ገድሊ Plus official

ገድሊ Plus official Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ገድሊ Plus official, Media/News Company, London.

“ኣብይ ኣሕመድ ኣኮይ እዩ”አብ ትግራይ ዝርከብ ናይ ዐቢይ አሕመድ ወዲ ሓፍቲ - ሓቂዶ ሓሶት?ሙሉእ ቃለ መሕትት ኣብ ኮመንት ኣለኩም👇
08/08/2026

“ኣብይ ኣሕመድ ኣኮይ እዩ”

አብ ትግራይ ዝርከብ ናይ ዐቢይ አሕመድ ወዲ ሓፍቲ - ሓቂዶ ሓሶት?

ሙሉእ ቃለ መሕትት ኣብ ኮመንት ኣለኩም👇

ድሕሪ 21 ዓመት ኣለሻ ዝተሰብረ ተስፋኣቦይ ከምዚ ክገብረኒ ኢለ ኣይጠርጠርኩን———————————————————-ተጋዳሊት እየሩስ ንኣስታት 21 ዓመት ተስፉ ብዘይምቑራፅ ንወላዲ ኣቡኣ ትእልሽ ዝ...
06/08/2026

ድሕሪ 21 ዓመት ኣለሻ ዝተሰብረ ተስፋ
ኣቦይ ከምዚ ክገብረኒ ኢለ ኣይጠርጠርኩን
———————————————————-
ተጋዳሊት እየሩስ ንኣስታት 21 ዓመት ተስፉ ብዘይምቑራፅ ንወላዲ ኣቡኣ ትእልሽ ዝነበረት እዛ ሓፍትና ድሕሪ ነዊሕን ተስፋ መቑረፂ እዋናትን ሓሊፋ ኣብ መወዳእታ ድሕሪ 21 ዓመት ክትረኽቦ ዝከኣለት ዋላ ተኾነት ካብ ወላዲ ኣቡኣ ግን ዘይተፀበየቶ ልቢ ዝሰብር መልሲ እያ ረኺባ።

ሙሉእ ቃለ መሕትት ኣብ ኮመንት ኣለኩም

30/07/2026

ፃንሒት ምስ ረዳኢ ዋዩ ሙሉእ ቪድዮ ኣብ ኮመንት

ካብቶም መስረቲ ዕጡቓት ዓፉር ወይ ድማ ንዓርሶም ሓይሊ ሰላም ትግራይ ኢሎም ዝፅዉዑ ሓደ ምስ ዝኾነ Redae Wayu ምስ ብዙሓት ኣፈላላይና ኣብ ገድሊ plus ፃንሒት ጌርና ኣለና።ሙሉእ ቃለ...
30/07/2026

ካብቶም መስረቲ ዕጡቓት ዓፉር ወይ ድማ ንዓርሶም ሓይሊ ሰላም ትግራይ ኢሎም ዝፅዉዑ ሓደ ምስ ዝኾነ Redae Wayu ምስ ብዙሓት ኣፈላላይና ኣብ ገድሊ plus ፃንሒት ጌርና ኣለና።

ሙሉእ ቃለ መሕትት ኣብ ኮመንት ኣለኩም 👇

23/07/2026

ሰራዊት ትግራይ ኣብ ዝገርም ቁመና ኣሎ....ግፋ ዝበሃል ክሳብ ሐዚ ኣይረኣኩን የለን ድማ..

23/07/2026

ስልጠነ ተፈታዊ ሾው ብደም ተጋሩ ንሻዕብያ ከውድቖ እየ ኢሉ እዩ ዝሓስብ

23/07/2026

ጽምዶ ዓበይቲ ፀገማት ትግራይ ፈቲሑ ሪአዮ ኣለኹ

23/07/2026

ጀነራላት ዕጡቓት ሓራ መሬት ብፅኑዕ ሓሚሞም ሃሪሶም እዮም ዘለው ሞት ንሞቱ ኣብ ዓድኹም ሙቱ ኢለዮም

23/07/2026

ህልኽ ኣዘዝቲ ናይ ዓፋር ንዕጡቓቶም ዋጋ የኽፍል ኣሎ

22/07/2026

ጀነራላት PP ንዕጡቕ ዓፉር ተስፋ ስኢኖምሉ እዮም

Address

London

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ገድሊ Plus official posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share