ትግራይ ሰብ ኣለዋ1

  • Home
  • ትግራይ ሰብ ኣለዋ1

ትግራይ ሰብ ኣለዋ1 film_clip_concert_fullproduction

ታይ በሉ ጎይታናኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ውሱን ናይ ምምሕዳር ለውጢ ይግበር ኣሎ-ፕረዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ መቐለ፥ ሓምለ 15/2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ) ኣ...
22/07/2025

ታይ በሉ ጎይታና
ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ውሱን ናይ ምምሕዳር ለውጢ ይግበር ኣሎ-ፕረዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ

መቐለ፥ ሓምለ 15/2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ)

ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ዝተወሰነ ናይ ምምሕዳር ለውጢ ይግበር ከምዘሎ ፕረዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ገሊፆም።

ፕረዚዳንት ታደሰ ወረደ ነዚ ዝበሉ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቶም ንጋዜጠኛታት መብርሂ ኣብ ዝሃብሉ ጊዜ እዩ።

ኣብቲ ዞባ ዝነበሩ ሓለፍቲ ምምሕዳር ካሊእ ናይ ስራሕ መድብ ኣብ ክልል ብተመሳሳሊ ደሞዝን ጥቕማ ጥቕምን ተዳልይሎም ከምዘሎ ተዛሪቦም።

ነዙይ ንምትግባር ፖሊስ ከምዝተላእኸን እቲ ዝግበር ዘሎ ናይ ምምሕዳር ለውጢ ሰላማዊ ብዝኾነ መንገዲ ይሳለጥ ከምዘሎ ገሊፆም።

እቲ ዝካየድ ዘሎ ናይ ኣመራርሓ ለውጢ ብኣይተ ኣስመላሽ ረዳ ኣተሓባበርነት ብንጉሰ ኣበጀ (ወዲ ራያ ) ናይ ፀጥታ ሓላፊ፤ ኣይተ ካልኣዩ ግደይን ወይዘሮ ኣለምን ሓላፍነት ከምዝተዋህቦም ገሊፆም።

ለውጢ ኣመራርሓ ኣድላዪ ዝኾነሉ ምኽንያት ብቐፃልነት ዘስዕቦ ሓደጋ ንምትራፍን ናይ ትግራይ ፀገም ንምፍታሕን እዩ።

እቲ ምንቅስቃስ መንግስቲ ግድን ክገብሮ ዘለዎ ስራሕ ኢና ንሰርሕ ዘለና እዙይ ግን ዝኾነ ንምፅራግ ዝዓለመ ከምዘይኮነ ክፍለጥ ኣለዎ ኢሎም።

ስለዝኾነ ህዝቢ፣ መናእሰይ፣ ምልሻን ካልኦትን ተሓባበርቲ ክኾኑ ፃዊዒት ኣቕሪቦም።

ህዝቢ ትግራይ ከፊኢዎ ይኣክል ዓዱ ምለስዎ።💔እዚ ስምዒት ከይርሳዕ ከይድገም ናይ ልምዓት ናይ ሰላም ጅግና ነፍሪ(ንፍጠር) ሙሉእ ቪድዮ ተጋበዙ👇 https://youtu.be/OEEJOfZC5y0?...
18/07/2025

ህዝቢ ትግራይ ከፊኢዎ ይኣክል ዓዱ ምለስዎ።💔
እዚ ስምዒት ከይርሳዕ ከይድገም ናይ ልምዓት ናይ ሰላም ጅግና ነፍሪ(ንፍጠር) ሙሉእ ቪድዮ ተጋበዙ👇 https://youtu.be/OEEJOfZC5y0?si=CbF7A0jqZ0iC9a5q

ትግራይ ሰብ ኣለዋ1 💪
16/07/2025

ትግራይ ሰብ ኣለዋ1 💪

ኣብ መደብ "የቐንየልና" ድምፃዊ ሰሎሙን ኣይሰምዕን 'የ ሰሊና ዋዓሮ ሙሉእ ትሕዝትኡ ኣብዚ ኣለኩም👇👇
15/07/2025

ኣብ መደብ "የቐንየልና" ድምፃዊ ሰሎሙን ኣይሰምዕን 'የ ሰሊና ዋዓሮ ሙሉእ ትሕዝትኡ ኣብዚ ኣለኩም👇👇

"መደብ የቐንየልና"ምስ ተጋ ከያኒ ሰሎሙን ተስፋይ (ኣይሰምዕን'የ) መረባና ኢንተርቴንመንት | Merebana Entertainmentመደብ የቐንየልና | Merebana Entertainmenthttps://www.youtube.com/channel/UCjX5UXT...

Address


Telephone

+251941055537

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ትግራይ ሰብ ኣለዋ1 posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to ትግራይ ሰብ ኣለዋ1:

Shortcuts

  • Address
  • Telephone
  • Alerts
  • Contact The Business
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share