Filari Film Production

  • Home
  • Filari Film Production
09/08/2025

FANUEAL❤💛❤️❤💛❤️

09/08/2025

Shout out to my newest followers! Excited to have you onboard! Selam Gerezihar, Mohammed Kebede, Hailay Gebreyohanns, Wêdi Hâilê, Leul Kasay Atsbaha, Destu Hagos, Soliyana Ashenafi Soliyana Ashenafi, ሙሀመድ ፖግባ, Nardy Adane

ስነ-ጥበባዊ -ኣሹ ፅንዓት ጥበብ---        ዘይተነገረሉናይ ወልዋሎ 👉እውዩውዩ ናይ መስቀል 👉 ዓጋመ,ከምኡ ድማ 👉*ከመይ ዲና?  ትብል ዳርጋ ኩላትና ንፈልጣን ካልኦትጣዕመ ዜማታትን ዘበ...
05/07/2025

ስነ-ጥበባዊ -ኣሹ ፅንዓት ጥበብ---
ዘይተነገረሉ
ናይ ወልዋሎ 👉እውዩውዩ
ናይ መስቀል 👉 ዓጋመ,
ከምኡ ድማ 👉*ከመይ ዲና? ትብል ዳርጋ ኩላትና ንፈልጣን ካልኦት
ጣዕመ ዜማታትን ዘበርከተልና,
በዓል ቡዙሕ ሞያ
ደረሲ, ገጣሚ, ዘያምን ስቱድዮ ማንን ኮይኑ ብርክት ዝበሉ ብባህላዊ ቅዲ ዝማዕረጉ ረዘንቲ ስራሕቲ ብምስራሕ ኣብ ኪነት ትግራይ ናይ ባዕሉ ዓሸራ ንምንባር :
ሐዚ ድማ
👉ደስታ ልበይ!
ዘርእስታ ሓዳሽ ጣዕመ ዜማ
ኣብ 👉ዋሪ ኢንተርተይመንት ዩቱብ ቻነል ክትዝርጋሕ እያ ሙዚቃዊ ስርሑ እናተኣንገድና ኩላትና ነበረታትዓዮ።
🛑🛑🛑FILARI FILMS
Ashenafi Tsin'at TibebuSami BrhaneFilari Film ProductionMezgebe Asay DqsimFanial welday ፋኒኤል ወልዳይዲጄ ዘኣማን ኣማን በላይWari Habeshay WedizomHiwet Gebreyesus

12/06/2025

FILARI FILM PRODUCTION🙏🙏🙏

28/05/2025

ጆን ሃፍቱ ዕባይ’ኣ FILARI FILMS 🇻🇳🇻🇳tigraytiktok ❤️❤️ Ezra Alemseged ዘመን ኣለምሰገድ @ #ሚኪ ሰኺረ mare ድጄ ማሬ jany Bekele(Ras"Fili) fun

https://youtu.be/gmEqELcAYKc?si=QWDmhT7qp6q2WfVmዕባይ’ኣ ጆን ሃፍቱሰላም ሰላም ኣሕዋተይ ኣብ መልአ ዓለም አትርከቡሰብ ዋናን  ኣድነቕትን ፈተውትን ሰነ ጥበብ ትግ...
09/05/2025

https://youtu.be/gmEqELcAYKc?si=QWDmhT7qp6q2WfVm
ዕባይ’ኣ
ጆን ሃፍቱ

ሰላም ሰላም ኣሕዋተይ ኣብ መልአ ዓለም አትርከቡ
ሰብ ዋናን ኣድነቕትን ፈተውትን ሰነ ጥበብ ትግርግኛ ዝኾንኩም

ድሕሪ ብዙሕ ፃዕርን ድኻምን ብፅፈትን ብጥንቃቐን ዝሰረሕናዮ ብዙሓት በዓል ሞያ
ዝተሳተፉሉን ውሕሉል ስራሕ
ዕባይ’ኣ
ዝብል ሓዳሽ ቪድዮ ክሊፕ
ብፊላሪ ፊልም ፕሮዳክሽን ተሰሪሑ
ብ ናትናኤል ኣስፋው ዳይሬክት ተጌሩ
ኣብ ሊሓም ሜሎዲ ተዘርጊሓ ኣላ

ሃናፂ ርኢቶ ክትህቡና ናብ ኩሉ ክትባፃሕ ሰብስክራይብ
ሼር
ፎሎው
እናበልኩም ከተተባቡዑና ብትሕትና ንላቦ ንክትገብሩልና ንላቦ።

John Haftu (Ebay) ጆን ሃፍቱ (ዕባይ) New Tigrigna Music 2025e32poa@LihamMelody" rel="ugc" target="_blank">https://goo.gl/e32poa@LihamMelody https://www.facebook.com/LihamMelody https://www.instagram.com/liham_...

 #ዕባይ'ኣ 🎶🔥         ናይ ድምፃዊ   ሓዱሽን ብሉፅን ናይ ሙዚቃ ቪድዮ ፅባሕ ዓርቢ ኣጋምሸት ኣብ መድረኽ ጥበባት ሊሓም ሜሎዲ ኢንተርቴይመንት ክትዝርጋሕ እያ፡፡➡️ http://www....
08/05/2025

#ዕባይ'ኣ 🎶🔥
ናይ ድምፃዊ ሓዱሽን ብሉፅን ናይ ሙዚቃ ቪድዮ ፅባሕ ዓርቢ ኣጋምሸት ኣብ መድረኽ ጥበባት ሊሓም ሜሎዲ ኢንተርቴይመንት ክትዝርጋሕ እያ፡፡
➡️ http://www.youtube.com/

28/04/2025

Address


Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Filari Film Production posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Filari Film Production:

  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share