ወረ ታቤ were tabei

ወረ ታቤ were tabei our page serve to feed news, necessary informations for our followers

01/10/2023

ዝኸበርኩም መሓዙተይ
እዚ ወረ ታቤ were tabei ብዝብል ሽም ከፊተዮ ዘለኹ መፅሓፈ ገፅ ኣብ ቁጠባዊ፣ ማሕበራውን ፖለቲካውን ዘድሃቡ ዜናታት፤ ኣብ ልምዓት ቱሪዝም ዘድሃቡ ሓበሬታታትን ምስ ያታና ዝተዓሳሰሩ ትሕዝቶታት ጥበብ ብምልጣፉ ድሌት ሰዓብተይ ብምዕጋብ ብቐፃሊ ናብ ዩቱብን ቴሌቭዥን ንምዕባይ ኣሚተ ዝኸፈትኩዎ መፅሓፈ ገፅ እዩ ።
ስለዚ ናይዚ መፅሓፈ ገፅ መሓዙት ብምኻን፣ ንዘቕርቦም ትሕዝቶታት ባህታኹም እንተኾይኖም like እንተዘይፎቲኹምዎም dislike ብምግባርን ርእይቶኹም ብምሃብን ቤተሰብ እዚ መፅሓፈ ገፅ ክትኮኑታ ዝሓተኩም ዘለኹ ታፈረ ሃይለኪሮስ እየ ። ሰሰናዩ ይምነየልኩም ።

Address

Mesfin Industry
Mekelle

Telephone

+251914302478

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ወረ ታቤ were tabei posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share