ካባኩም ናባኩም general knowledge

ካባኩም ናባኩም general knowledge 💫ኩሎም ፀገማት ትሕቲ ሞት እዮም።
💫ጥሩ ስራ ለራስ ነው::
💫ሰው ለመርዳት ሰው መሆን በቂ ነው
💫No one is perfect in the perfect world eccept God

◈መንገዲ  #ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሕዳር 10/ 2018 ዓ,ም ጀሚሩ፣ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ናብ  #ሑመራ ስሩዕ በረራ ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ። ካብ መቀለን ሽረ ን እወን በረራታት ከም ዘካይድ ...
20/10/2025

◈መንገዲ #ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሕዳር 10/ 2018 ዓ,ም ጀሚሩ፣ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ናብ #ሑመራ ስሩዕ በረራ ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ። ካብ መቀለን ሽረ ን እወን በረራታት ከም ዘካይድ ተስፋታት ኣለው።
💫💫kb sabawi💫💫

◈መንገዲ  #ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሕዳር 10/ 2018 ዓ,ም ጀሚሩ፣ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ናብ  #ሑመራ ስሩዕ በረራ ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ። ካብ መቀለን ሽረ ን እወን በረራታት ከም ዘካይድ ...
20/10/2025

◈መንገዲ #ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሕዳር 10/ 2018 ዓ,ም ጀሚሩ፣ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ናብ #ሑመራ ስሩዕ በረራ ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ። ካብ መቀለን ሽረ ን እወን በረራታት ከም ዘካይድ ተስፋታት ኣለው።
💫💫kb sabawi💫💫

20/10/2025
17/10/2025

🔌 ስልኮን እንዴት ነው ቻርጅ የሚያደርጉት ?
***************************************************
የባትሪ ዕድሜን የሚያሳጥሩ መጥፎ ልማዶች!
የሞባይል ስልኮን ባትሪ በትክክለኛው መንገድ ቻርጅ ያደርጋሉ? ብዙዎቻችን የምንከተላቸው የቻርጅ ልማዶች የባትሪውን የረጅም ጊዜ ጤና (Longevity) የሚጎዱ ናቸው። ባትሪዎ በጊዜ ሂደት ቶሎ እንዳያልቅ ለመከላከል ማድረግ የሚገቡዎትንና መተው ያለብዎትን ልማዶች እነሆ ፦
🔋 ባትሪን የሚያጎዱ ልማዶች እና ትክክለኛው መፍትሄ
1. ባትሪው ዜሮ (0%) እስኪሆን መጠበቅ
የዘመናዊ ስልኮች (ሊቲየም-አዮን) ባትሪዎች ሙሉ በሙሉ አልቆ (0%) መሞላት አይወዱም። ሙሉ በሙሉ ማለቅ ባትሪውን ያጨናንቀዋል።
📌 መፍትሄ ፦ ባትሪው ከ20% በታች ሳይወርድ ቻርጅ መጀመር። በተመሳሳይ ደግሞ 100% ሙሉ በሙሉ መሙላት አያስፈልግም፤ ከ80% እስከ 90% ባለው ክልል ውስጥ መሙላት ለባትሪው ጤናማ ነው።
2. ሌሊቱን ሙሉ ቻርጅ ላይ መተው
አብዛኛዎቹ ዘመናዊ ስልኮች ሙሉ በሙሉ ሲሞሉ ቻርጁን ያቆማሉ (Overcharging Protection)። ነገር ግን ሌሊቱን ሙሉ ቻርጅ ላይ መተው ስልኩ በከፍተኛ የሙቀት መጠን ለረጅም ጊዜ እንዲቆይ ስለሚያደርግ የባትሪ ዕድሜን ያሳጥራል።
📌 መፍትሄ ፦ ስልኮን በምሽት ከ100% በኋላ ቻርጅ ላይ ከመተው ይልቅ በቀን ውስጥ ይሙሉት። የሚቻል ከሆነ ደግሞ ስልኩን ቻርጅ ሲያደርጉት ከቨሩን (Case) ያውልቁት ሙቀቱን ለመቀነስ።
3. ኦርጅናል ያልሆኑ (Cheap/Counterfeit) ቻርጀሮችን መጠቀም
ጥራት የሌላቸው ወይም ርካሽ ቻርጀሮች እና ኬብሎች በቂ ያልሆነ ወይም ያልተረጋጋ ኃይል ለስልኩ ይሰጣሉ። ይህ በባትሪው የኃይል መሙላት ሂደት ላይ ጉዳት ሊያደርስ ይችላል።
📌 መፍትሄ ፦ ሁልጊዜ የስልኮን ኦርጅናል ቻርጀር እና ኬብል ይጠቀሙ። ካልሆነም፣ በስልኮ አምራች ኩባንያ የተፈቀዱ (Certified) ጥራት ያላቸው ምርቶችን ብቻ ይግዙ።
4. ፈጣን ቻርጀር (Fast Charger) ሁልጊዜ መጠቀም
ፈጣን ቻርጀሮች ጊዜ ይቆጥባሉ፤ ግን ከፍ ያለ ኃይል ስለሚጠቀሙ ብዙ ሙቀትን ይፈጥራሉ። ሙቀት ደግሞ የባትሪ ህዋሳትን (Battery Cells) ይጎዳል።
• 📌 መፍትሄ ፦ ፈጣን ቻርጀሮችን የሚያስፈልግዎ ከሆነ ብቻ ይጠቀሙ። በምሽት ወይም አስቸኳይ በማይሆንበት ጊዜ ቀስ ያለ ቻርጅ የሚያደርግ ቻርጀር መጠቀም ይመረጣል። አንዳንድ ስልኮች ላይ 'Optimized Charging' የሚባል ሴቲንግ ካለ ያብሩት።
5. ቻርጅ እየተደረገ ከባድ ስራዎችን መሥራት
ስልኩ ቻርጅ በሚያደርግበት ጊዜ በተፈጥሮ ይሞቃል ። በዚህ ላይ ደግሞ ጌም መጫወት ወይም ቪዲዮ ማየት ሲጨመርበት ባትሪው ለከፍተኛ ሙቀት ይጋለጣል።
📌 መፍትሄ ፦ ስልክዎ ቻርጅ ላይ እያለ ከባድ አፕሊኬሽኖችን ከመጠቀም ይቆጠቡ። ባትሪው በሚሞላበት ጊዜ እንዲያርፍ እና እንዲቀዘቅዝ ይፍቀዱለት።
~ ማጠቃለያ ፦
የስልኮ ባትሪ የረጅም ጊዜ ዕድሜ በርስዎ የቻርጅ አድራጎት ልማድ ላይ የተመሠረተ ነው። እነዚህን ቀላል ማስተካከያዎች በማድረግ የባትሪዎን አቅም ለብዙ ዓመታት ማቆየት ይችላሉ ።
🗣️ እርስዎ የትኛው የቻርጅ ልማድ ነበረብዎት? ያጋሩን!
💫💫kb sabawi💫💫

