Eri Page "Rooted in history, rising with purpose. Empowering Eritreans through unity, culture, and unstoppable resilience."

19/11/2025

ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ! 🇪🇷 ❤️

19/11/2025

ባሳለፍነው እሁድ ስርዓተ ቀብሩ በተፈፀመው ድምፃዊ በረከት መንግስትአብ ህልፈተ ሕይወት የተሰማኝን ልባዊ ሀዘን ለመግለፅ እወዳለሁ።

በረከት መንግስትአብ ለረጅም አመታት በቆየበት የሙዚቃ ሕይወቱ ከድምፃዊነቱ ባሻገር በግጥም እና ዜማ ደራሲነቱ እንዲሁም በተለያየ የሙዚቃ መሳሪያ ተጫዋችነቱ በኤርትራዊያን እና በኢትዮጵያዊያን ዘንድ ተወዳጅነትን ያተረፈ አንጋፋ ድምፃዊ ነበር በሕይወት በቆየባቸው ጊዚያትም ከተጫወታቸው በርካታ ዘፈኖች መካከልም (ዘዋሪት መኪና) የተሰኘው ሙዚቃ ጎልቶ የሚታወቅበት መለያው ነበር::

በህልፈተ ሕይወቱም በደረሰው ሀዘን ለቤተሰቦቹ ለወዳጅ ዘመዶቹ እና ለመላው ኤርትራዊያን ወንድም እና እህቶቻችን እንዲሁም ለመላው የሞያ አድናቂዎቹ በሙሉ ከልብ መፅናናትን እመኛለሁ::

ነፍስ ይማር!

ኢትዮጵያ ለዘላለም ትኑር!
ፍቅር ያሸንፋል!
ቴዎድሮስ ካሳሁን
(ቴዲ አፍሮ)

18/11/2025

Semira Semira Gual Asmara ❤️

16/11/2025

🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯

ስነ -ስርዓት ቀብሪ ስነ-ጥበባዊ  ተጋዳላይን ሓርበኛ በሃር ድምጻዊ ዶክተር በረኸት መንግስተኣብ ፣ ሎሚ ኣብ ኣስመራ መቃብር ሓርበኛታት  ተፈጺሙ --ስነ-ስርዓት ሓርበኛ ተጋዳላይ በረከት መን...
16/11/2025

ስነ -ስርዓት ቀብሪ ስነ-ጥበባዊ ተጋዳላይን ሓርበኛ በሃር ድምጻዊ ዶክተር በረኸት መንግስተኣብ ፣ ሎሚ ኣብ ኣስመራ መቃብር ሓርበኛታት ተፈጺሙ --

ስነ-ስርዓት ሓርበኛ ተጋዳላይ በረከት መንግስተኣብ ሎሚ 16 ሕዳር 2025 ፕረዚደንተ ኢሰያስ ኣፍወርቂን ላዕለዎት ሰብ-መዚ መንግስትን ግንባር ስድራቤቱን መሳርሕቱን ኣፍቀርቱን ኣብ ዝተረኽብሉ ኣብ መቃብር ሓርበኛታት ኣስመራ ብኽብ ዝበለ ስነስርዓት ከም ዝተፈጸመ ካብ ኣስመራ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ይገልጽ።

15/11/2025
15/11/2025

ብልጽግና ከይገዝእዎ ከለዉ ነዚ ኣድጊ

• ዓዲ-ሃሎ፡ ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፈዎርቂ ዝተረኽበሉ መመረቕታ ፖሊስ፡ብ13 ሕዳር 2025፡ ፖሊስ ኤርትራ ንልዕሊ 700 ኣባላት መበል 37 ዙሪያ ሃገራዊ ኣግልግሎት ስልጠና መሰረታዊ ሞያ ፖ...
14/11/2025

• ዓዲ-ሃሎ፡ ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፈዎርቂ ዝተረኽበሉ መመረቕታ ፖሊስ፡

ብ13 ሕዳር 2025፡ ፖሊስ ኤርትራ ንልዕሊ 700 ኣባላት መበል 37 ዙሪያ ሃገራዊ ኣግልግሎት ስልጠና መሰረታዊ ሞያ ፖሊስ ክህብ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣመሪቑ።

እቶም ኣብ ዓዲ-ሃሎ ንዝተዋህቦም ናይ ክለሰ-ሓሳብ ስልጠና ብዓወት ዝዛዘሙ 761 ኣባላት፡ ናብ ግብራዊ ስልጠና ክሰግሩ ምዃኖም ኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ ኮ/ል መሓሪ ጸጋይ ኣፍሊጡ።

ተመረቕቲ፡ ብዓዉዲ ምሕደራ ንጥፈታት መደበር ፖሊስ፡ ሕግን ገበን መርመራን፡ ርክብ ህዝብን ፖሊስን፡ ሲቪካዊ ትምህርቲ፡ ምድላዉ ጸብጻብ፡ ኢንተርነትን ድሕነት መርበባትን (Internet and cyber security)፡ ወዘተ እዮም ትምህርቶም ዛዚሞም።

Via MOI Eritrea

13/11/2025

ትምኒተይ

Address

London Borough Of Islington

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Eri Page posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Eri Page:

Share