ናይና ስፖርት Nayna Sport Amanuel Getachew

  • Home
  • ናይና ስፖርት Nayna Sport Amanuel Getachew

ናይና ስፖርት Nayna Sport Amanuel Getachew Hello Ladies and Gentlemen This is the Offical Page of NAYNA SPORT
(2)

🔴 ሼር ወናኒ ማንችስተር ዩናይትድ ሰር ጂም ራትክሊፍ ብዛዕባ ሩበን ኣሞሪም ንዘ ታይምስ ዝተዛረቦ......."ፅቡቅ ዓመታት ኣየሕለፈን...ሩበን ንልዕሊ ሰለስተ ዓመት ብሉፅ ኣሰልጣኒ ምዃኑ ዘ...
08/10/2025

🔴 ሼር ወናኒ ማንችስተር ዩናይትድ ሰር ጂም ራትክሊፍ ብዛዕባ ሩበን ኣሞሪም ንዘ ታይምስ ዝተዛረቦ.......

"ፅቡቅ ዓመታት ኣየሕለፈን...ሩበን ንልዕሊ ሰለስተ ዓመት ብሉፅ ኣሰልጣኒ ምዃኑ ዘርአየ እዩ...ኣነ ንሱ እየ ዝርኢ።

ሚድያታት ሓደ ሓደ ግዜ ኣይርድኣንን እዩ...ብሓደ ለይቲ ለውጢ እዮም ዝደልዩ...ልኽዕ ኸም መብራህቲ ምውላዕ ምቅይያር እዩ ዝመስሎም...እቲ መብርሂ ትፅቅጦ እሞ ፅባሕ ኩሉ ፅጌረዳ ኽከውን ይፅበዩ...ኣብ ኹዕሶ እግሪ ንዕብየት ንለውጢ ጊዜ የድሊ እዩ።"

ብተወሳኺ ሰር ጂም ራትክሊፍ ብዘ ታይምስ ንዝቀረበሎም ሕቶ.....

"ስድራ ቤት ግሌዘርስ ንሩበን ኣሞሪም ካብ ስርሑ ኣባርሮ እንተዝብሉኻ እንታይ ምበልኻ ንዝብል ብቐጥታዊ ምላሸ ኣይከውንን እዩ።" ብምባል ሪኢትኡ ኣኻፊሉ ኣሎ...

ፀብፃብ - ታይምስ ስፖርት


▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት

👉

👉

👉

👉
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና

"ሚድያታትን ጋዜጤኛታትን ብዙሕ ይዛረቡ እዮም ፤ ንሶም ንዚ ክለብ እንተዝመርሑ ለውጢ ዘምፅኡ ይመስሉ ፤ ግን ለውጢ ኣፍ ዘይኮነስ ግዘ እዩ ዘድልዮ።"ወናኒ ማንችስተር ዩናይትደ ሰር ጂም ራትክ...
08/10/2025

"ሚድያታትን ጋዜጤኛታትን ብዙሕ ይዛረቡ እዮም ፤ ንሶም ንዚ ክለብ እንተዝመርሑ ለውጢ ዘምፅኡ ይመስሉ ፤ ግን ለውጢ ኣፍ ዘይኮነስ ግዘ እዩ ዘድልዮ።"

ወናኒ ማንችስተር ዩናይትደ ሰር ጂም ራትክሊፍ ካብ ዝተዛረቦ...


▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት

👉

👉

👉
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና

⚪ መራሕቲ ላ ሊጋ ሪያል ማድሪድ ኣብ ምኽልካል መስመር ተፃወትቶም ብኣብዝሓ ጉድኣት ዝበፅሖም ኾይኖም ኣለው። ዲን ሁይሰን ❌ሩዲገር❌ዳኒ ካርቫሃል ❌ኣሌክሳንደር ኣርኖልድ ❌ሜንዲ ❌ ▰▰▰▰▰▰...
08/10/2025

