Raya alamata

Raya alamata raya is amazing place come and enjoy created by ALamata

20/03/2025

ቓልሲ ኣብመንጎ TDF ን TPLF ኮይኑ'ሎ‼️

መስርዕኻ ፍለ‼️TDF ዲኻ TPLF ❓

20/03/2025

ውፉይ ስኮላር ደኩተር ሃይለ በዓል ምጡቕ ኣእምሮ ድሕሪ ወፍሪ እምቢታን ምምንጣል ማሕተምን ውድባዊ ተልእኾ ብዕውት ምዝዛሙ ናይ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሎጎ ዋናኒ ክኸውንን ወርሓዊ ናይ ኣየር ሰዓት ደደቢት ሚድያ ካብ ማዓልታዊ ልሃይለ ትሕውል(ማ.ል.ት) ብዶላር ክኸፈል ብልምዓት ጉጅለ ምሉእ ድምፂ ፀዲቁ ኣሎ።

እንኳዕ ደስ በለካ ደኩተር Haile Arefayne

20/03/2025

የደብረፅዮን የህውሃት ኣዲሱ መዝሙር ተዋወቁት
ቀይሮ ግጥሙን የፃፈውን አለማመስገን ፣ ንፉግነት ነው ። የተፃፈው TDF ለሚያሰድቡት እንጂ ለሌላውማ መዝሙሩ ይቀጥላል ።

ዘይንሰርቆ ማህተም

ዘይነሰርቆ ማህተም ዘይንሰብሮ ቢሮ
ፍፁም ወይከ የለን
ምጉባጥ እዩ ሓይልና ምዕፋን እዩ ሓይልና
ወይከ ኣይንሰዓርን

ህዝቢ ይጥመ ይጨፍጨፍ - ዋላ ብትን ይበል
ፀበባ ይውሓጦ ርእሱ'ውን የድንን
ዓጋመ ይጨድር - እንደርታ የዕገርግር
ወጀራት ራያ ይገዛእ ይዘወር ።
ተንቤን ይኹን ሳምረ ሰሓርቲ ይሕረር ይኮምተር
ዓዴት ዓድዋ ኣክሱም ዛና ሽረ ሸራሮ የንፀርፅር
ፀለምቲ ሑመራ ወልቃይት ዋላ ይተሃገር
ምጉባጥ እዩ ሓይልና ምዕፋን እዩ ሓይልና
ወይከ ኣይንሰዓርን

ዘይንሰርቆ ማህተም ዘይንሰብሮ ቢሮ
ፍፁም ወይከ የለን
ምጉባጥ እዩ ሓይልና ምዕፋን እዩ ሓይልና
ወይከ ኣይንሰዓርን

ንሕና ጥራሕ ኢና ተጋሩ ካልኦት ካልኣይ እዮም ፣
ብመልሓስ ብበትሪ ብብረት ንገዝኦም ፣
ፅሩያት ዜጋታት ደቂ ስብሃታውያን
መሳፍንቲ ትግራይ ብቕልፅም ንኣምን ።

ዘይንሰርቆ ማህተም ዘይንሰብሮ ቢሮ
ፍፁም ወይከ የለን
ምጉባጥ እዩ ሓይልና ምዕፋን እዩ ሓይልና
ወይከ ኣይንሰዓርን

ከፋፊልካ ግዛእ ኣፈሙዝ እዩ ኣርማና ፣
ክፍኣት ሽርሒ ተንኮል ጭካነ መፍለይና ፣
እታ ገፋሕ ዓዲ ዝጓሓፈትና
ብዘይ ደም ዘይንነብር ስጋ ሰብ ቀለብና .....

