ሱታፌ ትግራይ Sutafe Tigrai

ሱታፌ ትግራይ  Sutafe Tigrai መጫረቲ መድረኽ ምረቓን እቶትን 💠ሱታፌ ፕሮሞሽን 0945962406/ 0967499922 ደውሉ!

29/10/2025

ኣርሚ 33 ዕላዊ ፔጅ

 fans
29/10/2025

fans

ኣርሚ 33 ዕላዊ ፔጅ
28/10/2025

ኣርሚ 33 ዕላዊ ፔጅ

28/10/2025

💠 #ሓገዝ ወፍሪ ዓፂድ ኣርሚ 33 ኮር 331 #ብለይቲ ፀሓይ ከይበረቐት ጀሚራ ኣላ! ህዝባውነትና ሒዝና ንቅድሚት!
ሱታፌ ትግራይ Sutafe Tigrai
Jegnnet Hlagetna
Afewerk Negash
fans

መን እዩ ዝቐንኧ ምሸብሓሪ ክንልእኸሉ Kassa Seged Mengesha ሰሊና ሓውዜን ገራዓልታ ሜሪ ጓል ሓረስታይ Lemlem Alemu ሰላም ጋል ማርያም ሰሜናዊት ትግራይ ሰሉ ጓል ገማድ Ti...
27/10/2025

መን እዩ ዝቐንኧ ምሸብሓሪ ክንልእኸሉ Kassa Seged Mengesha ሰሊና ሓውዜን ገራዓልታ ሜሪ ጓል ሓረስታይ Lemlem Alemu ሰላም ጋል ማርያም ሰሜናዊት ትግራይ ሰሉ ጓል ገማድ Tirhas Amare Tg Hawzenawit T**i Tigraweyti Tsega Gualhawza Teklit Hailu Gebremariam Tsegia Tsegia Askal Kebede Atsbha Gebreegziabher Aregawi Zablon Gebrehiwet Redae Gheralta Times

27/10/2025

ኣርሚ 33 ዕላዊ ፔጅ 🙏🙏 ኮሙኒኬሽን ከተማ ሓውዜን Communication of Hawzen City 🙏🙏

FYI ጋዜጠኛ ሃይላይ ተኽላይ Hailay Wdikeshi  ኣነ ዝፈልጦ ሲቪል ጋዜጠኛ ኮይነ ትግራይ ቲቪ ሊኢኹና ምስ ጉጅለይ ኮይነ ደድሕሪ ሰራዊትና እናተጓዓዝኩ ውዕሎታት ጀጋኑና እንትፅብፅብ ...
27/10/2025

FYI ጋዜጠኛ ሃይላይ ተኽላይ Hailay Wdikeshi ኣነ ዝፈልጦ ሲቪል ጋዜጠኛ ኮይነ ትግራይ ቲቪ ሊኢኹና ምስ ጉጅለይ ኮይነ ደድሕሪ ሰራዊትና እናተጓዓዝኩ ውዕሎታት ጀጋኑና እንትፅብፅብ ኣብ ወርሒ ሕዳር 2013 ዓ/ም ኣሃዱታትና ናብ ከባቢ ምፍልላይ ኣንሳሒበን ኣብ መስመር ዕዳጋ ዓርቢ ማይ ቅነጣል ሙሉእ ዕጥቂ ተዓጢቑ ምስ ብፆቱ ናብ ውግእ እናኣተወ ተራኺብና ኣጋሊሱ ሰላም ሰላም ተባሂልና ዋእ ታይ ደኣ መዓዝ ፍሉይ ሓይሊ ኮይንካ ወዮ መደበኛ ስራሕኻ ኸ ኢለዮ ክምስ ኢሉ '' ዓዲ እዩ ዝቕድም'' ኢሉኒ በቃ ተፀርጊፉ ከይዱ ከየዕለልና ኣነ እውን ንድሕሪት ኪዱ ተባሂልና ስለዝነበርና ምስ መሳርሕተይ ንዕዳጋ ዓርቢ ተጓዒዝና። ድሕሪኡ ክሳብ መቐለ እንምለስ ኣይተራኸብናን ኔርና።

