መቐለ ወለላ mekelle welela

መቐለ ወለላ mekelle welela ወረ ትግራይ ናይ ኡሙን ሓበሬታ ማእኸል

ዘሐጉስ ዜና➱ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ንኹሎም ተፃወትቲን ኣሰልጠንትን መቐለ 70 እንደርታ ሎማዓንቲ ኣብ ልዕሊ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ዓወት እንተመዝጊቦም ነንሕድሕዶም ብር 100,000 ኸምዝሽልሞም ...
25/06/2025

ዘሐጉስ ዜና
➱ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ንኹሎም ተፃወትቲን ኣሰልጠንትን መቐለ 70 እንደርታ ሎማዓንቲ ኣብ ልዕሊ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ዓወት እንተመዝጊቦም ነንሕድሕዶም ብር 100,000 ኸምዝሽልሞም ሓቢሩ።
Source Nayna Sport

ንስዕር ኢና! ኣየኹም ናይና !
25/06/2025

ንስዕር ኢና!
ኣየኹም ናይና !

30/09/2024

ተወዲኡ
መቐለ 70 እንደርታ 1 0 ቅዱስ ጊዮርጊስ

25/09/2024

ገሚቶም ሞባይል ካርድ 200፣100፣50 ይሸለሙ! ቀደሙ ልገመተ ዝዓበየ ይሽለም!

መቐለ 70 እንደርታ ምስ ፋሲል ከነማ

ስዓት 10:00

ናይ ሎማዓንቲ ተሸላማይ ናይ 200 ካርዲ
20/09/2024

ናይ ሎማዓንቲ ተሸላማይ
ናይ 200 ካርዲ

20/09/2024

ሓይና ልደሓር

20/09/2024

ኣየኹም ናይና

20/09/2024

ገሚቶም ሞባይል ካርድ 200፣100፣50 ይሸለሙ! ቀደሙ ልገመተ ዝዓበየ ይሽለም!

መቐለ 70 እንደርታ ምስ ሃዲያ ሆሳእና

ስዓት 10:00

ጋንታና መቐለ 70 እንደርታ መሰነይታ ተገይሩላ✋✌️🇵🇱ብኣመራርሓ ቦርድ ፕሬዚደንት መቐለ 70 እንደርታ ኣይተ ይርጋ ገ/ሄር  ፣ብም/ፕሬዚደንት ኣይተ ሳምሶም ከበደ፣ ኣይተ ኤልያስ ፓወር ኣመራ...
04/09/2024

ጋንታና መቐለ 70 እንደርታ መሰነይታ ተገይሩላ✋✌️🇵🇱
ብኣመራርሓ ቦርድ ፕሬዚደንት መቐለ 70 እንደርታ ኣይተ ይርጋ ገ/ሄር ፣ብም/ፕሬዚደንት ኣይተ ሳምሶም ከበደ፣ ኣይተ ኤልያስ ፓወር ኣመራርሓ ቦርድን ኣመራርሓ ማሕበር ደገፍትን ድሕሪ መስካሕኽሒ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ጦርነት ድሕሪ ውዕሊ ፕሪቶርያ ብዝተፈጠረ ናይ ሰላም ሃዋህው ናብ ፀወታ ፕሪሜርሊግ ብምምላስና እንኳዕ ደስ በለና ብምባል ዝተጀመረ እቲ መሰነይታ ፕሮግራም ስፖርተኛታትና ሰላም ጉዕዞን ሰናይ ፀወታን ንኽኾነሎም ብምምናይ ድሕሪ ኣብ ኣዳማ ከተማ ንውድድር ንድሬዳዋ ዘምርሑ ተፃወትና ኣብ ዝካየዱ ፀወታታት ብፅቡቅ ብቅዓትን ዘይተሸናፍነት ስነ ልቦናን ብምሓዝ ናይ ደገፍቲ ጋንታና ፣ናይ ከተማናን ክልልናን ፈታዊ ስፖርት ማሕበረሰብና ፃምእ ስፖርት ንኽዋፅኡ ኣታሓሳሲቦም።
ኣዮኹም ናይና✋✌️🇵🇱

ናብ ጋንታና መቐለ 70 እንደርታ ዝፈረሙ ተፃወቲWelcome!!!
03/09/2024

ናብ ጋንታና መቐለ 70 እንደርታ ዝፈረሙ ተፃወቲ
Welcome!!!

ሓዱሽ ማልያና! መቐለ 70 እንደርታ2017
01/09/2024

ሓዱሽ ማልያና! መቐለ 70 እንደርታ
2017

ሳሮን በርሀ   ኣብ ፔሩ - ሊማ ይካየድ  ኣብ ዘሎ  ትሕቲ 20 ዓመት ዕድመ ሻምፕዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ቐዳመይቲ ብምውፃእ ወርቒ ሜዳልያ ረኪባ ።
01/09/2024

ሳሮን በርሀ ኣብ ፔሩ - ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ ትሕቲ 20 ዓመት ዕድመ ሻምፕዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ቐዳመይቲ ብምውፃእ ወርቒ ሜዳልያ ረኪባ ።

Address

Mekelle
Mekelle
TIGRAYSTREET

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when መቐለ ወለላ mekelle welela posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to መቐለ ወለላ mekelle welela:

Share