⚪ መራሕቲ ላ ሊጋ ሪያል ማድሪድ ኣብ ምኽልካል መስመር ተፃወትቶም ብኣብዝሓ ጉድኣት ዝበፅሖም ኾይኖም ኣለው።

ዲን ሁይሰን ❌
ሩዲገር❌
ዳኒ ካርቫሃል ❌
ኣሌክሳንደር ኣርኖልድ ❌
ሜንዲ ❌


▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት

👉

👉

👉

👉
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና

🇪🇬 ግብፂ ናብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሓሊፎም.....!➥ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ኣብ ታሪኾም ን4ይ ግዘ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ፊፋ ክፃወቱ እዬም።➥ ግብፂ ኣብ መፃረዪይ ካፍ ካብ ምድብ ሀ ብምዕዋት ...
08/10/2025

🇪🇬 ግብፂ ናብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሓሊፎም.....!

➥ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ኣብ ታሪኾም ን4ይ ግዘ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ፊፋ ክፃወቱ እዬም።

➥ ግብፂ ኣብ መፃረዪይ ካፍ ካብ ምድብ ሀ ብምዕዋት ናብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሓሊፎም ኣለው።


▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት

👉

👉

👉

👉
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና

ኔትፍሊክስ ንመሰል ቐጥታ ፈነወ ፀወታታት ቻምፕዮንስ ሊግ ንምምሕልላፍ ሕቶ ንምቅራብ ኸምዝተዳለየ ተሓቢሩ።ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ኣውሮፓ ማለት እውን ዩዌፋ ( UEFA )  ካብ መሰል ቲቪ ውድድራ...
08/10/2025

ኔትፍሊክስ ንመሰል ቐጥታ ፈነወ ፀወታታት ቻምፕዮንስ ሊግ ንምምሕልላፍ ሕቶ ንምቅራብ ኸምዝተዳለየ ተሓቢሩ።

ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ኣውሮፓ ማለት እውን ዩዌፋ ( UEFA ) ካብ መሰል ቲቪ ውድድራት ክለባቱ ኣብ ዓመት 5 ቢልዮን ዩሮ ክረክብ ዕላማ ኸምዘለዎ ተገሊፁ።

ፀብፃብ- ማርቲን ዚግለር


▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት

👉

👉

👉

👉
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና

ስልጠና መሰልጠንነት ተጀሚሩ ኣሎ..➥ ቐዳማይ ደረጃ ስልጠና መሰልጠንነት ኩዕሶ እግሪ ( First Level Foot Ball Coaching )  ኣብ ከተማ ዓድዋ ተጀሚሩ ኣሎ።➥ እዚ ሰልጠና ሎ...
08/10/2025

ስልጠና መሰልጠንነት ተጀሚሩ ኣሎ..

➥ ቐዳማይ ደረጃ ስልጠና መሰልጠንነት ኩዕሶ እግሪ ( First Level Foot Ball Coaching ) ኣብ ከተማ ዓድዋ ተጀሚሩ ኣሎ።

➥ እዚ ሰልጠና ሎማዓንቲ ዝጀመረ እንትኸውን 5 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም መፈፀምትኡ ኸምዝረኽብ ንምፍላጥ ተኻኢሉ ኣሎ።


▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት

👉

👉

👉

👉
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና

➥ ካብዞም ዝስዕቡ ተፃወትቲ ኣብ ፕሪሜር ሊግ ኢንግሊዝ ቑፅሪ 10 ማልያ ተኸደንቲ እቲ ብሉፅ ትብልዎ ኣየንኡ እዩ ?➱ ኮል ፓልመር - ቼልሲ➱ ኤብሪቼ ኤዜ - ኣርሰናል➱ ሪያን ቼርኪ - ማንች...
08/10/2025

➥ ካብዞም ዝስዕቡ ተፃወትቲ ኣብ ፕሪሜር ሊግ ኢንግሊዝ ቑፅሪ 10 ማልያ ተኸደንቲ እቲ ብሉፅ ትብልዎ ኣየንኡ እዩ ?