ብዝኾነ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ደለየ መትከል ይሃልዎ ብፃይ ሃይላይ ወዲ ቐሺ ጋዜጠኛ እዩ ተጋዳላይ እዩ።

ኣብቲ ናይ ኣርሚ 22 ዝነበረ ናይ ሓወልቲ ዘተ ነይረ እየ መግለፂ ቅዋም ዘቕርቡ ኣብቲ ኣደራሽ በቢኣሃድኦም ይምርፁ ኔሮም። ኣሃድኡ እያ መሪፃቶ ድማ።

💠  ሓበን ህዝቢ ❤ሱታፌ ትግራይ  Sutafe Tigrai
27/10/2025

💠 ሓበን ህዝቢ ❤
ሱታፌ ትግራይ Sutafe Tigrai

💠 #ኣብ ኩሉ ዓውዲ ዕዉታት ካብ ዝኾኑ ኣባላት ኣርሚ 33 ተጋዳላይ ኣሸናፊ ገ/ሄር ምረቀቓ ሆቴል ይዕድመኩም ኣሎ! ካብ ቀዳም 22፣23፣24፣25 ኣብ ከተማ ዓዲ ቀለበስ! ኣብቲ ኸባቢ ዘለኹም...
27/10/2025

💠 #ኣብ ኩሉ ዓውዲ ዕዉታት ካብ ዝኾኑ ኣባላት ኣርሚ 33 ተጋዳላይ ኣሸናፊ ገ/ሄር ምረቀቓ ሆቴል ይዕድመኩም ኣሎ! ካብ ቀዳም 22፣23፣24፣25 ኣብ ከተማ ዓዲ ቀለበስ! ኣብቲ ኸባቢ ዘለኹም ከይትተርፉታ!
ሱታፌ ትግራይ Sutafe Tigrai

✔ ኣርሚ 22 ትደማመፅ፣ ትመክር፣ ትጥንክር👌እዚኣቶም ካብ መራሕቲ ሬጅመንት ኣርሚ 22 ንላዕሊ እዮም። ኣብ እዋናዊ ጉዳያትን መሰል ተጠቃምነት ሰራዊትን መሰረት ዝገበረ ዘተ እዮም የሳልጡ ዘለ...
27/10/2025

✔ ኣርሚ 22 ትደማመፅ፣ ትመክር፣ ትጥንክር👌
እዚኣቶም ካብ መራሕቲ ሬጅመንት ኣርሚ 22 ንላዕሊ እዮም። ኣብ እዋናዊ ጉዳያትን መሰል ተጠቃምነት ሰራዊትን መሰረት ዝገበረ ዘተ እዮም የሳልጡ ዘለው። ንቲ መበገሲ ሓሳብን ሰነድን ተጋዳላይ ጀነራል ሃይለስላሰ ግርማይ ዘቕረቦ እንትኸውን እቲ ዘተ ብፍፁም ዲሲፒሊን፣ ሓበራዊ ምርድዳእን ምድምማፅን ይቕፅል ኣሎ። ኣርሚ 22 ኣብ ውግእ ታሪኽ ዝሰርሕ፣ ኣብ ሓለዋ ፀጥታ ብተኣማንነት ዘገልግል፣ ዝተሰለፈሉ ዕላማ ፀንቂቑ ዝፈልጥ ተጋዳላይን ኣመራርሓን ዝሓዘት ጅግና ኣሃዱ እያ።
ኣዝየ እኾርዐልኩም ብፆተይ🙏❤

ክብሪ ንኹለን ኣርምታት ሰራዊት ትግራይ🙏❤

ክብሪ ንቲ ጫፍ ብልሒ መኸተ ዝኾነ TDF ከም ትካል
🙏❤

17/02/2018 ዓ.ም
ጋዜጠኛ ሃይላይ ተኽላይ Hailay Wdikeshi

Address

Wukro

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ሱታፌ ትግራይ Sutafe Tigrai posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to ሱታፌ ትግራይ Sutafe Tigrai:

Share