ክብሮም

ክብሮም Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ክብሮም, Digital creator, Moyale.

ሕልፈት ህይወት ነበር ቀዳማይ ሚኒስተር ሃገረ ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ05/02/2018ነበር ቀዳማይ ሚኒስተር ሃገረ ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ኣብ 80 ዕድሚኦም ዓሪፎም ።ፖለቲከኛን ነበር ቀዳማይ ሚኒስ...
15/10/2025

ሕልፈት ህይወት ነበር ቀዳማይ ሚኒስተር ሃገረ ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ
05/02/2018

ነበር ቀዳማይ ሚኒስተር ሃገረ ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ
ኣብ 80 ዕድሚኦም ዓሪፎም ።

ፖለቲከኛን ነበር ቀዳማይ ሚኒስትርን ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ብዝሓደሮም ሕማም ልቢ ሕክምናኦም እናተኸታተሉ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ 80 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ተገሊፁ፡፡

10/10/2025
05/09/2025

መሐጎሲና ባሕታ ጳጉሜን ይኩነልና

05/09/2025

2017 ኣይተመቸክናን ነርኪ ደሓን ኩኒ 🖐🖐🖐

05/09/2025

መኪናስ መሪፅካ ግን ኣይቀነዐካን ግን ቲ ተሸኪሙዋ ዝበለ ሰላም በሎ ኢካ

24/12/2024

ሃንደበታዊ መጣቃዕቲ.! መንግስቲ ኢትዮጵያ፣
ኣብ ልዕሊ ሶማልያ..!!

ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ግን ናበይ እዩ ኣንፈቱ.!

እነሆ.! ሎሚ ዕለት 14/04/2017 ዓ,ም ሓይልታት ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ መሬታ ኣትዮም መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሙ ሶማልያ ከሲሳ።

ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሶማልያ ቅድሚ ሓደ ሰዓት ኣቢሉ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ሓይልታት ኢትዮጵያ ናብታ ኣብ ደቡባዊ-ምዕራብ ሶማልያ ኣብ ጥቓ ዶብ ትርከብ ከተማ ድሎው ኣብ ልዕሊ መዓስከራት ሰራዊት መንግስቲ ሶማልያ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ፈንዮም ብምባል ኮኒኑ።

ብወገን ኢትዮጵያ ዛጊት ብዛዕባ’ቲ መጥቃዕቲ ዝተዋህበ ግብረመልሲ የለን።

ኣቐድም ኣቢሉ፡ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሶማልያ፡ ብመሰረት ስምምዕ ኣንካራ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎም ዝምድና ንምምሕያሽ ብሓደ ሚኒስተር ዝምራሕ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምብጻሕ ከካይድ ምዃኑ ሓቢሩ ነይሩ’ዩ።

ብኻልእ ወገን፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሶማልያ ኣሕመድ ሙዓሊም ፊቂ ሎሚ ናብ ካርይሮ ብምጻሕ ምስ ግብጻዊ መዘናኡ ብዛዕባ ጸጥታዊ ሓይሊ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ ከምዝተዘራረበ ሚኒስትሪ ጉዳያት ግብጺ ሓቢሩ’ሎ።

ፍልፍል ሓበሬታ BBC News Tigrinya

23/12/2024

ትንኾሳ ቶኹሲ ጀሚሮም

ዕጡቋት ኣምሓራ ኣብ ወረዳ ላዕላይ ፀለምቲ ብኣንፈት ከተማ ማይ ጤል ብተለምዶ ፍየል ውሃ እናተብሃለ ዝፅዋዕ ኸባቢ መጀመርያ 17 ዕጡቃት እንዳተኮሱ ኣትዮም ደሓር ድማ ብክልተ ፓትሮል ከባቢ 30 ዝኾኑ ኣትዮም ይታኹሱ ኣለው ።

እቶም ዕጡቋት ካብ ክልል ኣምሓራ ከባቢ ደጃች ሜዳ ኸምዝመፁ እዩ ዝሕበር ዘሎ።

ካብዚ ብተወሳኪ ብኣንፈት ሰቆጣ ማርያም ድማ ንማይ ለሚን እንዳተኮሱ ወሪዶም መንገዲ ዓፅዮም ኣለዉ።

ኣብ ከተማ ሰቆጣ እውን ቶክሲ ኣሎ። ብሓፈሻ ዕጡቃት ትግራይ ፀራሪግና ተከዘ ክነስግሮም ኢና ዝብል ሽርሒ ሓዞም ዳግማይ ወራር ወፍሪ ዝመስል እዩ ጀሚሮም ዘለዉ።

ህዝቢ የርዕድዎ ኣለው፤ ህዞቢ ፀለምቲ ከበድቲ ጎፎዒታት ይበፅሖዎ ኣለው ዛጊድ ሰማዒ ኣይረከበን።

ዝምልከተኹም ኣኻላት እዚ ኩነታት ብቅልጡፍን ህፁፁፅን መፍትሒ ኣናዲሉ።

ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይ..!!

Weldemhret Gezae

13/12/2024

ፍሽለተ ሃገር ~> የባህር በር..!!

