21/06/2025
☀️ ክረምቲ ኣትዩ…
ኩላትና ንብዙሕ ዓመታት ንፅበዮ ዘነበረ ወርቃማ ዕድል ክነበስረኩም
🎯 ንፈለማ እዋን ብትግርኛ ዝተዳለወ ዓቡዪ ናይ ኤዲቲንግ ትምህርቲ(Course) ኣዳሊና ብኦንላይን መፂናኩም ኣለና። እዚ ኣብ ቃሕ ዘበለኩም ቦታ ፣ ኣብ ቃሕ ዝበለኩም ሰዓት ፣ ከም ልብኹም ኮይንኩም እትመሃርሉ ዕድል እዩ።
▸ ናይ ኣድቨርታይዝ ቪድዮ
▸ ሪልስ (Reels)
▸ ናይ ዶኩመንታሪ ሞሽን ግራፊክ (Motion Graphics)
▸ ገላፂ ኣኒሜሽን (Explainer Animation)
▸ ናይ ሚድያ ስራሕቲታት እነካይደሉ ሞሽን ዲዛይን
▸ ናይ ፊልም ቅንብር
እንታይ ኣድከመኩም ኣብዚ ክላስ ዘይኣተወ ጠቃሚ ናይ ሞሽን ዲዛይን (Motion Design) ትምህርቲ የለን።
🚀 ክረምትኹም ተኸፋሊ ዝገብረኩም ሞያ ኣብ ምምሃር
💡 ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ዉሽጥኩም ዘሎ ዛንታ ንዓለም ንኽተብፅሑ ዝሕግዘኩም ሞያ ኣብ ምምሃር ንኽተሕልፍዎ መዓልቲታት ጥራሕ እየን ተሪፈን።
⏳ ድሕሪ ደጊም ብግምት እንዳሰራሕካ ዝጠፍእ ግዜ የለን።
✅ ትኽክለኛ ትምህርቲ፣ ትኽክለኛ ፕሮጀክት፣ ትኽክለኛ ዉፅኢት
📆 ክላስ ሰነ 25 ክጅምር እዩ
💰 ሙሉእ ዋጋ 9,900 ብር
💵 ሕዚ 4800 ብር ጥራሕ (ክሳብ ሰነ 24 ኣብ ዘሎ ንዝተመዝገቡ ተምሃሮ 50% ናይ ዋጋ ምንካይ ገይርና ኣለና)
📝 ምዝገባ 18 ሰነ ክጅመር እዩ።
👉 ትኽክለኛ ናይ ሞሽን ዲዛይን ሞያ ክትመሃሩ ንእትደልዩ እዚ ከምልጠልኩም ዘይግባእ ወርቃማ ዕድል እዩ።
📌 ድሕሪ ሰነ 24 እቲ ናይ ዋጋ ምንካይ ግዜ ገደብ ክጠናቀቅ እዩ
ንክትምዝገቡ ወይ ድማ ዝኾነ ሕቶ እንተልይኩም
👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇
ኣድራሻ መቐለ ሮማናት ኣደባባይ ንርከብ
ስልኪ ቁፅሪ - 0979389899