Alasa printing press

Alasa printing  press For you ,from you ,to you.

ኣብ ክልላት ዝተቋረፀ መብራህቲ ኣብ ከይዲ ፅገና ስለዘሎ ተረጋጉዑ ይብሉ ኣለው ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ።
02/09/2025

ኣብ ክልላት ዝተቋረፀ መብራህቲ ኣብ ከይዲ ፅገና ስለዘሎ ተረጋጉዑ ይብሉ ኣለው ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ።

23/08/2025

ከመንግስት ተጨማሪ ነገር ከመጠበቅ የራስን ተጨማሪ ገቢ ማፈላለግ በሚለው ቢታይ
# # # # # # # # # # # # # # # # # # # #
የመንግስት ሰራተኛውና የደመወዝ ጭማሬው ቁጥራዊ ስሌት!

ጀማሪ የድግሪ ደመወዝተኛ - ''ከለውጡ'' ማግስት እስከ ''ማክሮ ኢኮኖሚክ ማሻሻያው'' ቁጥራዊ ንፅፅር!

''ለውጡ'' እያሉ ከሚጠሩት 'የፍዳ-ዘመን' ጅማሮ ማግስት 6940 ብር የድግሪ መነሻ ደመወዝ የሚከፈለው ሰራተኛ 25% የስራ ግብር ፣ 7% የጡረታ በድምሩ 32% ብቻ ተቀናሽ ተደርጎለት ( 15% ዝቅተኛ 35%ከፍተኛ ግብር አማካኝ ወስደን ነው!) ፣ የተጣራ 4719 ብር ይደርሰዋል። ይህም በወቅቱ የ1 ዶላር ዋጋ 20 ብር ገደማ ስለነበር ፣ ለሰራተኛው 235 የአሜሪካ ዶላር ወርሀዊ ደመወዝ ይከፈለው ነበር።

11500 ብር የድግሪ መነሻ ደመወዝ የተባለው በ2017 ዓ.ም ወርሀ ነሀሴ ተግባራዊ ቢደረግ ፣ 25% የስራ ግብር ፣ 7% የጡረታ በድምሩ 32% ብቻ ተቀናሽ ተደርጎለት ፣ ለሰራተኛው የተጣራ 7820 ብር ይደርሰዋል። ይህም በዛሬው ተመን በብላክ ሳይሆን በባንክ የ1 ዶላር ዋጋ 140 ብር ገደማ ስለሆነ ፣ ለሰራተኛው 55.8 የአሜሪካ ዶላር ወርሀዊ ደመወዝ ይከፈለዋል ማለት ነው። መነሻው ደመወዙን ምንም ሳይቆራርጡ በእጁ ቢሰጡት እንኳ ደመወዙ 82 ዶላር ብቻ ነች!

ይህ ጀማሪ የድግሪ ሰራተኛ ያኔ ከአመታት በፊት ይከፈለው ወደነበረው የተጣራ 235 ዶላር ለመመለስና በዚያ ደረጃ ለመኖር 235 ዶላር ×140 ብር = 32,900 ብር የተጣራ ደመወዝ በወር መከፈል ይኖርበታል ማለት ነው!

በብላክ ማርኬት ካሰላነው ጭራሽ ደመወዙ እንደጨው ሟሙታ 40 ዶላርም አትደርስም! አሁናዊው Hyperinflation እና የደመወዝ ጭማሬውን ተከትሎ የሚመጣውን ግሽበት ስናስበው ''ተጨማሪ ደመወዝ'' ሳይሆን '' ተጨማሪ ስጋት '' ማለቱ ይቀላል!

ልጓሙን በጥሶ ከቁጥጥር ውጪ የወጣውን የሀገሪቱ የኢኮኖሚ ስርአትና አሳሳቢውን የዋጋ ግሽበት መግታት ካልተቻለ ፣ መንግስት አይደለም በአምስትና ስድስት አመት በየቀኑ ደመወዝ ቢጨምርም እንኳ የሰራተኛውን ህይወት ፈፅሞ አያሻሽለውም!😥

ተከታዩ ቁጥራዊ መረጃ ደግሞ #ሙሼ #ሰሙ የደመወዝ ጭማሬውን በማስመልከት በፌስቡክ ገፁ ያጋራው ነው!

