Nayna Tech

Nayna Tech ትካል ቴክኖሎጂ ናይና ኣብ'ቲ ዓለም በፂሓቶ ዘላ ደረጃ Digital Marketing ትግራይን ተዛረብቲ ትግርኛን ተሰሪዕም ንምርኣይ ሙሉእ ሓገዝ ንህብ። DigitalMarketing is Complicated. We Make it Easy.

Stop Googling your way through marketing...

📣🎬ፊልሚ "ላህመት"🎥🎬ካብ ዓርቢ ዕለት 05/11/2016 ክሳብ ሓሙስ ዕለት 11/11/2016 ብተኸታታሊ ሰዓት 10:00ን ሰዓት12:00ንኣብ "ኦምና ስኒማ" ንምርኢት ክትቐርብ'ያ፡ ዘይረኣኹማ...
10/07/2024

📣🎬ፊልሚ "ላህመት"🎥🎬
ካብ ዓርቢ ዕለት 05/11/2016 ክሳብ ሓሙስ ዕለት 11/11/2016 ብተኸታታሊ ሰዓት 10:00ን ሰዓት12:00ን
ኣብ "ኦምና ስኒማ" ንምርኢት ክትቐርብ'ያ፡ ዘይረኣኹማ መፂእኹም ረኣዩዋ 🙏🙏🙏
ኣድራሻ
👉 ጎኒ ወጋገን ባንክ ሞሞና ህንፃ፡ መቐለ

ጎኒ ንጎኒ በዓል ትንሳኤ ውፅኢት DV 2025 ምርኣይ ከይትርስዑ ኢኹም።
04/05/2024

ጎኒ ንጎኒ በዓል ትንሳኤ ውፅኢት DV 2025 ምርኣይ ከይትርስዑ ኢኹም።

ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና፣ እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ ኣብፅሓኩም ኣብፀሓና። ብትዕግስቲ ስለ ዝተፅበኹምኒ እናመስገንኩ ኣብ ቀረባ እዋን ብዙሓት መምሃርቲ ዝኾኑ ቪድዮታት ኣብ YouTube...
03/05/2024

ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና፣ እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ ኣብፅሓኩም ኣብፀሓና። ብትዕግስቲ ስለ ዝተፅበኹምኒ እናመስገንኩ ኣብ ቀረባ እዋን ብዙሓት መምሃርቲ ዝኾኑ ቪድዮታት ኣብ YouTube, Facebookን TikTokን ክንራኸብ ኢና። ርሑስ በዓል ይኹነልና።

12/09/2023

🌼🌻🌼Happy New Year 🌻🌼🌻

Twitter Logo Changed To X.....
25/07/2023

Twitter Logo Changed To X.....

ብ500 Subscribers3000 Watch Hoursሓድሽ Update ኣብ YouTube ኣብ'ዚ ቪድዮ ገሊፀዮ ኣለኹ። Streaming Now...
15/06/2023

ብ500 Subscribers
3000 Watch Hours
ሓድሽ Update ኣብ YouTube ኣብ'ዚ ቪድዮ ገሊፀዮ ኣለኹ። Streaming Now...

ሓድሽ Update ካብ YouTube | YouTube Partner Program Features (UPDATE)🍿 WATCH THESE NEXT ✅ How to Create A YouTube Channel https://www.youtube.com/watch?v=...

Facebook Monetization💸💰Facebook ገንዘብ ንምስራሕ ድሌት ንዘለዎም ተጠቀምቲ ዓብዪ ምምሕያሽ ገይሩ ኣሎ። ስለዚ ኣብ Facebook ገንዘብ ንምስራሕ በቲ ሐዚ ሕጊ ወፂኡ ዘሎ ...
21/03/2023