ዘይንሰርቆ ማህተም ዘይንሰብሮ ቢሮ
ፍፁም ወይከ የለን
ምጉባጥ እዩ ሓይልና ምዕፋን እዩ ሓይልና
ወይከ ኣይንሰዓርን

ወርቂ ምንፃፋትና ፎቓት መፅለሊና
ዘጥረናዮ ሃብቲ መላምል ኣቕቲልና
ፎቖዶ ወፃኢ ደቅና ዘንበርና
ነገስታት ዝዓለም ስብሃታውያን ኢና ።

ዘይንሰርቆ ማህተም ዘይንሰብሮ ቢሮ
ፍፁም ወይከ የለን
ምጉባጥ እዩ ሓይልና ምዕፋን እዩ ሓይልና
ወይከ ኣይንሰዓርን
ጭቆና መለለይና ድሕረ ስንቅና ።

19/03/2025

ይህ ኣይነት ሙከራ ትግራይን ይበታትናል ኣንድነት የምባል ነገር ኣይታሰብም። ደግማችሁ እንዳትሞክሩት
።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።
ለታሪክ ይመዝገብ ። ያው እንደገደሉት ነው የሚቆጠረው ።
"ወደ አዲስ አበባ ጉዞ በምናደርግበት ሰዓት 10:30 መሰለኝ... [ኬላ እንደነበረ አላውቅም] ኬላ ተደርጎ ነበር... እንግዲህ እኔ በአጀብ ነው የምሄደው። ኬላ ሲያስቆሙ፣

የኔ ጠባቂዎች 'የምን ኬላ ነው?' የሚል ጥያቄ አቀረቡ።

አጃቢዎቼ 'የፕሬዜዳንቱ ነው መኪናው' ሲሏቸው፣
'አይ! ማጣራት እንፈልጋለን እንደውላለን' አሉ።

ከዛ እኔ መስኮት ከፈትኩና፤
'ማን ጋር ነው የምትደውሉት የኔን ጉዞ በሚመለከት??...' ስል እዛ አካባቢ ሲያስተባብር የነበረው ወጣት [የሠራዊት ኃላፊ ይመስለኛል] እኔን እንዳየ መከራከር አልፈለገም...መንገዱን ከፍተውልን ሄድን።
..ኤርፖርት ገባሁ። አውሮፕላን በምንሳፈርበት ሰዓት እዚህ ግባ የሚባል ምንም ነገር አልነበረም። አውሮፕላን ውስጥ ከገባን በኋላ የገባን ነገር ምንድነው? የዛ አካባቢ ይሄን ኃላፊነት የወሰደ ከፍተኛ የሠራዊት ኃላፊ፣
'እንዴት ታሳልፉታላችሁ' በሚል ደንፍቶ... ፓትሮል ይዞ ኤርፖርት ድረስ እንደመጣ... በኋላ ሰማን።

እኔ ምንም 'ኖቲስ' አላደረኩም... ፓትሮል ይዞ መምጣት ብቻ ሳይሆን የፌዴራል ፖሊስ የሚጠብቀውን ኤርፖርት... የፌዴራል ፖሊስን ጥሶ መግባት አይችልም.. ወይ ወደ ግጭት ይገባል። የኔም አጃቢዎች አሉ። ያኔ ወደ ግጭት ይገባል። ወደ ግጭት ከተገባ የሚፈጠረውን ነገር እርግጠኛ መሆን አይቻልም። በቁጥር የኔ አጃቢዎች የሚበልጡ ይመስለኛል። የኔ ጠባቂዎች ደስ የማይል ነገር እየተፈጠረ እንደሆነ ገምተዋል.... ግን መመለስና መሟገት አንችልም።

አውሮፕላኑ ተነስቶ ሄድን.... አዲስ አበባ እንደገባን የነበረውን ሁኔታ ስናጣራ ኬላው ዝም ብሎ ተራ ኬላ እንዳልነበር... [በነገራችን ላይ ምንም አይነት ኬላ መንግሥት ሳያውቀው መቀመጥ አይችልም] እዛ አካባቢ ያሉ የጦር ኃላፊዎች ብቻቸውን ያደረጉትም አልነበረም... ከበላይ በተሰጠ ትዕዛዝ ነው ኬላ የተደረገው። ያ ፓትሮል ይዞ የመጣው የሠራዊት ኃላፊ የአየር መንገድ [አቬዬሽን ሴኩሪቲ] አባል ጋር ስልክ ደውሎ 'እሱ ብቻ ነው? ወይስ ሌሎችንም ይዞ ነው እየወጣ ያለው?' የሚል ጥያቄ ሁሉ እንደጠየቀው አውቃለሁ።

