው ኢሎም ሓድሓደ ነገር ካብ ምግባር ስለዘይቁጠቡ ምልክታቶም ድማ የርእዩና ኣለው ስለዚ ኣብ ስራሕኹም ጥንቄቄ ብዝተመልኦ እንተትሰርሑ ምኽረይ የሕልፍ።
ናብ ኩሉ ይብፃሕ share share

ኣብ ዓዲግራት ሆስፒታል እቲ  ንፋርማስታት ዓዲግራት ዘሀፍተመ ኣካይዳ እቲ ሓደ ሲስተም እዚ እዪ።እዚ ትሪኢዎ ዘለኹም መድሓኒት ካብ ሆስፒታል ዓዲግራት ዝተዘረፈ እንትኾን ብካሽ ድማ ናብ 80,...
17/04/2023

ኣብ ዓዲግራት ሆስፒታል እቲ ንፋርማስታት ዓዲግራት ዘሀፍተመ ኣካይዳ እቲ ሓደ ሲስተም እዚ እዪ።
እዚ ትሪኢዎ ዘለኹም መድሓኒት ካብ ሆስፒታል ዓዲግራት ዝተዘረፈ እንትኾን ብካሽ ድማ ናብ 80,000 ኣከባቢ ኣብ ገዝኡ ኣፅኒሑ

ሆስፒታል ዓዲግራት እቶም ዶካትር ይኹኑ ተራ ሐኪማት ኣብ ሰዓቶም ከምዘየኣትዪን ኣብ ሑሙማት ተገዳስነት ከምዘይብሎም ሓበሬታታት ይመፀና ኣሎ ብዝርዝሩ ክንመፆ ኢና

ህወሓትን መንግስቲ ሰራሕተኛን
06/04/2023

ህወሓትን መንግስቲ ሰራሕተኛን

መን ደኣ ኾይኑ እዪ 😋
05/04/2023

መን ደኣ ኾይኑ እዪ 😋

ፅቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ👍ምሕዳስ ፍቓድ ንግዲ ኣብ ትግራይ ብነፃኩሉ ነጋዳይ ትግራይ ክሳብ መፃኢ ሰነ 30/ 2015 ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ብዘይ ዝኾነ ይኹን ክፍሊት ብናፃ ዝነበሮ ፍቓድ ንግዲ ከሐ...
28/03/2023

ፅቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ👍

ምሕዳስ ፍቓድ ንግዲ ኣብ ትግራይ ብነፃ

ኩሉ ነጋዳይ ትግራይ ክሳብ መፃኢ ሰነ 30/ 2015 ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ብዘይ ዝኾነ ይኹን ክፍሊት ብናፃ ዝነበሮ ፍቓድ ንግዲ ከሐድስን ሓዱሽ ፍቓድ ንግዲ ከዉፅእን ከም ዝኽእል ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ትግራይ ኣፍሊጡ ።

ደብሪፅ ኣብ ናይ ኣለም ገብረዋህድ ቦታ ኮፍ እንተ ኢሉ እቲ ናይ ታሕተዎት ኔትዎርክን ተንኮላትን ኣይኽእሎን እቲ ዘሎ ሕቱኽቱኽን ኔትዎርክን ክበጣጥሶ ኣይኽእልን እሞ  ካሊእ ቦታ እንተዝወሃቦ ...
26/03/2023

ደብሪፅ ኣብ ናይ ኣለም ገብረዋህድ ቦታ ኮፍ እንተ ኢሉ እቲ ናይ ታሕተዎት ኔትዎርክን ተንኮላትን ኣይኽእሎን እቲ ዘሎ ሕቱኽቱኽን ኔትዎርክን ክበጣጥሶ ኣይኽእልን እሞ ካሊእ ቦታ እንተዝወሃቦ ይሓይሽ በሃላይ እየ

ናብ ኩሉ ይብፃሕ Share share ንግበሮ ማእኸል መሕብሐቢ አረጋዊያን ፍረ ሚናጦስ ቕድም ክብል አብ ከተማ መቐለ እናሰረሐ  ምፅንሑ ዝፍለጥ ኮይኑ ካልአይ ጨንፈር አብ ከተማና ከተማ ዓዲግራ...
26/03/2023

ናብ ኩሉ ይብፃሕ
Share share ንግበሮ ማእኸል መሕብሐቢ አረጋዊያን ፍረ ሚናጦስ ቕድም ክብል አብ ከተማ መቐለ እናሰረሐ ምፅንሑ ዝፍለጥ ኮይኑ ካልአይ ጨንፈር አብ ከተማና ከተማ ዓዲግራት ሎሚ ዕለት 17/07/2015ዓ.ም ዓበይቲ ዓዲ ነጋዶን ጉዱሳት ነበርቲ ከተማና ኣብ ዝተረኸቡሉ እቲ ማሕበር ተጣይሹ አሎ።

እቶም ድቃላታት ህግደፍ ATM ክጥቀሙ ከለውደቂ በላዕቲ ሰብ
26/03/2023

እቶም ድቃላታት ህግደፍ ATM ክጥቀሙ ከለው
ደቂ በላዕቲ ሰብ

Address

Adigrat
12345

Telephone

+251991252213

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ዓጋመ ሚድያ ሀውስ Agame media house posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share