04/08/2025
ተስላ ቴክኖሎጂ ኢንስቲትዩት
ተስላ ቴክኖሎጂ ኢንስቲትዩት ማእኸል መሰልጠኒ ብቅዓት (center of excellence) ኮይኑ
እዋኑ ብዝጠልቦም ቴክኖሎጂ ተሓጊዙ ዝለዓለ ጠለባት ዕዳጋ ንዘለዎም ሙያታት ብፍላይ ንመናእሰይ
ማእኸል ዝገበረ ኣብ ሓጺር ግዜ ሰልጢኖም ዝበቅዕሉ ትካል እዩ ።
• ኣብ ትካልና እናተውሃቡ ዝርከቡ ናይ ስልጠና ዓይነታት
1. ስልጠና ስራሕቲ ኢንስታሌሽን
2. ስልጠና ቴክኖሎጂን ሶፍትዌራትን
3. ስልጠና ዝተፈላለዩ ጽገናታት
#ስልጠና ስራሕትታት ኢንስታሌሽን: -ናይ ህንጻ ኤሌክትሪክ መስመር ዝርገሐ (Building Electrical Installation)
• ናይ ኢንደስትሪ ማሽናት ተኸላን ዝርገሐን(Industrial Machine Controls)
• ዝርግሐን ጽገናን ድሕንነት ካሜራ (CCTV System Configurations)
• ዲዛይንን ዝርገሐን ሶላር ሲስተም (solar PV System Installation)
• ናይ ቧንቧ ሳኒተሪን መስመር ዝርግሐ (sanitary Installation)
#ስልጠና ቴክኖሎጂን ሶፍትዌራትን :-
• መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተር (Word, Excel, PowerPoint)
• ኮምፒተ ፕሮግራሚንግን ክእለት (C++, Java, Python)
• ኢንጂነሪንግን ሶፍትዌራት(AutoCAD, Revit, Etabs, GIS,..)
• ኢንተርዮርን ኣርክቴክቸራልን ዲዛይን (Arch and Interior)
• ግራፊክስን ዲዛይንን ቪድዮ ኢዲትንግን (Ps, Ai, Id, Ae, Pr )
• ዌብሳይት ዲቨሎፕመንት (Frontend, Backend, Fuls tack)
• ዳታቤዝ ዲቨሎፕመንት (NoSQL, Object-oriented, Cloud)
• ኣድቫንስድ ኣውቶሜሽንን ፕሮግራሚንግን (PLC, SCADA, Robotics)
#ስልጠና ዝተፈላለዩ ጽገናታት:-
• ሞባይል እና ኤሌክትሮኒክስ ጽገና (Mobile Phone, Tv, Receiver, Speaker)
• ናይ ገዛን ቢሮን ማሽናት ጽገና (Fridge, Micro oven, Laundry Machine)
• ዲናሞ ጽገናን ምጥቕላልን (motor maintenance and re-winding)
➢ ኣብ ትካልና እንትስልጥኑ ዝረኽብዎም ጥቕምታት
✓ ምስ ትካላት (Industries) ስራሕ ምትእስሳር
✓ ምህዞታት (Innovations) የተባብዕ ይሕግዝ
✓ ስራሕ ፍጠራ (Entrepreneurship) ስልጠና ይህ