Kevi ጎይታ ቐይሕ ባሕሪ

Kevi ጎይታ ቐይሕ ባሕሪ 🤌 ሰላም ጥራይ ትግራይ ዓደይ 🫶 ✌️

ድምበርና ቐይሕ ባሕሪ እዩ!ናይ ዓጋመ ዕብየት ዝውሰን ቐይሕ ባሕሪ ድምበርና ተተከፊቱ ጥራሕ እዩ! 🔥ዓጋመ  ዓደይ ክንደይ ጊዜ ኣብ ዕፅዋ 🙄
11/10/2026

ድምበርና ቐይሕ ባሕሪ እዩ!

ናይ ዓጋመ ዕብየት ዝውሰን ቐይሕ ባሕሪ ድምበርና ተተከፊቱ ጥራሕ እዩ! 🔥

ዓጋመ ዓደይ ክንደይ ጊዜ ኣብ ዕፅዋ 🙄

።
11/10/2026

።

💘
11/10/2026

💘

  ❤💛Dr. Abraham Belay-ዶ/ር አብርሃም በላይ  ምስ ህዝቢ ዓጋመ ክዛተ ናብ ከተማ ዓዲግራት ክመፅእ እዩ !መላእ ደላይ ሰላምን ለዉጥን ህዝብና ብምሉኡ ሰዓት 5:30 ናብ ፒያሳ ብም...
11/10/2026

❤💛
Dr. Abraham Belay-ዶ/ር አብርሃም በላይ ምስ ህዝቢ ዓጋመ ክዛተ ናብ ከተማ ዓዲግራት ክመፅእ እዩ !
መላእ ደላይ ሰላምን ለዉጥን ህዝብና ብምሉኡ ሰዓት 5:30 ናብ ፒያሳ ብምኽታት ብባህሊ ዓጋመ ክንቅበሎ ይግባእ ! ተቐቢልና ድማ መሰረታዊ ሕቶታት ህዝብና ንሕተት ንጠይቕ !!

ጭርሖታት!!

1) “ቀይ ባህር የኢትዮጵያ የተፈጥሮ ወሰን ሆኖ ኖሯል፤ ይኖራልም”! ራስ አሉላ አባነጋ
2) ''ከቻላቹ ቀይ ባሕር ከበሩ ቅበሩኝ፤ ካልሆነ ሬሳዬን ወደ ቀይ ባሕር አዙራችሁ ቅበሩኝ'' ደጃች_ስባጋድስ
3) “ትግራዋይነት ሚዛንን ኹርናዕን ኢትዮጵያዊነት እዩ!” አብርሃም በላይ
4) “መሬት ትግራይ ንባንዳታትን ተለኣኣኽቲ ሻዕብያን ዕሾኽ እያ”
5) ህዝቢ ትግራይ ንጭቆና ንባንዳታት ተለኣኣኽቲ ሻዕብያን ዝሽከም እንግድዓ ኣይብሉን፤ ዘበት!
6) ህዝቢ ትግራይ ጭቆና ዝፅየፍ፤ ነፃነት ዝብህግ፤ ንባንዳን ጠጃእቲ ዂናትን ሞትን ዕረ እዩ!!
7) መንነት ባንዳ ግዜ ክጋልሆ ጀሚሩ ኣሎ!
8) ትግራይ፥ ተስፋ ወለዶ ፅባሕ ሓዳሽ ሰማይ!
9) ኣብ መንነት ኢትዮጵያዊነት ዘይዋገ ፅኑዕ ህዝቢ፤ ትግራዋይ!
10) ወጊድ ጉስቁልና፥ ይኣክል ፀገም ፀበባ!
11) ንዳግመ ህንፀትን ልምዓትን ትግራይ ንረባረብ!
12)*ንመፃኢት ልምዕቲ ትግራይ ንሕበር!
13) መላእ ኣሓትን ኣሕዋትን ኢትዮጵያውያን ኣብ ልምዓትን ሕውየትን ትግራይ እጃምና ነወፊ!
14) ንባንዳታት ተለኣኣኽቲ ሻዕብያ አይትፈቅድን !!
15) ህዝቢ ትግራይ ንባንዳታት ተለኣኣኽቲ ሻዕብያ ዕድል ኣይህብይ !!
16) ህዝቢ ትግራይ ንባንዳታት ተለኣኣኽትን ንላኣኽቶምን ዕረ እዩ !!
17) ባንዳ መን ሙኻኑ ግዜ ክፈርድ እዩ !!
18) ትግራይ ሓዳሽ ሰማይ !!

✍️ ደለይቲ ሰላም 🙌

ጎይታ ዓጋመ  Dr. Abraham Belay-ዶ/ር አብርሃም በላይ ድሕሪ 2 ስዓት ናብ ትውልዲ ቦትኦም ዝኾነት ዓዲግራት ይኣትው ኣለው እዮም እሞ ህዝቢ ዓዲግራት ወድኹም ተቐበሉ👍🏽
11/10/2026

ጎይታ ዓጋመ Dr. Abraham Belay-ዶ/ር አብርሃም በላይ ድሕሪ 2 ስዓት ናብ ትውልዲ ቦትኦም ዝኾነት ዓዲግራት ይኣትው ኣለው እዮም እሞ ህዝቢ ዓዲግራት ወድኹም ተቐበሉ👍🏽

10/10/2026

ሎሚዓንቲ ዓዲግራት ርግዕ ኢላ ውዒላ ኣላ!
ሰላም ንኩሉ ወዲሰብ 🕊️



10/10/2026

ዳይ ጉዕዞ ንቅድሚት 💪ናብ ቐይሕ ባሕሪ ምድሪ ስባጋድስ 🔥


09/10/2026

ጎልልል 💪💪💪

ወልዋሎ 1 - 1 ሀላባ
93 ደቂቃ ካርሎስ
ዓጋመ ቢጫ ንጉሳውያን 👑

09/10/2026

ሰናይ ዜና
ካብ መቐለ ናብ ኣዲስኣበባ
ናይ ኣየር ✈️ በረራ
ካብ ጥቅምቲ 1/2019 ዓ.ም ክጅምር እዩ።

Address

Adigrat

Telephone

0919002991

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Kevi ጎይታ ቐይሕ ባሕሪ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share