➱ ኮል ፓልመር - ቼልሲ
➱ ኤብሪቼ ኤዜ - ኣርሰናል
➱ ሪያን ቼርኪ - ማንችስተር ሲቲ
➱ ኣሌክስስ ማካልስተር - ሊቨርፑል
➱ ጄምስ ማዲሰን - ቶተንሃም
➱ ማትያስ ኩኛ - ማንችስተር ዩናይትድ


▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት

👉

👉

👉

👉
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና

ሃገራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ዓወት አመዝጊቦም !➯ ምስ ሃገራዊ ጋንታ ጊኒ ቢሳው ዝተፃወቱ ሃገራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ 1-0 ተዓዊቶም ።➯ ኢትዮጵያ ካልኣይ ዓወቶም ኣብ ዘመዝገብሉ ብብሕታዊ ሽቶ ራምኬ...
08/10/2025

ሃገራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ዓወት አመዝጊቦም !

➯ ምስ ሃገራዊ ጋንታ ጊኒ ቢሳው ዝተፃወቱ ሃገራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ 1-0 ተዓዊቶም ።

➯ ኢትዮጵያ ካልኣይ ዓወቶም ኣብ ዘመዝገብሉ ብብሕታዊ ሽቶ ራምኬል ጀምስ 1-0 ተዓዊቶም ።

➯ ኢትዮጵያ ብ9 ነጥቢ ኣብ 5ይ ደረጃ ዝተቀመጡ እንትኸውን ቀፃሊ ፀወታ ዓወት አመዝጊቦም ጊኒ ቢሳው ነጥቢ እንተደርብዮም 4ይ ኮይኖም ኽዛዝሙ እዮም ።


▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት

👉

👉

👉
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና

📈🔴 ዘ ጋነርስ ኣርሰናል ኣብዚ ዓመት ኣብ ፕሪሜር ሊግ ኢንግሊዝ...... 🥇ዝነኣሰ ሽቶ ዝተቆፀሮም  🥇 ዝነኣሰ ዕላምኦም ዝሓለው ፈተነታት ዝተገበርዎም 🥇ዝበዝሐ ኹዓሳሱ ኣብ ኣንፃር ጋንታ ኣ...
08/10/2025

📈🔴 ዘ ጋነርስ ኣርሰናል ኣብዚ ዓመት ኣብ ፕሪሜር ሊግ ኢንግሊዝ......

🥇ዝነኣሰ ሽቶ ዝተቆፀሮም
🥇 ዝነኣሰ ዕላምኦም ዝሓለው ፈተነታት ዝተገበርዎም
🥇ዝበዝሐ ኹዓሳሱ ኣብ ኣንፃር ጋንታ ኣብ ቦታ ሓላዊ ማዕፆ ዝነኽኡ
🥈ዝበዝሐ ሽቶታት ብምምዝጋብ ኣብ 2ይ ደረጃ ይርኸቡ
🥈ዝበዝሐ ዝለዓለ xG ዘመዝገበ ጋንታ ኮይኖም ኣለው።

ጉዕዞ ዘ ጋነርስ ኸመይ እናረኣኽምዎ ኢኹም..??


▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት

👉

👉

👉

👉
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና

ዕላዊ አሰላልፋ !10:00 || ኢትዮጵያ ምስ ጊኒ ቢሳው  ▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰🔴  #ስፖንሰራት  👉  👉   👉  ==============================ኣብ ተፈታዊ ምድላው...
08/10/2025

ዕላዊ አሰላልፋ !

10:00 || ኢትዮጵያ ምስ ጊኒ ቢሳው


▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት

👉

👉

👉
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና

ሐዚ ዓርሱ ዝረክብ ዘሎ ቅድሚ ያማል ዝነበረ ያማል !➯ ኣብ አጋ ኮቪድ 19 ምእታዉ ብብዙሓት ተመልከቲ ኩዕሶ እግሪ ንቀፀልቲ ዓመታት ኮኸብ ባርሴሎና ተባሂሉ ብዙሕ ተስፋ ዝተገብረሉ ግን ብጉድ...
08/10/2025

ሐዚ ዓርሱ ዝረክብ ዘሎ ቅድሚ ያማል ዝነበረ ያማል !