13/10/2025

ሰኣን እዚ ምፍላጥ ክንደይ ሓዳር እዩ ዝፈርስ ኣሎ‼️
=============================

✅1 .ብዝኾነ ምኽንያት ኣብ ልዕሊ ሰብኣይኪ ብዓውታ ኣይትመልስሉ ።ምክንያቱ ዓው ዓው ምባል ምልክት ንዕቀት እዩ እሞ ብህድኣት ድኣ ተዛረብዮ ።

✅2.ፍፁም ሰብ የለንሞ ናይ ሰብኣይኪ ጉድለት ነዕርኹቱ ንስድራቤትኪ ኣይትዛረቢ ሚስጥረኛ ኩኒ ተመሊሱ ከይጎድኣኪ ንዓኺ ሕማቅ ነገር ኣይትዝርኢ

✅3.ቁጥዕቲ ሓያል ሰብ ኣይትኹኒ ህድእቲ ኩኑ ። ጓል ፅባቐኣ ኣብ ትሕትና እዩ ትሕት በሊ ብፍላይ ንሰብኣይኪ ኣይትዳፈርዮ ።

✅4 .ንሰብኣይኪ ምስ ካልኦት ኣወዳት ኣይተወዳድሪዮ ከምኡ ብምግባርኪ ፍቅሩ ክዝሕል ኣብ ልዕሌኺ ትገብርዮ ኣለኺ

✅5.ሰብኣይኪ ኣፍቂሩኪ እዩ ተመርዒኪ እሞ ጓል ትገብሮ ነገር ግበሪ ።ሓላፍነትኪ ተዋፅኢ

✅6 .ምናልባት ባዶ ኢዱ ናብ ገዛ ክመጸኪ ከሎ ኣይትውቀስዮ ኣበራትዕዮ ኣብ ስእነቱ ኣለኹልካ በልዮ ብጥቕሚ ኣይኹን ርክብኪ ።

✅7. ደኺሙ ዘምጽኦ ገንዘብ መጻወቲ ኣይትግበርዮ ሕለይሉ ለባም ኩኒ ምስተን ዓያሹ ኣይትዓሽዊ ንሳተን ገንዘብ ምሓዝ ዘይክእላ ክኾና ስለ ዝክእላ ከምአን ኣይትኹኒ ኣዋህልሊ

