Eritrean daily mirror

Eritrean daily mirror This Is a Media company that brings Latest news and informations about Eritrea and Eritreans.

እንቋዕ ናብ መበል 32 ዓመት በዓል ናጽነትና ኣብጸሓና ደቂ ኤረይ!! "ቅያ ስጡም መስርዕ"   🇪🇷❤
24/05/2023

እንቋዕ ናብ መበል 32 ዓመት በዓል ናጽነትና ኣብጸሓና ደቂ ኤረይ!! "ቅያ ስጡም መስርዕ" 🇪🇷❤

ርሑስ ቅንያት በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከብ! 🍾ዓመተ ሰላም፡ ቅሳነትን ራህዋን ክገብረልና ንትስፎ!
30/12/2022

ርሑስ ቅንያት በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከብ! 🍾

ዓመተ ሰላም፡ ቅሳነትን ራህዋን ክገብረልና ንትስፎ!

07/10/2022

ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልኩም ንኩልኹም ኤርትራውያን ኣብ መላእ ዓለም ዘለኹም! 🇪🇷❤

ምንጪ ቪድዮ፡ ካብ ቲክቶክ

21/08/2022

"ዘይነቐሐ መንእሰይ ስራሕ ሸፋቱ'ዩ ክሰርሕ ዝውዕል" ቃል ስዉእ ሜ/ጀ ገረዝግሄር ዓንደማርያም (ዉጩ)

እቲ ቃልሲ ኣንጻር ኤርትራን ኤርትራውነትን እዩ፡ ኩሉ ወዲ መሬት (ህዝቢ ኤርትራ) ነዚ ፈሊጡ ሓድነቱ ኣትሪሩ ደው ክብል ኣለዎ! ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷✊🏾

ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ!Eternal Glory To Our Eritrean Martyrs!     🇪🇷❤
19/06/2022

ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ!
Eternal Glory To Our Eritrean Martyrs!
🇪🇷❤

እንቋዕ ናብዚ "ንያትና ናጻ ሕርያና" ብዝብል ቴማ ዝበዓል ዘሎ መበል 31 ዓመት በዓል ናጽነት ኣብቅዓና፡ ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዝነብር ዮሃና ክንብል ንፈቱ ብፍላይ ከኣ...
22/05/2022

እንቋዕ ናብዚ "ንያትና ናጻ ሕርያና" ብዝብል ቴማ ዝበዓል ዘሎ መበል 31 ዓመት በዓል ናጽነት ኣብቅዓና፡ ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዝነብር ዮሃና ክንብል ንፈቱ ብፍላይ ከኣ ንምዑታት ደቁ ማለት ይከኣሎ፡ ዋርሳይ ኮምኡ ውን መንደላይ ኣብዚ ሰዓት እዚ ኣብ ምክልኻል ሃገር ንዝርከቡ! 🇪🇷❤

ምንጪ ስእሊ፡ Alena Walta Hager

ዜና ሓዘን! ሓደ ካብቶም ኣብ ስነ ጥበብ ሃገርና ዓቢ እጃም ዘበርከቱ በዓል ድንቂ ጥበብ ዝኾነ ስዒድ ኣንዋር ሎሚ ወጋሕታ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊና ኣሎ። ምኽንያት ኣማውትኡ ዛጊት ጽጹይ ሓበ...
11/05/2022

ዜና ሓዘን!

ሓደ ካብቶም ኣብ ስነ ጥበብ ሃገርና ዓቢ እጃም ዘበርከቱ በዓል ድንቂ ጥበብ ዝኾነ ስዒድ ኣንዋር ሎሚ ወጋሕታ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊና ኣሎ። ምኽንያት ኣማውትኡ ዛጊት ጽጹይ ሓበሬታ እኳ እንተ ዘይሃለወና፡ ቀረብቱ ከም ዝብልዎ ግን ናይ ርእሲ ካንሰር ሒዛቶ ቁሩብ መዓልታት ሓሚሙ ከም ዝዓረፈ እዮም ዝሕብሩ። ንሓውና ስዒድ ኣምላኽ ብየማናይ ኢዱ ተቐቢሉ ኣብ መንግስተ ሰማይ የንብሮ፡ ንመላእ ስድራቤቱን ኣፍቀርቲ ስነ ጥበብን ኮምኡ ውን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ጽንዓት ይሃብ ንብል! 🕊🙏🏽

ስእሊ፡ ካብ ገጻት ፌስቡክ

22/03/2022

ሽኮሪናታት ደቂ ኤርትራ፡ ምስ ጥዕምቲ ሙዚቃ! 🇪🇷

ምንጪ ቪድዮ፡ ካብ ገጻት ቲክቶክ!

Address

London Borough Of Islington

Telephone

+447440329363

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Eritrean daily mirror posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share