ከዛ በኋላ ያወኳቸውን መረጃዎች ግምት ውስጥ በማስገባት ምናልባት ጫን ያለ ሥራ ለመስራት ፍላጎት እንደነበራቸው፣ እንዲህ ያለው ኃላፊነት የጎደለው ተግባር ምንም ነገር ባይፈጠር ጭምር እጅግ እጅግ አደገኛና ተቀባይነት የሌለው ተግባር እንደሆነ ብቻ ነው የማውቀው።

ከዛ እስከወጣሁበት፣ አውሮፕላን ላይ እስከ ተሳፈርንበት ሰዓት ድረስ ኬላውን ጭምር አይቼ... ይሄን ያክል ህይወቴን አደጋ ላይ የሚጥል ነው ሳይሆን፣ ምናልባት የተለዩ እንቅስቃሴዎች ይኖራሉ... ከዛ ጋር የተያያዘ ነው የሚል እምነት ነበረኝ። ከወጣሁ በኋላ የእነሱ ደጋፊዎች የሆኑ ስለማምለጤ በተደጋጋሚ ሲያወሩ ስሰማ ግን ምናልባትም አምልጬ መምጣቴ ወይም ማምለጤ ነው የገባኝ - ሀሳቤ የማምለጥ የነበር ባይሆንም። ደጋፊዎቻቸው እና እነሱ የሚከፍሏቸው የሚዲያ ተቋማት ስለ ማምለጤ ሲያወሩ ምናልባትም ይዘውት የነበረ እቅድ መክሸፉን ራሳቸው ናቸው እያጋለጡ ያሉት እንጂ እስከዛ ድረስ የማውቀው አልነበረም።"

ጌታቸው ረዳ በርዕዮት ሚዲያ ላይ ከተናገሩት
መተሓሳሰቢ: ከይንጠፋፋእ !ዕድመ ልክዕና ላተዳመና ከይንነብር ማንም ብጌታቸው ዝቅልድ የለን!!! ከምታ ንስኹም 4 ወይም 5 ሰባት ከይእሰሩ 3 ዓመት ሙሉእ ምስ ፌዴራል መንግስት ዝተዋጋእኹማ ንሕና ክዓ ብጌታቸው ረዳ ኣይንደራደርን💪💪💪

19/03/2025

ይነፅር !

1. ኣብ ትግራይ ብፍንጫል ጉጅለ ህወሓትን ምስኦም ወጊኖም ብኣፈሙዝ ናብ ስልጣን ዝመለሱዎም ኣዘዝቲ ሰራዊትን ዝተኻየደ ገበን "ዕልዋ መንግስቲ" እዩ።

2. ኣብ ትግራይ ሕጋዊ ዘይኮነ ዕጡቕ ጉጅለ ስልጣን ተቖፃፂሩ ኣሎ። ወታሃደራዊ ጉጅለ (ጁንታ)። ዕላዊ ዘይኮነ ፕረዝደንት ከይተረፈ መዲቡ ናይ ክልል ፣ ዞባ ፣ወረዳ ፣ ጣብያታት ኣመራርሓ ይምድብ ኣሎ።

3. መንእሰይ ትግራይ ነዚ ከይዲ እዚ ብፍፁም ከምዘይቕበሎ ፣ ብዕጡቕ ጉጅለ ከምዘይግዛእን ከምዝቃለሶን ይገልፅ ኣሎ። መንእሰይ ዘይተቐበሎ ስርዓት ምቕፃል እንተተኻኢሉ ክንርኢ።