➯ ኣብ አጋ ኮቪድ 19 ምእታዉ ብብዙሓት ተመልከቲ ኩዕሶ እግሪ ንቀፀልቲ ዓመታት ኮኸብ ባርሴሎና ተባሂሉ ብዙሕ ተስፋ ዝተገብረሉ ግን ብጉድኣት ኣዝዩ ኩዕሶ እግሪ ህይወቱ ዝተሃስየ አንሱ ፋቲ ሐዚ ኣብ ሞናኮ እናደመቀ ይርከብ ።

➯ ተደጋጋሚ ጉድኣት ዝቀደመ ብቅዓቱ ክረክብ ዘይገበሮ እንትኸውን ከም ኣብነት አንሱ ፋቲ ናብ ዓይኒ ኩዕሶ እግሪ ፈተውቲ ምእታው ኣብ ዝጀመረሉ ውድድር ዓመት 33 ፀወታ ዘካየደ እንትኸውን ድሕሪኡ ኣብ ዘለዉ 2 ውድድር ዓመታት ግን ብድምር 25 ፀወታ ጥራሕ እዩ ከካይድ ዝከኣለ ።

➯ ኣብ 23/24 ኣብ ብራይተን ዘይተሳኸዐ ውዕሊ ልቃሕ ዘሕለፈ እንትኸውን ዝሓለፈ ውድድር ዓመት ዓርሱ ኣብ ገዛ ባርሳ 11 ፀወታ ጥራሕ እዩ ዘካየደ ።

➯ ሐዚ አንሱ ፋቲ ኣብ ሞናኮ ብውዕሊ ልቃሕ ዘሎ እንትኸውን 7 ፀወታ አካይዱ 5 ሽቶ ዘቁፀረ እንትኸውን ምስ ብሓባር ጆኣክዊን ፓኒሼሊ ብሓባር ብዙሕ ሽቶ መቁፀራይ ሊግ 1 እናመርሐ ይርከብ ።

➯ አንሱ ፋቲ ብማእኸላይ ኣብ ሓደ ፀወታ 2.81 ሽቶ ዘቁፀር እንትኸውን እዚ እውን ኣብቲ ሊግ ቀዳማይ ይገብሮ ።

NEW FATI !


▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት

👉

👉

👉
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና

ክርስትያኖ ሮናልዶ 1.4 ቢልዮን ዶላር ሃብቲ ዘለዎ ፈላማይ ቢልዮነር ኩዕሶ እግሪ ተፃዋታይ ኮይኑ።ሮናልዶ ብብሉምበርግ ዝተፈለጠ ናይ መጀመርታ ተፃዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኮይኑ ናብ ደረጃ ቢልዮነር...
08/10/2025

ክርስትያኖ ሮናልዶ 1.4 ቢልዮን ዶላር ሃብቲ ዘለዎ ፈላማይ ቢልዮነር ኩዕሶ እግሪ ተፃዋታይ ኮይኑ።

ሮናልዶ ብብሉምበርግ ዝተፈለጠ ናይ መጀመርታ ተፃዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኮይኑ ናብ ደረጃ ቢልዮነር ዝበፅሐ ኮይኑ ኣሎ።

ፀብፃብ- ብሉምበርግ


▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰▰
🔴 #ስፖንሰራት

👉

👉

👉

👉
==============================
ኣብ ተፈታዊ ምድላው ናይና ስፖርት ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ንምልላይ ብ0930699588 ይደውሉ።
~~~~~~~~~
🔴 ኣብ ዩቲዩብ ቻነልና ኣባል ይኹኑ 👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

🔴 ቴሌግራም ቻነልና
https://t.me/naynasportAmanuelgetachew

🔴 ቲክ ቶክ ቻነልና

Address


Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ናይና ስፖርት Nayna Sport Amanuel Getachew posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to ናይና ስፖርት Nayna Sport Amanuel Getachew:

  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share