Facebook Monetization💸💰
Facebook ገንዘብ ንምስራሕ ድሌት ንዘለዎም ተጠቀምቲ ዓብዪ ምምሕያሽ ገይሩ ኣሎ። ስለዚ ኣብ Facebook ገንዘብ ንምስራሕ በቲ ሐዚ ሕጊ ወፂኡ ዘሎ መስረት እዞም ኣብ ታሕቲ ተጠቒሶም ዘለዉ ረቛሒታት ክነማልእ ይግባእ፦
📌 5000 Followers ክህልዉና ይግባእ።
📌 60,000 ደቓይቕ Views ኣብ ውሽጢ 60 መዓልትታት
📌 5 Active Videos ክህልወና ኣለዎ።
ካብ'ዚ ብዝበለፀ ንመን ይርባሕ?
እዚ ብፍላይ ኣብ Facebook እዋናዊ ሓበሬታታት ብምፅሓፍ ንእትፍለጡ ዓብዪ ረብሓ ኣለዎ። ብተወሳኺ ድማ ፍሉጥ ተኸታታሊ ድራማ ዘለኩም ዋላ ኣይትፅሓፉ እቲ ኣብ YouTube ዝኣተወ ድራማ ቀቀንጪብኩም ናብ Facebook'ውን ዘስሕቑ መሪፅኩም ብምፅዓን ነቲ ረቛሒ ብቐሊሉ ክተማልኡዎ ትኽእሉ ኢኹም። ማክንያቱ ኣብ Facebook መስሐቒ ቪድዮ ክርኢ ዝውዕል ሰብ ብቑፅሪ ውሑድ ኣይኮነን።

Nayna Tech ክጅምር ከሎ ኣታዊ ምርካብ ቀዳማይ ዕላማ ገይሩ ኣይኮነን። ኣብ እዋን VPN ንኹሉ ሰብ ንምክትታል ከምዘይጥዕሞ፡ እኹል ተኸታታሊ ክረክብ ከምዘይኽእል ብምርዳእ እዩ ተጀሚሩ።ዋ...
19/03/2023

Nayna Tech ክጅምር ከሎ ኣታዊ ምርካብ ቀዳማይ ዕላማ ገይሩ ኣይኮነን። ኣብ እዋን VPN ንኹሉ ሰብ ንምክትታል ከምዘይጥዕሞ፡ እኹል ተኸታታሊ ክረክብ ከምዘይኽእል ብምርዳእ እዩ ተጀሚሩ።
ዋና ምኽንያቱ ብዙሕ ሰብ YouTube ክፈተልና ኢሉ ይሓተኒ ስለ ዝነበረ፡ ዳሕራይ ድማ ሰብ እናበዝሐ ስለ ዝመፀ ንኹሉ ዝኸውን ግዜ ክረክብ ስለ ዝይኸኣልኩ ግድን ንኹሉ ዘማእኸለ ትምህርቲ ክሰርሕ ነይሩኒ። YouTube ብጣዕሚ ኸቢድ ዝኸውን ብደገ ክትርእዮ ከለኻ ጥራሕ እዩ። ንእሽተይ ግዜ ሂብካ ተተማሂርካዮ ግን ብጣዕሚ ቐሊልን መሰረታዊ ሕግታት ተኸቲልካ ዕዉት ትኾነሉን ኣጋጣሚ እዩ። ኹሉ ትግርኛ ተዛራቢ ድማ እንተወሓደ ብዛዕባ YouTube ሙሉእ ፍልጠት ንክህልዎ ግድን ብዙሕ ወፃኢ ኽገብር ኣለዎ ኢለ ኣይሓስብን።
ስለዚ የሕዋተይ እቲ ቀንዲ ዕላማይ ፅባሕ ሙሉእ Internet ምስ ተለቐቐ ናይ ባዕልኹም ንክትጅምሩ መበገሲ ክኾነኩም ብምሕሳብ ስለ ዝኾነ ውሽጢ ዓዲ ዘለኹም ግድን ክትርእዩዎ ትፅቢት ኣይገብርን። ተፀጊምኩም Download ገይርኩም ወይ ንዝረኽቡ ግበሩልና ኢልኩም እናተምሃርኩም ፅንሑ። ንኸይቋረፅ ትሰግኡ ሰባት'ውን ኣጆኹም 5 ኩኑ 10 ሰባት ኣነ ካብ ምስራሕ ንድሕሪት ኣይብልን። እዚ ትምህርቲ ቀፃሊ እዩ። ብዝተኽኣለ መጠን ኣብታ ዘላ ትርፊ ግዜይ ቪድዮታት ቀልጢፈ ንምስራሕ ፃዕሪ ኽገብር እየ። ቀዲሙ ብዛዕባ'ዚ ይሰርሐልና ትብሉዎ እንተሃልዩኩም ወይ ድማ ቀጥታ ክምለስ ዝኽእል ሕቶ ተልዩኩም ኣብ ገፅ Nayna Tech መልኽቲ ክትፅሕፉ ትኽእሉ ኢኹም።
ፅቡቕ መፃኢ ግዜ ይግበረልና።
ሰላም!

