
09/08/2025
ሰላም ዝኸበርኩም ተኸታተልትና !!
ካብ ሎሚ ጀሚርና ኣብ ወረዳናን ከተማናን ዝህልው ስራሕቲ፥ ምሕደራዊ ፀገማትን በደላትን ናብ ህዝቢ ምቅላዕ ክንጅምር ኢና።
ዝህልውኹም ሓበሬታታትን ዝበፅሐኩም ምሕደራዊ በደላትን እንተልዮም ብውሽጢ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።
Hawzen Media House - HMH
ነሓሰ 03 / 2017 ኣ.ግ