4. እዚ ጉጅለን ተለኣኣኽቱን ብጣዕሚ ድሑራትን ንድሕሪት ዝፈልቁን ፍጡራት ምዃኖም ናይ ለምቅነ ካብ እዳ ቡናት ክሳብ ቢሮታት ዘሎ ምንቅስቓሳቶም ብግልፂ የርኢ።

5. ጌታቸው ረዳ ዋላ ኣሽሓት ፀገማት ይሃልዎ ኣብ ሞንጎ እዞም ተስሓብትን ሰጎምትን ግን ኣብ ፀልማት ዘሎ መብራህቲ እዩ። እቶም ዝሐሹ ንዕኡ ስዒቦም ዝመፁ ከዓ ምስኡ ከይዶም እዮም። እዚ ተጎሊሉ ዝተረፈ ዓቃቢ ድሕረት ጉጅለ "ምፅኣተ-ዓለም" እዩ።

6. ጌታቸው ብጉጅለ ድሕረት ክሕደት ተፈፂሙዎ ጥራሕ ዘይኮነስ ተጠቒዑ እውን እዩ። ለካ ዝሐሽካ ምዃን እውን የጥቅዐካ እዩ። ኣብ ጌታቸውን ደላዪ ለውጢ መንእሰይን ዝተፈፀመ ጥቕዓት ኣብ ባህጊ ህዝቢ ፣ ዲሞክራሲን ፍትሕን ዝተገበረ ዓፈና እዩ። ግን ከዓ ፈራሲ እዩ።

7. ጌታቸው ንደለይቲ ለውጢ ውዳበታት ይኹን መናእሰይ ክንዲ ምእካብን ምድጋፍን ህወሓት ከቐፅልን ክሕብሕብን ዘጥፈኦ ግዜ እናናሰሖ ክነብር እዩ።

8. ምስ እዚ ዕጡቕ ጉጅለ ተሰሊፎም ኣንፃር እንፈታታት ለውጢ ዝተሰለፉ መናእሰይ ኣመራርሓ እቲ ጉጅለ ይኹኑ ካድረታት እናሓደሩ ክናስሑ እዮም። ኣንፃር ባዕሎም እዮም ዘሚቶም።

9. ኣብ ልቢ መንእሰይ ትግራይ ዝሰፈረ ባህጊ ለውጢ ይተዓናቐፍን ዋጋ የኽፍልን ይኸውን እምበር ብፍፁም ኣይኹለፍን።

10. ኣብ ድሕረት ኣይንበርን። ለውጢ ናይ ግድን እዩ። በዓል ዋንኡ ከዓ መንእሰይ ትግራይ እዩ። ኩሉ ኣብ ኢዱ ኣሎ።

ወደሓንኩም!

18/03/2025

ኣብ ቐረባ እዋን ዝመፅእ መግለፂ፡-
"ንክታበት ፖሊዮን መደዶን ደቕኹም ሒዝኹም ትመፅኡ ነበርቲ ደረሰይ ወርሓዊ ክፍሊት ውድብ ህወሓት ክተቕርቡ ነተሓሳስብ"።
🤣🤣🤣🤣🤣

18/03/2025

#ሰበርርርርርርርርርርርርርርርርር
⚠️⚠️⚠️⚠️⚠️⚠️⚠️⚠️⚠️⚠️⚠️⚠️
👉 ጉጅለ ድሕረት ኣብ መስፍን ኢንዳስትራል ኢንጅነሪንግ መቐለ ዝነበረ መገጣጠሚ ዓበይቲ ማሽናት ይፈትሕዎም ኣለው።
👉 ናብ ኤርትራ ከስግሩዎ ከምዝኽእሉ ተገሚቱ ኣሎ።
👉 መንእሰይ መቐለ 70 እንደርታ ፣ ተንቤን ፣ ውቕሮ ክልተ ኣውላዕሎ፣ ዓጋመ፣ ዓድዋ ፣ ኣክሱም፣ ሽረን ሸራሮን ተወዲብካ ንብረትካን ሃፍትኻን ክትሕልውን ክተድሕንን ኣለካ።