✅8 .ግብረ ስጋ ክደሊ ከሎ ሓሚመ ደኺመ እናበልኪ እናመኻነኺ ኣይትኽእልዮ ። ሰብኣይ ብከብዱን ብስምዒቱን ጸወታ ኣይፈልጥን እዩ ። ብተደጋጋሚ ትከልእዮ እንተ ኮይንኪ ናብ ካልኦት ኣዋልድ ክኸይድ ኢኪ ማዕጾ ትከፍትሉ ዘለኺ
#ማኃልየ መኃልይ ዘሰሎሞን 7 ፥12-13

✅9 .ንሰብኣይኪ ኣብ ኣደባባይ ኣይትመልስሉ ። ንሱ ዋላ ተጋግዩ ከምኡ እንተ ገበረ ንስኺ ጓል ስለ ዝኾንኪ ኣብ ልብኺ ምዕቋር ተለማመዲ ። ምኽንያቱ ዓሻ ሰብይቲ ብገዛእ ኢዳ ቤታ ተፍርሶ ስለ ዝብል ከምተን ዓያሹ ኣይትኹኒ ። ለባም ሰበይቲ ንነገራት ኣብ ልባ እያ ትገብሮ ።ምስ ሰብኣያ ክትተሃላለኽ ኣይትነብርን እያ ።

✅10. ንሰብኣይኪ ኣብ ቅድሚ ደቅኺ ኣይትጓየቕዮ ። ለባም ሰበይቲ ከምዚ ኣይትገብርን እያ ።እቶም ቆልዑ ንኣቡኦም ክንዕቅዎ ኢኪ ትዕድምዮም ዘሎኺ እሞ መስተውዓሊት ኩኒ።
ሰናይ ናብራ ንሰብ ሓዳር 🌻
ሰናይ ፍቕሪ ንፍቑራት 🌹
ሰናይ ትዕግስቲ ንሲንግላት 🙏

11/10/2025

ምቅጥቃጥ መሬት ሕዚ ውን ሰዓት 3:45
ኣብ ዴስኣ ከባቢ ዓፋር ሕይል ዝበለ እዩ ፈጣሪ ይቅረ ይበለልና

11/10/2025

ሕዚ ሰዓት 1:00 ከቢድ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ደስኣ ከባቢ ዓፋር ።
1/02/2018ዓም

ደስ ክትብል ግጥሚ
11/10/2025

ደስ ክትብል ግጥሚ

መርቐኒ ኣቦይ
**********

መጻእየይ ከይሓምቕ : ክጽብቕ መንገደይ
ገደል ከየእትወኒ : ዋዒ ንእስነተይ
መስተውዓሊን ቅኑዕን : ሰብ ኮይነ ክነብር
መርቐኒ ኣቦይ ምርቓኻ : ኣብ ልዕለይ ክሓድር

ብቕኑዕ መንገዲ : ገዲፈ ብቐይናን
ኣምላኸይ የሕዝነ : መሐጎሲ ሰይጣን
ከይከውን በጃኻ : መርቐኒ ኣቦይ
ኣሰርኩም ክኽተል : ኣሰር ኣቦታተይ

ትርጉም ምፍጣረይ : ጽቡቕ ከይፈለጥኩ
ብዓለም ክሕጎስ : ልበይ ዝሸወድኩ
ዘርሞ ዘርሞ ኮይነ : ከይጉዳእ ብነብሰይ
መንገደይ ክቐንዕ : መርቐኒ ኣቦይ

ንስጋይ ዝነብር : ዝረሳዕኹ ነብሰይ
ንዓለም ዘፍቅር : ገዲፈ ኣምላኸይ
ኮይነ ከይቅጽሎ : ናይ ህይወት መንገደይ
መርቐኒ ኣቦይ : ክባረኽ ህይወተይ

ጾም ጸሎት ዘይፈቱ : ዕዋላ መንእሰይ
ትእዛዙ ዘየኽብር : ፍቓድ ናይ ኣምላኸይ
ክጓዓዝ ከይነብር : ኣነ ከም ድልየተይ
ፍቓድ ትልዑል ክመልእ : መርቐኒ ኣቦይ

ቅንዕቲ መንገዲ : መንገዲ ኣቦታተይ
ናብ ሰላም ትወስድ : ብርሃን ናይ ህይወተይ
ሓጎስ ዝረኽበላ : መዕረፊት ዛ ነብሰይ
መሪጸ ክኸዳ : መርቐኒ ኣቦይ

ሰይጣን መታለሊ : ንልበይ ከይጠልፎ
ሰናይ ጽቡቕ ምሕሳብ : ፈጺመ ከይገድፎ
ብጾምን ጸሎትን : በርቲዐ ክሓልፎ
ምርቓኻ ክበጽሓኒ : ካብ ልበይ ይትስፎ