19/03/2023

ሰብ ኩን'ሞ
ሰብ ይግረሞ

https://youtu.be/aFegUfimmUIኣብ'ዚ ቪድዮ ዝለዓሉ ነጥብታት፥📌 YouTube ቻናልና Personal ድዩ Brand Account ብኸመይ ንፈልጦ?📌 ረብሓ Personalን Brand...
17/03/2023

https://youtu.be/aFegUfimmUI
ኣብ'ዚ ቪድዮ ዝለዓሉ ነጥብታት፥
📌 YouTube ቻናልና Personal ድዩ Brand Account ብኸመይ ንፈልጦ?
📌 ረብሓ Personalን Brand Accountን እንታይ እዩ?
📌 Personal Account ብኸመይ ናብ Brand Account ንቕይሮ?
ዝብሉ ርእስታት ተላዒሉ ኣሎ ረኣዩዎ ኢኹም።

YouTube Account ናብ Brand Account ኣቀያይራ | How to change a Personal YouTube account to a Brand account 🍿 WATCH THESE NEXT ✅ How to Create A YouTube Chan...

Step By Step Guide to create a YouTube channel....
01/03/2023

Step By Step Guide to create a YouTube channel....

YouTube ቻናል ኣከፋፍታ Step By Step l How to create a YouTube channel In Ethiopia & Eritrea ★ Sponsorship & Business Inquiry 📧[email protected]★ Vi...

በቲ ዝሓለፈ ህሉው ኩነታት ንልዕሊ 3 ዓመታት ትግራይ ካብ Internet ተነፂላ ፀኒሓ እያ። በዚ ምኽንያት ዓለም ቀዲማትና ተጓዒዛ እያ። ነዚ ንምክሕሓስ ድማ ኩላትና Digital Marketi...
28/02/2023

በቲ ዝሓለፈ ህሉው ኩነታት ንልዕሊ 3 ዓመታት ትግራይ ካብ Internet ተነፂላ ፀኒሓ እያ። በዚ ምኽንያት ዓለም ቀዲማትና ተጓዒዛ እያ። ነዚ ንምክሕሓስ ድማ ኩላትና Digital Marketing ከም ሓደ መማረፂ ገይርና መንእሰይና ካብ መንግስቲ ተፀባይነት ወፂኡ ናይ ባዕሉ ተወሳኺ ኣታዊ ዝረኽበሉ መንገዲ ገይሩ ንኽጥቀመሉ ናይ ባዕልና ግደ ነበርክት።
ኣቱም ብዛዕባ Youtube ንፈልጥ ኢና ትብሉ ግለ ሰባት'ውን ካብ ኣታዊኦም ምቅርማት ጥራሕ ዘይኮነስ ኣፍልጦ ሃልዩዎም ናይ ባዕሎም ክሰርሑን ከመሓድሩን ዕድል ክረኽቡ ፍልጠትኩም ክተካፍሉ ይግባእ። ብዛዕባ ኢንተርኔት ይፈልጥ'የ ኢልካ ኮፍ ኣይበሃልን። በብግዚኡ ሓደሽቲ ምዕባለታት (Update) ሒዙ ስለ ዝመፅእ እናሰዓብና ክንመሃር ግድን ይብለና።
እዚ ብምርዳእ Nayna Tech - ናይና ቴክ ዝብል ሓድሽ Youtube ቻነል ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣብ'ዚ ቻነል ብቐዳምነት ምስ Youtubeን AdSenseን ዝተተሓሓዙ ሙሉእ ዝርዝራት ዘልዕል ክኸውን እዩ። ናይ መጀመርታ ቪድዮ ድማ ካብ ፅባሕ ሰዓት 10:00 ንደሓር ክልቀቕ እዩ።
ምስ Youtube ዝተተሓሓዘ ሓበራዊ ዘተ ንምግባር Facebook groupና ተሓወሱ።
ሊንክ: https://facebook.com/groups/1586082615201740/
Telegram Link: https://t.me/tigrayyoutubers

Address

Mekelle
7000

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Nayna Tech posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Nayna Tech:

Share