Forto Show

Forto Show Digital content creator

ርሑስ ሓድሽ ዓመት። ዓመተ ሰላም፣ ዓመተ ፍቕሪ፣ ዓመተ ምሕረት ይግበረልና‼💫💫💫
11/09/2026

ርሑስ ሓድሽ ዓመት። ዓመተ ሰላም፣ ዓመተ ፍቕሪ፣ ዓመተ ምሕረት ይግበረልና‼💫💫💫

10/09/2026

ካኣጆራ ሚድያን ኮምኒኬሽንን ምስ ዞባ ደቡብ ትግራይ ሃገረ ስብከት ብምትሕብባር ዘውትር ሰምበት ኣብ ፎርቶ ...

ሙሉእ ትሕዝቶኡ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ናብ Forto Show   ቻናል YouTube ትሻጊርኹም ትከታተሉ ንዕድም🙏🙏🙏
05/09/2026

ሙሉእ ትሕዝቶኡ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ናብ Forto Show ቻናል YouTube ትሻጊርኹም ትከታተሉ ንዕድም🙏🙏🙏

ካኣጆራ ሚድያን ኮምኒኬሽንን ምስ ዞባ ደቡብ ትግራይ ሃገረ ስብከት ብምትሕብባር ዘውትር ሰምበት ኣብ ፎርቶ ...

ሙሉእ ትሕዝቶኡ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ናብ Forto Show  ቻናል YouTube     ትሻጊርኹም ትከታተሉ ንዕድም🙏🙏🙏  fans
30/08/2026

ሙሉእ ትሕዝቶኡ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ናብ Forto Show ቻናል YouTube ትሻጊርኹም ትከታተሉ ንዕድም🙏🙏🙏
fans

ካኣጆራ ሚድያን ኮምኒኬሽንን ምስ ዞባ ደቡብ ትግራይ ሃገረ ስብከት ብምትሕብባር ዘውትር ሰምበት ኣብ ፎርቶ ...

ኹልኹም ደቂ ዓድናን ፈተውቲ ዓድናን ኣብ ዓዲ ውሽጥን ወፃእን እትነብሩ  እቲ ቓደም ቓደም ኽረምቲ እንትኣቱ ስለዝናብ ምዝናብ ዓበይቲ እንተውግዑ "ታሕቲ (ራያ ዓዘቦ፣ ጨርጨር፣ ራያ ኣላማጣ) ...
27/08/2026

ኹልኹም ደቂ ዓድናን ፈተውቲ ዓድናን ኣብ ዓዲ ውሽጥን ወፃእን እትነብሩ
እቲ ቓደም ቓደም ኽረምቲ እንትኣቱ ስለዝናብ ምዝናብ ዓበይቲ እንተውግዑ "ታሕቲ (ራያ ዓዘቦ፣ ጨርጨር፣ ራያ ኣላማጣ) እንድሕ ወቑዑስ ዳሕና!" ኢሎም ካመስግኑ ክረጋግዑ ላሰማዕና ላረአና ዓቢና ኢና።
ኣብ ግዘ ኣዝመራ ኣንበጣ መፂኡ ካብ ጫፍ ጫፍ ደጉዓይ ቆላይ ሓቢሩ ትዋፊሩ ሓረስታይና ዋጋ ፃዕሩ ሓፊሱ ኣሽሓት ዓንጊሉ እዩ።
ኸዚ ግዜ ኸፊኡ ፤ ሰማይ ደሪቑ ፤ ሆረየ ጠፊኡ፤ ኣሕ እምባሕ ተጎዲኡ - ጭንቂ በዚሑ - ድርቂ ኣብ ላተሓሳስብ ደረጃ በፂሑ እኒሆ😔😔😔
ሰብ ሃፍቲ ፤ ትካላት፤ መራሕቲ፤ ፍሉጣት ሰባት ሓረስታይ ራያ ብፅሑለይ ይብል ኣሎ። እቲ ልትኣሰረ መንፈስና ማእሰርቲ ኸብዲ እንተተወሲኽዎ ሽዑ ኹልና ምጥፋእና እዩ።
#ድምፂ #ሓረስታይ #ራያ
fans

ሓድሽ ብስራት ንኹልኹም ደቂ ዓድናን ፈተውቲ ዓድናን                  "ሃይሉ ሆቴል"  ልበዓል ኣሸንዳ ደረጅኡ ብዝሓለወ መስተንግዶ ስራሕ ጀሚርና ኣለና ይብለና ኣሎ ደስ ኢልና እንኳ...
22/08/2026

ሓድሽ ብስራት ንኹልኹም ደቂ ዓድናን ፈተውቲ ዓድናን
"ሃይሉ ሆቴል"
ልበዓል ኣሸንዳ ደረጅኡ ብዝሓለወ መስተንግዶ ስራሕ ጀሚርና ኣለና ይብለና ኣሎ ደስ ኢልና እንኳዕ ደስ በለኩም። በዓል ኣሸንዳ ምስ ሓው፤ ዘመድ ኣዝማድ፤ ዓርኪ ወይ ፍቕረኛ ብምዃን ፅቡቕ ግዜ ኣብ "ሃይሉ ሆቴል" ክነሕልፍ በዓል ዋና ዝኾኑ ኣይተ ሃይሉ ወልደብርሃን ምስ ሙሉእ ቤተሰብ ዓዲሞምና ኣለው፤ ኽብረት ይሃበልና🙏🙏🙏
ኣሸንዳ - ሃይሉ ሆቴል - ማይጨው

22/08/2026

ርሑስ በዓል
ንኹልኹም ተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ🙏🙏🙏

21/08/2026

ካኣጆራ ሚድያን ኮምኒኬሽንን ምስ ዞባ ደቡብ ትግራይ ሃገረ ስብከት ብምትሕብባር ዘውትር ሰምበት ኣብ ፎርቶ ...

ሙሉእ ትሕዝቶኡ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ናብ Forto Show    ቻናል YouTube    ትሻጊርኹም ትከታተሉ ንዕድም🙏🙏🙏
21/08/2026

ሙሉእ ትሕዝቶኡ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ናብ Forto Show ቻናል YouTube ትሻጊርኹም ትከታተሉ ንዕድም🙏🙏🙏

ካኣጆራ ሚድያን ኮምኒኬሽንን ምስ ዞባ ደቡብ ትግራይ ሃገረ ስብከት ብምትሕብባር ዘውትር ሰምበት ኣብ ፎርቶ ...

Address

Maych'ew

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Forto Show posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share