Aksum'ና ብፎቶ

Aksum'ና ብፎቶ Aksum'ና ኣብ ፎቶ �� ��

🛑መሕዘኒ ሓበሬታጓል ነብስሄር ሊቀለባስ ኪሮስ ኣባይ ወሮ ሰብለ ኪሮስ ትማሊ ካብዚ ድካም ዓለም ዓሪፋ ኣላ ልቢኻ ዝሰብር ሓበሬታ ከም ዝፍለጥ በዓልቲ ቤቱ ን ኮምሽነር የማነ ዘርኣይ ኣደ ደቁ ...
19/11/2025

🛑መሕዘኒ ሓበሬታ
ጓል ነብስሄር ሊቀለባስ ኪሮስ ኣባይ ወሮ ሰብለ ኪሮስ ትማሊ ካብዚ ድካም ዓለም ዓሪፋ ኣላ ልቢኻ ዝሰብር ሓበሬታ ከም ዝፍለጥ በዓልቲ ቤቱ ን ኮምሽነር የማነ ዘርኣይ ኣደ ደቁ እያ ባዓልቲ ገዛኻ ወ/ሮ ሰብለ ብሞት ዝሰኣንካ ሓውና ኮምሽነር ኮምሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ #ረዳት ፅንዓት ይሃብካ።
ወ/ሮ ሰብለ ኣብ ኣዲስ አበባ ሕክምንኣ ክትከታተል ድሕሪ ምፅናሕ ያ ትማሊ ሰሉስ 9/03/2018 ዓ/ም ካብ'ዚ ዓለም ብሞት ተፈልያ ዘላ፡፡ንመዋቲት ሓፍትና መንግሰተ ሰማይ የዋርሳ። ንመላእ ስድራ ቤት፥ መሓዙትን ፈተውትን ድማ ፅንዓት ንምነ።
ስነ ስርዓት ቀብሪ ድማ ሓሙስ ዕለት 11/03/2018 ዓ/ም ኣብ ርእሰ ኣድባራት ወገዳማት ኣክሱም ፅዬን ክፍፀም 'ዩ።
ማማ አዜበይ ዓቃል ኩሉ ከኣሊት ኣምላክ መፅናኒዒ ኣምላክ ይልኣከልኺ ።

'''ሰብ ንምድሓን ሰብ ምኳን እኩል እዩ።''  ንሓግዞ ሸር እዉን ዓባይ ነገር እያ please 🙏 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ሸር ሸር  ዝተለኣከ ናይ ሓገዝ ቃል 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇  አነ ሓወኩም ተጋ...
26/08/2025

'''ሰብ ንምድሓን ሰብ ምኳን እኩል እዩ።''
ንሓግዞ ሸር እዉን ዓባይ ነገር እያ please 🙏 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ሸር ሸር
ዝተለኣከ ናይ ሓገዝ ቃል 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇 አነ ሓወኩም ተጋዳላይ እልፍአሰግድ ቡዛየሁ ታረቀ አባል TDF አርሚ 15,ኮር 53 ዝኮንኩ ብዝሓደረኒ ሕማም አብ ሆስፒታል ዓይደር ይከታተል አለኩ ፣ ኮይኑ ግን ሕማመይ እናገደደኒ ብምካዱ አብ ዝሐሸ ሕከምና ንክከታተል ኩቡራት ነዚ መልእክቲ ዝረአኩም ናብ ኩሉ ንከባፃሕ ሸር ገይርኩም ብሞራል ብገንዘብ ሐገዝ ንክትገብሩለይ ይላቦ።
ስ.ቁ 0975402375 /0923306091
ንሐበሬታ።
ብገንዘብ ክትሕጉዙኒ ንእትደልዩ
1000022449803 ንግዲ ባንክ ብሽም ወላድየይ ብዙአየሁ ታረቀ