መንግስት በአዲሱ የደሞዝ ጭማሪ ምክንያት ለ160 ቢለየን ብር ተጨማሪ ወጭ እንደሚዳረግ ገልጿል። እስኪ የጭማሪውን ፋይዳ ለመረዳት ቁጥሮችን በአንጻራዊ ስሌት እናጢናቸው።

ቋሚ ደሞዝተኛው ገንዘቡ ኪሱ ከመግባቱ በፊት በገቢ ግብር ምክንያት ዝቅተኛው ተከፋይ 15% ከፍተኛው ደግሞ 35% ይቆረጥበታል። ዝርዝሩ ውስጥ መግባት ስለሚያዳግት አማካዩን ቁጥር እንወሰድ።

አማካዩ (15+35)/2 = 25% ይሆናል። ወደፊት እድሜውና ጤናው ከፈቀደለት የጡረታ ተከፋይ የሚያደርገው ቢሆንም ዛሬ ላይ ለጡረታ 7% ከደሞዙ በቀጥታ ይቆረጥበታል። 25%+7% = 32% ይሆናል።

160,000,000,000*0.32= 51,200,000,000 ይሆናል። ይህ ማለት ሃምሳ አንድ ቢሊየን 200 ሚሊየን ብር የደሞዝ ጭማሪው ተቀጣሪው እጁ ከመድረሱ በፊት ወደ መንግስት ካዝና ይመለሳል። በደሞዝ መልክ የሚከፋፉለው ቀሪ 108,800,000,000 ብር ይሆናል።

ደሞዙ እጁ ላይ ከገባ በኋላ ደግሞ በሚሸምተው ቁሳቁስና በሚገዛው አገልግሎት ላይ 15% ቫት ይከፍላል። 108,800,000,000 *0.15 = 16,320,000,000 ይሆናል።

ይህ ማለት ደግሞ ከ160 ቢሊየን ብር ጭማሪ ውስጥ ደሞዝተኛውን ሳያገለግል በገቢ ግብር፣ በጡረታና በቫት ብቻ ወደ መንግስት ካዝና ተመልሶ የሚገባው ብር 67,520,000,000 ሲሆን ጭማሪው ደግሞ 92,480,000,000 ብር ይሆናል።

በመቀጠል ቀሪዎቹን ቀጥተኛና ቀጥተኛ ያልሆኑ የግብር ዓይነቶች

Long live Alfred roka
06/07/2025

Long live Alfred roka

RMG – Fr Ignacio Laventure Tegui appointed Superior of the Ethiopia-Eritrea Vice-Province (AET)(ANS - Rome) - During the...
25/06/2025

RMG – Fr Ignacio Laventure Tegui appointed Superior of the Ethiopia-Eritrea Vice-Province (AET)

(ANS - Rome) - During the summer plenary session of the General Council 2025, the Rector Major, Fr Fabio Attard, with the consent of the other members of the General Council, appointed Fr Ignacio Laventure Otegui Superior of the Maria Kidane Meheret Vice-Province of Ethiopia-Eritrea (AET) for the six-year term from 2025-2031.

የኢራን ፕሬዚዳንት ሀገሪቱ የኒውክሌር መርሐ ግብሯን እንደማታቆም ተናገሩ******************************የኢራን ፕሬዚዳንት ማሱድ ፔዜሽኪያን ሀገራቸው የኒውክሌር ማበልጸግ መርሐ...
21/06/2025

የኢራን ፕሬዚዳንት ሀገሪቱ የኒውክሌር መርሐ ግብሯን እንደማታቆም ተናገሩ
******************************

የኢራን ፕሬዚዳንት ማሱድ ፔዜሽኪያን ሀገራቸው የኒውክሌር ማበልጸግ መርሐ ግብሯን እንደማታቆም ገልጽዋል።

ኢራን የሲቪል ኒውክሌር መርሐ ግብሯ ላይ ክትትል እንዲደረግም እንደማትፈቅድ ፕሬዚዳንቱ እንዳስታወቁ የኢራን የዜና ወኪል ዘግቧል።

ፕሬዚዳንቱ ከፈረንሳዩ ፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን ጋር ባደረጉት የስልክ ውይይት፤ ኢራን የኒውክሌር እንቅስቃሴዋ ላይ እምነት ለመፍጠር ዋስትና ለመስጠት ዝግጁ መሆኗን መናገራቸው ተዘግቧል።

ነገር ግን የኒውክሌር መርሐ ግብሩ በዛቻ እና በጦርነት ሊቆም አይችልም ብለዋል ፕሬዚዳንቱ በስልክ ውይይቱ ወቅት።

አክለውም በቀጣይ ለእስራኤል ጥቃት አገራቸው የምትሰጠው ምላሽ “ይበልጥ አውዳሚ ይሆናል” ማስጠንቀቃቸውም ተዘግቧል።

ኢራን በሀገሪቱ ሰላማዊ የኒውክሌር እንቅስቃሴዎች ላይ መተማመን ለመፍጠር ለሚደረጉ ውይይቶች እና ትብብሮች ዝግጁ መሆኗን ለኢማኑኤል ማክሮን እንደነገሯቸውም የኢራን ዜና ወኪል በዘገባው ጠቅሷል።

