ያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studio

ያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studio ኣድራሻና ሽረ 05 ጎኒ እንዳ ሚሚ ምግቢ ቤት ወይ ከዓ ሽረ ፕሪፖራቶሪ ቤት ትምህርቲ ንዝበለፀ ሓበሬታ 0934509267 0937505614 @ያሬድ ዜማ ስትድዮ

ሓድሽ ዘይተረኣየ ቪድዩ እዩ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኹን ናብ ኩሉ ክባፃሕ ድማ ሼር ላይክ ብምግባር ኣተባብዑና።💎📺💥
19/12/2024

ሓድሽ ዘይተረኣየ ቪድዩ እዩ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኹን ናብ ኩሉ ክባፃሕ ድማ ሼር ላይክ ብምግባር ኣተባብዑና።💎📺💥

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ናብ ፋሻ ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። ...

ድምፃዊ ኣታኽልቲ ኣንዱኣለም ይበሃል ኣብ ከተማ ሸራሮ ካብ ዝዓበዩ ዓበይቲ ከየንቲ ሓደ እዩ ኣታኽልቲ ፈለማ ካብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ት/ቲ መጋቢት 20 እስካብ ሃየስኩል ከተማ ሸራሮ ኣብ ዝተፈ...
08/10/2024

ድምፃዊ ኣታኽልቲ ኣንዱኣለም ይበሃል ኣብ ከተማ ሸራሮ ካብ ዝዓበዩ ዓበይቲ ከየንቲ ሓደ እዩ ኣታኽልቲ ፈለማ ካብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ት/ቲ መጋቢት 20 እስካብ ሃየስኩል ከተማ ሸራሮ ኣብ ዝተፈላለዩ ክለባት ክደርፍን ክዋሳእን ኢና ንፈልጦ ብዓብይኡ ድማ ፅንዓት ባንድ ምስተ መስረተ ኪ-ቦርዲስትትን ክራሪስትን ብምዃን ካብ እኒ ሰላም ኤልሻዳይ ጀሚሩ ንቡዙሓት ዝዓጀበ ከያኒ እዩ ድሕሪ ናይ ሸራሮ ናብራ ንሽረ እዩ ኣምሪሑ ካብ ከተማ ሽረ እንዳተወርወረ ድማ ከባቢታት እንትጮ ዓድዋ ኣክሱም ኮታስ ኣብ ቡዙሓት ከባቢታት ትግራይ ድምቀት መርዓን ካልኦት ዓበይቲ መድረኻትን እዩ።

ይኹን እምበር ኣታኽልቲ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ከቢድ ሕማም እዩ ዝርከብ እስካብ ኣፉ ምዝራብ ኣቢዎ ኔሩ እዩ ሕጂ ግን ቁሩብ ለውጢ ረኺቡ ሓግዙኒ ይብለና'ሎሞ ኩልና ከየንትን ፈተውቲ ኪነትን ፈለጥቲ ኣታኽልትን ብዝኸኣልናዩ ንሓግዞ
ኣምበሳ ባንክ ኣካውንቱ 0031043501630 ኣታኽልቲ ኣንዱኣለም +251934195770 ስልኪ
ገለ ካብ ደርፍታት ኣታኽልቲ
ኣብዛ ፀባብ ዓለም በይነይ ገዲፍክኒ
ክሓስብ ክጭነቅ ዓቅለይ ይፀበኒ
እንዳበለ ይቅፅል


ምሕረት የውረደልካ ኣቴ

ማይዳ ማይዳ ባንድ Mayda band Mayda bandተጋበዙታ💥 ትኩእ ወልዱ💥  ሼር
10/06/2024

ማይዳ ማይዳ ባንድ
Mayda band
Mayda band
ተጋበዙታ💥 ትኩእ ወልዱ💥 ሼር

ትኩእ ወልዱ -ንዓደይ ኢለ - ትናፍቒዶ ከማይ - Tikue weldu - Niadey ele- Tinafikido kemay 2024 - ዝገርም ብቕዓት ትኩእ ወልዱ ኣብ መድረኽ ሽረኒ ኮንሰርት ምስ ማይዳ ባንድ ዝተፃወቶ - Stage Performance at...

https://youtu.be/tC2GuO9YVCQ?si=JQRZmaxiS7JdxRym
08/06/2024

https://youtu.be/tC2GuO9YVCQ?si=JQRZmaxiS7JdxRym

ዘመን አለምሰገድ - ሑመራ -Zemen Alemseged - Humera - 2024 - ዝገርም ብቕዓት ተጋ. ዘመን ኣለምሰገድ ኣብ መድረኽ ሽረኒ ኮንሰርት ምስ ማይዳ ባንድ ዝተፃወቶ - Stage Performance at Shireni Concert with...

💥መዓር ፅጌና💥 የማነ ኣስፈሃለይያሬያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studioማያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studioትያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studioaያሬድ ዜማ ስ...
14/02/2024

💥መዓር ፅጌና💥
የማነ ኣስፈሃለይ
ያሬያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studioማያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studioትያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studioaያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studioeያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studiotያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studiottps://youtu.be/0kRViiOIsdU?si=ZMKshwWa0WLFqWnS

Yemane Asfahaley (Mear Tsgena) የማነ ኣስፈሃለይ (መዓር ፅጌና) New Tigrigna Music 2024e32poa@LihamMelody" rel="ugc" target="_blank">https://goo.gl/e32poa@LihamMelody https://www.facebook.com/LihamMelody https://www...

10/02/2024

ገዛኢ ቶሸመ(ሙና) 💥ቃል💥
ያሬያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studioማያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studioትያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studioaያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studioeያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studiotያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studio

@@ገዛኢ ቶሸመ  "ቃል" coming soon ሼር🙏❤ያያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studioዜያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studioስያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Stud...
08/01/2024

@@ገዛኢ ቶሸመ "ቃል" coming soon ሼር🙏❤
ያያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studioዜያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studioስያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema StudioYያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema StudioZያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema StudioSያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studio

25/11/2023

Address

ሽረ 04, ሃይላይ ሆቴል ከባቢ ዓብይ ንግዲ ባንኪ መዕፀፊ መንገዲ ሸራሮ
Shire Inda Silase

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ያሬድ ዜማ ስትድዮ Yared Zema Studio posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category