ቃሉ ዕቋርን ልቓሕን መ/ሕ/ስ/ማሕበር/Kalu Sacco Ltd

  • Home
  • Ethiopia
  • Mekelle
  • ቃሉ ዕቋርን ልቓሕን መ/ሕ/ስ/ማሕበር/Kalu Sacco Ltd

ቃሉ ዕቋርን ልቓሕን መ/ሕ/ስ/ማሕበር/Kalu Sacco Ltd Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ቃሉ ዕቋርን ልቓሕን መ/ሕ/ስ/ማሕበር/Kalu Sacco Ltd, Digital creator, Tigray, Mekelle.

22/10/2025

ፃውዒት ጉባኤ
ቃሉ ዕቋርን ልቓሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ናይ 2017 ዓ/ም ስራሕቲ ብምግምጋም ናይ 2018 ዓ/ም ትልምን በጀትን ተዛቲኻ ንምፅዳቕ ፤መበል 11 ሓፈሻዊ ጉባኤ 16 ጥቅምቲ 2018 ዓ/ም ክካየድ እዩ።
ስለዝዀነ ኲለኹም ኣባላትና 16 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ መቐለ ከባቢ ጅብሩኽ ፊት ንፊት ቀይሕ መስቀል ኣብ ዝርከብ ኣዳራሽ ሆቴል ሞሞና ንጉሆ ሰዓት 2:30 ኣብቲ ጉባኤ ክትርከቡልና ብኽብሪ ንፅውዕ።
ቃሉ ፅላል ኩሉ!
ቃሉ ዕቋርን ልቓሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበር

17/10/2025

ግንዛበ ሳዕቤ ብእዋኑ ዘይምምላስ ልቓሕ!

14/10/2025

ዕዉት ፍፃመ ስራሕ! ማሕበርኩም ቃሉ ኣብ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ብር:60,249,186.40 (ስሳ ሚልዮንን ክልተ ሚኢትን ኣርብዓን ትሽዓተን ሽሕን ሓደ ሚኢትን ሰማንያን ሽዱሽተን ብር ምስ 40/100) ን265 ኣባላት ልቓሕ ከም ዝዓደለት እንትንሕብር ኣብ 2018 ዓ/ም ድማ ዝነበሩ ድኽመታት ብምቕራፍ ብር 110,000,000.00 (ሓደ ሚኢትን ዓሰርተን ሚልዮን) ንኣባላትና ልቓሕ ንምሃብ ምስ ኣባላትና ኢድን ጓንትን ኮይና ንምስራሕ ትልሚ ተታሒዙ ምህላዉ እንትንገልፅ ብታሕጓስ እዩ ።
‎ ቃሉ ፅላል ኩሉ!!
ዕቋርን ልቓሕን ሕ/ስ/ማሕበር ቃሉ

Address

Tigray
Mekelle

Telephone

+251910273363

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ቃሉ ዕቋርን ልቓሕን መ/ሕ/ስ/ማሕበር/Kalu Sacco Ltd posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share