EXTRA 4N10N

EXTRA 4N10N Radio program

ሊቨርፑል 4 ተኸታታሊ ስዕረት ኣተኣናጊዱብሬንትፎርድ 3-2 ሊቬካብ 6 ፀወታ 5 ስዕረት🚨 ❌😱❌ 2-1 vs Crystal Palace❌ 1-0 vs Galatasaray❌ 2-1 vs Chelsea❌ 1...
25/10/2025

ሊቨርፑል 4 ተኸታታሊ ስዕረት ኣተኣናጊዱ
ብሬንትፎርድ 3-2 ሊቬ
ካብ 6 ፀወታ 5 ስዕረት
🚨 ❌😱

❌ 2-1 vs Crystal Palace
❌ 1-0 vs Galatasaray
❌ 2-1 vs Chelsea
❌ 1-2 vs Man United
✅ 1-5 vs Frankford
❌ 3-2 vs Brentford

CRISISIS 🤯

ዩናይትድ ንብራይተን 4-2 ስዒርዎዩናይትድ 3ይ ተኸታታሊ ዓወት ኣመዝጊቦምዛጊድ ዩናይትድ ኣብ ትሕቲ ኣሞሪም ከመይ ትምዝንዎ?
25/10/2025

ዩናይትድ ንብራይተን 4-2 ስዒርዎ
ዩናይትድ 3ይ ተኸታታሊ ዓወት ኣመዝጊቦም
ዛጊድ ዩናይትድ ኣብ ትሕቲ ኣሞሪም ከመይ ትምዝንዎ?

ናፖሊ  መሪሕነት ሴሪኤ ጨቢጦምናፖሊ 3-1 ኢንተር ሚላን
25/10/2025

ናፖሊ መሪሕነት ሴሪኤ ጨቢጦም
ናፖሊ 3-1 ኢንተር ሚላን

25/10/2025
25/10/2025
ቸልሲ ኣብ ሜድኦም ብ ሰንደርላድ ተሳዒሮም( 1-2)ብ ሰንደርላንድ ዝተፈተኑ ቸልሲኣብ  መወዳእታ ደቂቃ ብዝተቆፀሮም ጎል ስዕረት ኣታኣናጊዶም።ብተመሳሳሊ ኒውካስትል ኣብ መወዳእታ ደቂቃ ብ.ጉማ...
25/10/2025

ቸልሲ ኣብ ሜድኦም ብ ሰንደርላድ ተሳዒሮም( 1-2)
ብ ሰንደርላንድ ዝተፈተኑ ቸልሲኣብ መወዳእታ ደቂቃ ብዝተቆፀሮም ጎል ስዕረት ኣታኣናጊዶም።
ብተመሳሳሊ ኒውካስትል ኣብ መወዳእታ ደቂቃ ብ.ጉማሬስ ብዘቁፀራ ሸቶ ዓወት ቀኒዕዎም።

9 ይ ሰሙን ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ገምቱታ
24/10/2025

9 ይ ሰሙን ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ገምቱታ

ብሕታዊ ብወርቂ ዝተሰርሐ ፅዋዕ ፕሪሜርሊግ ዝዓተሩ ኣሰልጣኒ ኣርሰን ቬንገር ሎሚ መበል 76 ዓመቶም የኽብሩለዉ ማድሪድ,,, ማንችስተር ዩናይትድን ፒኤስጂን ዘቅረቡሎም ሕቶ ዉድቂ ገይሮም ኣርሰ...
22/10/2025

ብሕታዊ ብወርቂ ዝተሰርሐ ፅዋዕ ፕሪሜርሊግ ዝዓተሩ ኣሰልጣኒ ኣርሰን ቬንገር ሎሚ መበል 76 ዓመቶም የኽብሩለዉ
ማድሪድ,,, ማንችስተር ዩናይትድን ፒኤስጂን ዘቅረቡሎም ሕቶ ዉድቂ ገይሮም ኣርሰናል ናብ ኽብሩ ዝመለሱ 🎉🎊🎂

🏆 Ligue 1
🏆 Coupe de France
🏆🏆🏆 Premier League
🏆🏆🏆🏆🏆 Emirates Cup
🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆 FA Cup
🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆 Community Shield

ቬንገር ብኸመይ ትገልፅዎም ?

ኣርቴታ ሎሚ ዓመት ታይ ከሳኽዕ ትብሉ
ፕሪሜርሊግ ? ቻምፕዮንስ ሊግ? ወይስ ክልቲኡ?

Address


Telephone

+251914010029

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when EXTRA 4N10N posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to EXTRA 4N10N:

  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share