በሰለሞን ከበደ

14/06/2025

#ጥብቂ መታሓሳሰቢ ንላጪ መናሃርያ ተሽከርከርቲ

ካብ ፅባሕ ንጉሆ ጀሚሩ ንተገልገልቲ ብቴክኖሎጂ ግልጋሎት ኢቲኬቲንግ ግልጋሎት ምሃብ ኣብ ላጪ መናሃርያ ዝጅመረ ኮይኑ ካብ መቀለ ዝብገሳ ተሽከርከርቲ ኣንፈት ሽረን ዓብይ ዓድን ዓዲግራትን መስመር ካብዚ መስርሕ ወፃእ ዝኮነ ምንቅስቃስ ዝገብራ ተሽከርከርቲ ማለት እውን መውጫ ዘይሓዛ ጉዕዞ ንምግባር ዝፈተና ፣ ኣብቲ ሓዱሽ ቴክኖሎጂ ንተሳፈርቲ ትኬት ዘየቁርፃ ሒዘን ዝወፃን ኮታስ በቲ ዝተዋሃበ ኣንፈት ምሕድራ ኣብ ልዕሊ ዘይግዛኣ ተሽከርከርቲ በቲ ደምቢ ትራፊክ መሰረት ናይ ቅፅዓት ስጉምቲን ሕጊ ናይ ምክባር ስራሕን ክስራሕ ምኳኑ ፈሊጦም ሰብ ንብረት ስርዓት ብዘለዎ ካብ መናሃርያታት ሕጊ ኣክቢሮም ክወፁ ይግባእ።

ሎሚ ምሸት ነቲ ዝተጀመረ ኣዝዩ ወሳኒ ናይ ቴክኖሎጂ ምትእትታው ንምትዕንቃፍ ብዝመስልን ብዘይተለመደን ዘይነበረን መልክዑን ብርክት ዝበላ ተሽከርከርቲ ካብ መናሃርያ ወፂአን ዘምሰያ ኮይነን እዚ ምልክት ተቃውሞ ንምእራም በቲ ደምቢ ትራፊክ መሰረት ዘየላጢ ስጉምቲ ከምዝወሰድ ተገልገልትን ኣገልገልቲ ሰብ ንብረትን ክፈልጡ ይግባእ።
ካብዚ ወፃእ ንዝውሰደሎም ስጉምቲ ሓፍነት ባዕሎም ከምዝወስዱ ነትሓሳስብ!!

01/06/2025
21/04/2025

የሮማው ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ሊቀጳጳስ ፖፕ ፍራንሲስ በ88 ዓመታቸው ከዚህ ዓለም በሞት ተለዩ
***************

የሮማው ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ሊቀጳጳስ ፖፕ ፍራንሲስ በ88 ዓመታቸው በዛሬው እለት ከዚህ ዓለም በሞት መለየታቸው ከቫቲካን ተሰምቷል።

🌼ሰላም ሰላም ብፆተይ፣ ቤተ-ሰበይ መሓዙተይ፣ ፈተውተይ ብሓፈሻ ደቂ ዓደይ ደለይቲ ናተይ ዕብየት ዝኾንኩም ድሕሪ ናይ ምግዳል ላዕሊ ታሕቲ ብዝገጠምኒ መቑሰልቲ ብኽብሪ ተሰናቢተ እየ ሐዚ ብሓድ...
12/03/2025