ምስትውዓል ኣጉዲለ : ሓጥይት ከየብዝሕ
ንነብሰይ ቀጺዐ : ናብ ቤት ልዑል ከምርሕ
ኢድካ ኣንብርካ ኣብ ዝባነይ : ምርቓኻ ኣፍስሰለይ
ኣብ ውሽጠይ ሰሪፁ : ከብራሃለይ ልበይ

ፍልጠት ጎዲልኒ : ከይጎድኣ ንነብሰይ
ጠቕሊለ ከይስሕቶ : መንገዲ ኣቦታተይ
ሰኒፈ ከይወድቕ : ካብ ቅኑዕ እምነተይ
ደጋግምካ መርቐኒ : ክቡር ሓላል ኣቦይ

ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና
እግዝኣብሔር ምሕረትን ሰላምን የውርደልና
ምርቓ ወለድና ኣይፈለየና

💫💫💫 ፍልፍል ገፀ መፅሓፍ 💫💫💫

መርቐኒ ኣቦይ**********መጻእየይ ከይሓምቕ : ክጽብቕ መንገደይገደል ከየእትወኒ : ዋዒ ንእስነተይመስተውዓሊን ቅኑዕን : ሰብ ኮይነ ክነብርመርቐኒ ኣቦይ ምርቓኻ : ኣብ ልዕለይ ክሓድርብቕ...
11/10/2025

መርቐኒ ኣቦይ
**********

መጻእየይ ከይሓምቕ : ክጽብቕ መንገደይ
ገደል ከየእትወኒ : ዋዒ ንእስነተይ
መስተውዓሊን ቅኑዕን : ሰብ ኮይነ ክነብር
መርቐኒ ኣቦይ ምርቓኻ : ኣብ ልዕለይ ክሓድር

ብቕኑዕ መንገዲ : ገዲፈ ብቐይናን
ኣምላኸይ የሕዝነ : መሐጎሲ ሰይጣን
ከይከውን በጃኻ : መርቐኒ ኣቦይ
ኣሰርኩም ክኽተል : ኣሰር ኣቦታተይ

ትርጉም ምፍጣረይ : ጽቡቕ ከይፈለጥኩ
ብዓለም ክሕጎስ : ልበይ ዝሸወድኩ
ዘርሞ ዘርሞ ኮይነ : ከይጉዳእ ብነብሰይ
መንገደይ ክቐንዕ : መርቐኒ ኣቦይ

ንስጋይ ዝነብር : ዝረሳዕኹ ነብሰይ
ንዓለም ዘፍቅር : ገዲፈ ኣምላኸይ
ኮይነ ከይቅጽሎ : ናይ ህይወት መንገደይ
መርቐኒ ኣቦይ : ክባረኽ ህይወተይ

ጾም ጸሎት ዘይፈቱ : ዕዋላ መንእሰይ
ትእዛዙ ዘየኽብር : ፍቓድ ናይ ኣምላኸይ
ክጓዓዝ ከይነብር : ኣነ ከም ድልየተይ
ፍቓድ ትልዑል ክመልእ : መርቐኒ ኣቦይ

ቅንዕቲ መንገዲ : መንገዲ ኣቦታተይ
ናብ ሰላም ትወስድ : ብርሃን ናይ ህይወተይ
ሓጎስ ዝረኽበላ : መዕረፊት ዛ ነብሰይ
መሪጸ ክኸዳ : መርቐኒ ኣቦይ

ሰይጣን መታለሊ : ንልበይ ከይጠልፎ
ሰናይ ጽቡቕ ምሕሳብ : ፈጺመ ከይገድፎ
ብጾምን ጸሎትን : በርቲዐ ክሓልፎ
ምርቓኻ ክበጽሓኒ : ካብ ልበይ ይትስፎ

ምስትውዓል ኣጉዲለ : ሓጥይት ከየብዝሕ
ንነብሰይ ቀጺዐ : ናብ ቤት ልዑል ከምርሕ
ኢድካ ኣንብርካ ኣብ ዝባነይ : ምርቓኻ ኣፍስሰለይ
ኣብ ውሽጠይ ሰሪፁ : ከብራሃለይ ልበይ

ፍልጠት ጎዲልኒ : ከይጎድኣ ንነብሰይ
ጠቕሊለ ከይስሕቶ : መንገዲ ኣቦታተይ
ሰኒፈ ከይወድቕ : ካብ ቅኑዕ እምነተይ
ደጋግምካ መርቐኒ : ክቡር ሓላል ኣቦይ

ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና
እግዝኣብሔር ምሕረትን ሰላምን የውርደልና
ምርቓ ወለድና ኣይፈለየና

💫💫💫 ፍልፍል ገፀ መፅሓፍ 💫💫💫

Address

Axum

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ካባኩም ናባኩም general knowledge posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share