Kebron AxumEfrem Tsehaye MekonenMiki FkrEfrem GSonKbrom YtbarekFila Wedi ShireWedi Tigray AxumSeli Gual KeshiTsahay KirosAssefa TsegayMlat TumayTikey Wedi MsgnaUm Meri Love MeriTsigereda MulugetaWorld Health Organization (WHO)Meri MeriHailemariam Kirosጌትሽ ኮራለይዘነበ ብርሃነ ወዲ ብሬNatnael Mekonenጓል ትግራይDanayt AxmuSelomen KinfeTgfeker TgAdis HonestTrhas AbrhaTigsti Senper@highlightDaniel TsegayTsegay GebreslasieTsedi Gual AbeytiTsegay Offical

28/02/2025

ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ንዞባ ምብራቕ፣ ዞባ ደቡብ ምብራቕን ምምሕዳር ከተማ መቐለን ብቕልጡፍ መለለዪ መንነት ወሲደን ክዕድላ ኣተሓሳሲቡ።

እቲ ቢሮ ቅድም ክብል ከይዲ ሕትመት ነተን ዞባታት ዝተዳለው መለለዪ መንነት ኣሳሊጡ ውሰዱ ዝብል ዘሕለፎ መተሓሳሰቢ ተግባራዊ ዘይምዃኑ ድማ ገሊፁ።

ሐዚ ውን እዘን ዝተጠቐሳ ዞባታት ነቲ መለለዪ መንነት ብቕልጡፍ ወሲደን ክዕድላ ኣተሓሳሲቡ ኣሎ።

ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ሕቶ መለለዪ መንነት ንምምላስ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ እናተሰርሑ ከምዝመፁ ብምሕባር፤በዚ መሰረት ናብ ተግባር ተኣትዩ ከይዲ እቲ ሕትመት እናተሳለጠ ከምዝርከብ ገሊፁ።

ዛጊድ ድማ ናይ ሽዱሽተ ዞባታት ማለት ውን ዞባ ምብራቕ፣ ዞባ ደቡብ ምብራቕን ምምሕዳር ከተማ መቐለ፣ ዞባ ማእኸል፣ ዞባ ደቡብን ዞባ ሰሜን ምዕራብን ሕትመቱ ተጠቓሊሉ ኣታዊ ኮይኑ ንዕደላ ድሉው ምዃኑ እውን ኣፍሊጡ።

21/02/2025

ኢሚግሬሽንና ዜግነት አገልግሎት ኢትዮጵያ ሎማዓንቲ ዕለት 14/06/2017 ዓ.ም ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ሓድሽ ፓስፖርት ኢትዮጵያ ዝኾነ ዕላዊ ጌሩ ኣሎ::

አዲሱ ፖስፖርት ዛሬ ይፋ ተደረገየኢሚግሬሽንና ዜግነት አገልግሎት አዲስ ዘርጋሁት ባለው የኢ-ፓስፖርት ሲስተም በኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ሆልዲንግስና በዓለም አቀፍ ደረጃ ከፍተኛ የሚስጥራዊ ህት...
21/02/2025

አዲሱ ፖስፖርት ዛሬ ይፋ ተደረገ

የኢሚግሬሽንና ዜግነት አገልግሎት አዲስ ዘርጋሁት ባለው የኢ-ፓስፖርት ሲስተም በኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ሆልዲንግስና በዓለም አቀፍ ደረጃ ከፍተኛ የሚስጥራዊ ህትመትና ቴክኖሎጂ ልምድ አለው ከተባለው የጃፓኑ ቶፓን ሴኩሪቲ ኢትዮጵያ አ.ማ አማካይነት ዘመኑ በደረሰበት የሚስጥራዊ ህትመት የታተመ አዲስ ፖስፖርት ዛሬ የካቲ 14 ቀን 2017 ዓ.ም በሳይንስ ሙዚየም ይፋ እያደረገ ነው፡፡

Address

Aksum
Tigray

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Aksum'ና ብፎቶ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Aksum'ና ብፎቶ:

Share