18/03/2025

ምእራይ ማህተም ወዲኦም ድዮም?
ካብትነብረሉ ጣቢያ መለለዪ መንነት እንተይሒዝኻ - ብዝኾነ ዓይነት ካሊእ መለለዪ መንነት - ምንቕስቓስ ክክልከል እዩ ዝብል መግለፂ ኣውፂኦም ዘለዉ።
ሐዚ ዘለናሉ ጭንቒን ሰከፈትን ንኢሱና ድዩ?
ዋይ ንእሽተይ እረፍት ዘD
Daniel Berhane

18/03/2025

ኣብ ትግራይ ድሕሪ ዝተወሰነ ግዘ ብቢሮ ሰላም ፀጥታን ትግራይ ዝተዳለወ "ታሴራ" ጥራሕ ሒዝካ ምንቅስቃስ ከም ዝከኣል ብ ቢሮ ሰላምነ ፀጥታን ዜና ይስራሕ ኣሎ።
እዚ ሓዱሽ ናይ ቀበሌ ታሴራ ክተውፅእ ክትከይድ ከለኻ፥
ንስኻ ኣይግበአካን ንውድብ መድሐኒ ኣዋፃእኻን!!
ንስኻ እውን ኣይግበአካን ንጆን መዲድ ፀሪፍካዮ ነይርካ ኢኻ።
ንዓኻ ኣይንህበካን ንልምዓት ጉጅለ ኣነኣኢስካ ነይርካ ኢኻ። ወዘተ.
ኢሎም ክኽልክሉኻ እዮም።
ፅንሕ ኢሎም ድማ ካብ ውቅሮ ናብ ሓውዜን፣ ካብ ዕዳጋ-ሓሙስ ዓድግራት፤ ካብ ኣኽሱም-ሽረ፤ ካብ ዓዲ ዳዕሮ-ዓዲሃገራይ፤ ካብ ዓብዪ ዓዲ-ማይቅነጣል፤ ካብ ዓዲጉዶም-ሒዋነ፤ ካብ ማይጨው-ሞኾኒ፤ ቤተሰብ ክትጥይቅ ንኽትከይድ
"መንቀሳቀሲ ፍቃድ" ካብ ቀበሌ ክተፍቅድ ዘገድድ ኣዋጅ ክእውጁ እዮም።
ምስ ሻዕቢያ ይራኸቡ እዮም ዝበሃሉ ሰባት ባዕልቶም ብግልፂ ሻዕቢያዊ ኣዋጅ ምእዋጅ ጀሚሮም ዓዲ ናብ ዞባ ደቡብ ኤርትራ ኣውራጃ ሰራየ ይቅርዋ ኣለዉ።
እዞም ሰባት ቅንይ እንተይሎም ካሊእ ኣብ ኤርትራ ዘይተፈፀሙ ተግባራት ሻዕቢያ ኣብ ትግራይ ክፍፅሙ እዮም።
ደና'ቁር። መሃ'ይማን። ዘይ'ተምሃሩ። ፀማ'ማት

18/03/2025

ዓለም መዳለዊት ስለዝኾነት እንዳ ስብሓት ነጋ ብገንዘብ ትእምት ደደቢት ሚድያ ከፊቶም ሰብ ክመስል ስለዝገበርዎ እምበር
Haile Arefayne ጋዜጠኛ ዘይኾነ ምስ ብዕራይ ፀሚድካ ክሕረስ'ዩ ነይረዎ።

With Getachew Atsbeha Reda – I just got recognised as one of their top fans! 🎉
17/03/2025

With Getachew Atsbeha Reda – I just got recognised as one of their top fans! 🎉

Address

Alamat'A
Welo

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Raya alamata posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share