22/08/2026
ጭላ ነቢዓ😭
--------
ሎሚ 15 ነሓሰ 2018 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቀትሪ ክገፉ ካብ ምዕራብ ዝመፁ ኣባላት ኣርሚ 35 ኣብ ወረዳ ጭላ ጣብያ ዓዲ ገባት ቁሸት ድማዕሳኸ (ፍሉይ ቦታ ዓዲ ቀስቲ) ንኣይተ ብርሃነ ሕሉፍ ዝተባህለ ሓደ መንእሰይ ብጥይት ተኲሶም ብግፍዒ ድሕሪ ምቕታል ተሰዊሮም ስለ ዘለው ንክትሓዙልና ሼር ምግባር ክትተሓባበሩና እላቦ!!