24/07/2025
ዋዕሮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ድሕሪ ዓወት ናይ ለንደን ዳሜንድ ሊግ ሓደ ማይል ካብ ዓለምና ኣብ ካልኣይ ብርኪ ዝስራዕ ናይ ዓርሳ ዝቀልጠፈ ሰዓት ድሕሪ ምምዝጋባ ኣብ ዝገበረቶ ቃልመሕተት እዮ::
4:11:88 እዚ ሰዓት ናይ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ናይ ዓርሳ ዝቀልጠፈ ሰዓት ናይ ኢትዮጲያ ናሽናል ሪከርድ ብተወሳኪ ድማ ካብ ዓለም ካብ ፊይዝ ኪፔንጎን ቀፂሉ በዚ ርሕቀት ካልኣይ ብርኪ ዝሓዘ ቅልጡፍ ሰዓት ኮይኑ ኣሎ ::
ኣትሌቲክስ ትግራይ