🌼ሰላም ሰላም ብፆተይ፣ ቤተ-ሰበይ መሓዙተይ፣ ፈተውተይ ብሓፈሻ ደቂ ዓደይ ደለይቲ ናተይ ዕብየት ዝኾንኩም ድሕሪ ናይ ምግዳል ላዕሊ ታሕቲ ብዝገጠምኒ መቑሰልቲ ብኽብሪ ተሰናቢተ እየ ሐዚ ብሓድሽ መንፈስ ብሓድሽ ህይወት ኣብ ናይ ፊልም ትግርኛ ዕብየት ላዕሊ ታሕቲ ይብለለኹ ኣእምሮኻ ተሕድስሉ ሓዳሽ ናይ ፍቕሪ ፊልም "ምቕናይ" ዘርእስታ ሰሪሐ ናብ ህዝቢ ወፅኣ ክትርኣ ዋላኳ ኣብ ኩለን ከተማታትና እናዞርኩ ዘርኢ እንተኾንኩ ንመጀምርታ ኣብ መቐለ ሆቴል ኖርዘር ስታር ንዕለት 20/07/2017 ዓ.ም ስዓት 9:30 ክትምረቕ እያ ናይ ሓደ ትኬት ዋጋ 200 ቕርሺ በቢ ዘለኽምዋ ንምሓዝትኹምን ንቤተሰብኩም ኸልኦት ንዝደልኹሞ ትኬት ብምዕዳግ ምግባዝ ትኽእሉ ኢኹም ኣብ ጎነይ ኮይንኹም ናብ ከልኦት ሸር ሸር ሸር ብምግባር ንባዕልኹ ትኬት ብምዕዳግ ንከልኦ ትኬት ብምሻጥ ኣበራታትዕኒ🙏🙏🙏ተ/ጋ ሙሉጌታ ኣስመላሽ (ወዲ መርዓዊ)

ኦ ኣምላኽ ሓድሽ መዝሙር ክዝምረልካ እየ''                                          መዝ144:9            ምረቃ ሓድሽ መዝሙር ሰላም ወሰናይ ሰናይ ዜና ካብ ...
28/02/2025

ኦ ኣምላኽ ሓድሽ መዝሙር ክዝምረልካ እየ''
መዝ144:9
ምረቃ ሓድሽ መዝሙር
ሰላም ወሰናይ ሰናይ ዜና ካብ ቁምስና ቅድስቲ ማርያም ጎልዓ ''ንዒ ማርያመይ ንዒ ናባይ'' ዘርእስታ ሓዳሽ መዝሙር ሒዝና ቀሪብና ኣለና መዝሙር ዝምረቀሉ ዕለት ድማ 23/06/2017 ዓ.ም ኣብ ኣደራሽ ቁምስና መድኃኒ ዓለም ሰበኻ ዓድግራት ኾይኑ ኣብ ደገ ዘለኩም ኣሕዋትና ከዓ live ስለ ዝመሓላለፍ ኣብቱ ምረቃ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም ኣሎና ኩሉኹም ድማ share ብምግባር ተሓባበሩና።
ዕለት 23/06/2017ዓ.ም
ሰዓት :- ድሕሪ ሰዓት 7:30
ቦታ :- ካቴድራል ቁምስና ኣዳራሽ

Don Bosco pray for us.
01/02/2025

Don Bosco pray for us.

ወርቃዊ ዘመን ኣመሪካ ተመሊሱ:: ኣምላክ ብምክንያት እዮ ኣትሪፍኒ። ፕረዝደንት ዶናልድ ትራምፕ ሎሚ ዕለት 20 ናይ ሃገረ ኣመሪካ ዝለዓለ በትረስልጣን ብወግዒ ተቀቢሉ:: እቲ ዝዓበየ ጸጋ ኣመ...
20/01/2025