እነሆ.! ቅድሚ ሓደ ዓመት *ኢትዮጵያ የባህር ባለቤት ሆነች* ብዝብል ሰበር ዜና እቶም ከም ዝብኢ ስጋ ኣሎ ኢሎሞ ኣበይ ከይበለ ዝኸደ እናሃለለ፣ ከምኡ'ውን እቲ Short Memory ዕሙት ደጋፊ ብልፅግና ድማ *ብእንኳን ደስ ኣለን* መግለፅታት ንመሬት ዕንፅራር ገበርዋ።

ወደብ ረኺብና.! ውዕል ኣሰርና..! ተፈራሪምና ተባሂሉ ያኢ ዳንኬራ ተወቒዑ።

እነሆ..! ሕዚ እቲ ኹሉ ጉራን ዳንኬራን ባሕሪ ረኺብና፣ ናብ ባሕሪ ዝኣተወት ኣንጭዋ ኾይኑ ተሪፉ ኣሎ።

እዚ ኹሉ ቢልዮናት ዝፈሰሶ ፕሮጀክት ኣፍደገ ባሕሪ ሓድሽ ተመራፂ መራሒ ሶማሊላንድ ኣፍደግኡ ል.ኩ.ት..! ኣቢሉ ዓፅዎ ኣሎ።

ሃገር ብስልሒት እምበር ብስምዒት ኣይምራሕን።

እንተ'ኾነ ግን ትማሊ ዝገበርዎ ጥፍኣት ሎሚ ሓታቲ ዘይብሎም መራሕቲ ብልፅግና፣ ነዚ ኹሉ ዝተበልዐ ዕቁብ ረሲዖም ናብ መቓድሾ ሰማልያ ተጓዒዞም ሓድሽ ፍቕሪ ጀሚሮም ኣለው።

ትማሊ እንታይ ኢልኩም፣? ሎሚ እንታይ ትግርብሩ ኣለኹም፣? ኢሉ ዝሓትት ህዝቢ ክሳብ ዘይሃለወ እቲ ናይ ጥፍኣት ጉዕዞ ቀፃሊ እዩ።

ንሕና'ውን ኣፍታ ናይ ጥፍኣት መርከብ እንተ'ዘይኣተና ኢልና ህርድግ..! ንብል ኣለና።

ይምሓረና ከይማላሉኡና።

*Solo King*

08/12/2024

በአዲስ አበባ የሚሰማው ተኩስ ምንድን ነው?

- በተኩሱ አንድ ሴት መገናኛ አካባቢ ተመትታ ህይወቷ አልፏል

- በአምቦ ከተማም በተመሳሳይ በተባራሪ ጥይት ተመትተው ሁለት ሰዎች ሞተዋል

(መሠረት ሚድያ)- ዛሬ በአዲስ አበባ ከተማ እንደ ገርጂ፣ ጃክሮድ፣ ሾላ፣ 6 ኪሎ፣ መነን፣ ጎሮ ወዘተ ያሉ አካባቢዎች ከፍተኛ ድምፅ ያለው ተኩስ ሲሰማ ነበር።

በርካታ ነዋሪዎች በድምፁ ተደናግጠዋል፣ መረጃ የሰጠ የመንግስት አካልም የለም።

መሠረት ሚድያ በዚህ ዙርያ ባደረገው ማጣራት ተኩሱ ከሰሞኑ ከመንግስት ጋር እርቅ ፈፀሙ በተባሉት የኦሮሞ ነፃነት ሰራዊት አባላት የተተኮሰ ነው።

መገናኛ አካባቢ አንዲት ሴት በተኩሱ ምክንያት በጥይት ተመትታ ህይወቷ ማለፉም ታውቋል። በተመሳሳይ ባለፉት ጥቂት ቀናት በአምቦ ከተማ በታጣቂዎቹ በተተኮሰ ጥይት ሁለት ሰዎች በተባራሪ ተመትተው እንደሞቱ ታውቋል።

ታጣቂዎቹ የኦነግን ባንዲራ በመያዝ ከሸገር ከተማ በመነሳት ወደ አዲስ አበባ ሲገቡ ወደ ሰማይ እየተኮሱ እንደገቡ የደረሰን መረጃ ያሳያል።

"ታጣቂዎቹ በቅጥቅጥ አና በሃይሉክስ መኪና ተጭነው ሾላ ፖሊስ ጣቢያ አካባቢ ሲደርሱ ወደ ሰማይ ተኩስ አየተኮሱ እየተጓዙ ነበር" ያለን አንድ የአይን ምስክር በሁኔታው በርካቶች እንደተደናገጡ ገልጿል።

ህዝብ በሚንቀሳቀስበት ጎዳና ላይ ድርጊቱ መፈፀሙ እንዳሳዘናቸው የገለፁት ነዋሪዎች ህዝብን በዚህ ሁኔታ፣ በተለይ ቀድሞ ባልተገለፀበት ሁኔታ ማሸበር አግባብ እንዳልሆነ ተናግረዋል።

መሠረት ሚድያ ሾላ ፖሊሲ ጣቢያ ከሚገኙ አንድ የፖሊስ አባል ድርጊቱን ያረጋገጠ ሲሆን አንዳንዶች ከተኮሱ ቦታ በድንጋጤ ሲሸሹ ይታይ እንደነበር ገልፀዋል።

07/12/2024

ደሓን ሕደሩ

Address

Moyale

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ክብሮም posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share