ወርቃዊ ዘመን ኣመሪካ ተመሊሱ:: ኣምላክ ብምክንያት እዮ ኣትሪፍኒ።
ፕረዝደንት ዶናልድ ትራምፕ ሎሚ ዕለት 20 ናይ ሃገረ ኣመሪካ ዝለዓለ በትረስልጣን ብወግዒ ተቀቢሉ:: እቲ ዝዓበየ ጸጋ ኣመሪካ ድማ እቲ ሰላማዊ ስግግር ስልጣን እዩ:: ምእንትዚ ድማ ኩሎም መራሕቲ እዛ ሓያልን ሃብታምን ሃገር ክሳብ ዘመነ ህይወቶም ብሓለዋን ክብርን ነታ ዘገልገልዋ ሃገሮም ኣብ ስልጣን ኣብ ዝነበርሉ እዋን ጌጋን ጽቡቅን ይፈጽሙ ብዘየገድስ ብሰላም ዝነብሩላ::
መደረ ሓድሽ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ እዩ:: ኣብ መኽፈቲ ኣፉ ወርቃዊ ዘመን ኣመሪካ
@ዶባት ኣመሪካ ዶባት መክሲኰ ንዘይሕጋዊ ምንቅስቃሳት ካብ ሎማ ብወግዒ ከምዝዕጾ ሰራዊት ክልእኽ: ግብረሽበራውያንን ከምዝከላኸል ሓቢሩ ኣሎ::
@ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኣውራ ድማ ገበናት ፈጺሞም ኣብ ፈቀዶ እስርቤትን ከምውን ብሰሪ ወልፍን ሕማም ኣእምሮን ዘለዎም ኩሎም ነናብ ዝመጽዎ ሃገሮም ክመልሶም ምኻኑ ሓቢሩ ኣሎ::
@መንግስቲ ኣብ ናይ ፍርዳዊ ትካላት ኣእዳዉ ምእታዉ ደው ከብል ብሙሉእ ናጽነት ክሰርሓ እቲ ኣብ ፈደራል ተሰግሲጉ ዘሎ ስልጣን ሓይሊ ናብ ክፍለ ግዝኣታትን ከተማታትን ናብ ህዝቢ ክምለስ ክሰርሕዩ::
@ብተፈጥሮ ንዝተጎድኡ ከባቢታት ሙሉእ ሓገዝ ክገብርየ ኢሉ::
@ድሕሪ ሕጂ ኣመሪካ ብፈደራላዊ ሕጊ ክልተ ጾታ ጥራሕያ እትፈልጥ:: ወዲተባዕታይ ጓለኣንስተይትን ኢሉ::
@ኣብ ዝሓለፈ እዋን ብህይወተይ ተፈተነ ኣምላኽ ብህይወት ዘጽናሓኒ ንኣመሪካ ዳግም ሓያል ክገብራ ብመደብዩ ብህይወት ኣትሪፉኒ ኢሉ:: ድሕሪ ደጊም ንሕልዎም ክልተ ነገራት እዮም ሃገራዊ ቅዋምናን ኣምላኽናን ኢሉ::
@ንህዝቢ ኣመሪካ ሎሚ ጥሪ 20 2025 ናይ ናጽነት መዓልቲ እያ ኢሉ::/ዝተጋነነ/
@ንኹሎም ድምጺ ዝሃብዎ: ኣውራ ድማ ንጸለምትን ስፓንሽ ኰሚኒቲ ብፍሉይ ኣመስጊኑ::
@ነዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ናህሪ ዋጋታት ንምቅናስ ዋጋ ነዳዲ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንኽቅንስ ህጹጽ ደገፍ ንምግባር ተኸዚኑ ዘሎ ንዓመታት ነዳዲ ክጥቀመሉ ምኻኑ ኩሉ ዝኽእሎ ክገብር ምኻኑ ኣበሲሩ::
@ዕዳጋታትና ንምርግጋእ ንህዝብና ግብሪ እናወሰኽና ንወጻእተኛታት ኣውፈርቲ ካብ እንቅልብ ነቶም ኣውፈርቲ ታሪፍ ወሲኽና ንህዝብና ከነቅስን ኢና ኢሉ:: ነዚ ንምግባር Foreign tariff service ከነቁም ኢናውን ኢሉ::
@ካብ ዝኮነ ግዜ ንላዕሊ ነጻ ናይ ሓሳብካ ምግላጽ መድረኽ ክኸፍትየ:: ኩሉ ዝመስሎ ሓሳብ ከይተሸቁረረ ክገልጽ ሙሉእ ነጻነት ክህልዎ እዩ::
@ነቶም ኩሎም ክታበት ኮቪድ ተቋዊሞም ካብ ስርሖም ተሰናቢቶም ዝነበሩ ናይ መንግስቲ ሰራሕተኛታት ኩሎም ካብታ ዝተሶጉጉላ ግዜ ኩሉ ወርቃዊ ደሞዞም ተኸፊሎም ካብ ሎሚ ናብ ስርሖም ክምለሱ ምኻኖም ሓቢሩ::
@ኣብ ስልጣን ክሳብ ዘለኹ ሽግራት ብሰላም ዝፈትሕን: ሰብ ጉዳይ ሓቢሮም ክነብሩን ክሰርሕ ቃል ኣትዩ:: ልክዕ ከምቲ ትማሊ ኣብ እስራኤልን ሓማስን::
@ንሕና ንብዙሓት ሃገራት ጠበቃ ዓቢይ ከምኻና መጠን እቲ ብልግሲ ዝሃብናዮ ወሽመጥ/ Gulf of Mexico/ ወሽመጥ ኣመሪካ ብዝብል ክንትከኦ ኢና:: ነቲ ልዕሊ 38 ናይ ኣመሪካውያን ህይወት ከቢድ ዋጋ ኸፊልና ዝሰራሕናዮ መጻብብ/ canal/ ፓናማ ብሰናይ ድሌትና ንመንግስቲ ፓናማ ብዕሽነትና ዝሃብናዮ ክነመልሶ ኢና።
AMERICA FIRST ,

Address

Tigray , Mekelle , Adi Haki
Mekelle

Telephone

+251901932711

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Alasa printing press posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Alasa printing press:

Share