KIROS Alemayehu

  • Home
  • KIROS Alemayehu

KIROS Alemayehu ለትግራይ ህዝብ ደሕንነት እንታገላለን Tigray First

05/01/2025

ሰላም

ኣብ ውቕሮ ለለዉ ሰተይቲ ኣብ ኣደባባይ ጠራሙዝ ቢራ ኣምሓሩ ደርዲሮም ተለይተርእዮም ልሰትዩዎ ቢራ ማይ ገረብ ድዩ ልጥዕሞም? ነጋዶኳ ከም ኩሉ ነጋዳይ ትግራይ መሕለፊ እግረኛ ዓፅ ጭንቕንቕ ተ...
22/08/2024

ኣብ ውቕሮ ለለዉ ሰተይቲ ኣብ ኣደባባይ ጠራሙዝ ቢራ ኣምሓሩ ደርዲሮም ተለይተርእዮም ልሰትዩዎ ቢራ ማይ ገረብ ድዩ ልጥዕሞም?
ነጋዶኳ ከም ኩሉ ነጋዳይ ትግራይ መሕለፊ እግረኛ ዓፅ ጭንቕንቕ ተለይፈጢሮም ንግዶም ትርፊ ልግነዮ ኣይመስሎምይ።

20/07/2024
09/07/2024

ንስኻ ግዲ ኣይኮንካን
==============
ከንፈርካ ኣክብ ኢድካ ስሓቦ
ኣይትህጸጽ ግዜ ንሃቦ
ጥዑም ቃል ግዳ ኣስመዐኒ
ናብ ካልእ ኣይተዳፍአኒ

ምሽ ኣብ ፌስቡክ ጸጽቡቑ እናጸሓፍካ
ለሚንካ ኣበሃሂልካ ስልከይ ወሲድካ
ዕብድ ከምትብለለይ ትነግረኒ ዝነበርካ
ንስኻ ዶ ኣይኮንካን ኢኻ ሕጂ እንታይ ተሎጊምካ፡፡

ኣታ ኣዕልል እንዶ ብኣፍካ በቲ ልሳንካ ፡
ውርዝይ ኢልካ ተቐመጥ ኢድካ ኣኪብካ፡
እንታይ ሕኹትኩት ትብል ኣብ ነብሰይ፡
ንብረት ሓደራ ዘለካ ትመስል
ዓይንኻ ኣትኪልካ ኣብ ዓይነይ፡፡

ዓይንኻ'ባ ኣልዕል ካብ ኣፍ ልበይ
ኣእዳውካ ኣርንብ ካብ ኣስላፈይ
ሰብኣይ እንዶ ምሰል ከምዞም ትሪኦም
ገና ዕርፍ ከይበልናስ ናበይ ትብል ሃደምደም?

ኣታ ኣነ ኣውሪዱለይ ነጠባ ሰዲዱለይ
እቲ ፌስቢክ ትጽሕፈለይ ተለፎን ትድውለለይ
ንስኻ ግዲ ኣይኮንካን ኣነ እየ ተጋግየ
ዝናበብ ስኢነልካ ናብ ዘይኮነ እየ ኣትየ፡፡

አረ ኢድካ ኣርንቦ ከንፈርካ ኣክበለይ
ኣይ ዕለት ኣይሰሙን ነብስኻ ኣውዲቕካለይ
ዝረኣየ እንታይ ይብል ሆስፒታል ድየ ዘለኹ
ነብስኻ ባ ክኣለለይ የላዕል ድየ ዘለኹ፡፡

እውይ ኣነ ጠንቀምቀም ዘይረኽቦ'ባ ዘየለ
ኣታ ንዑ ኣልዕሉለይ ኣብ ሑቕፈይ ዝርር ከይበለ
ሰብ ረኺበ መጺአስ ብፌስቡክ ተጀንጂነ
ኣብ ኣጥባተይ ደቂሱ ኢደይ ረስኑ ምስ ዓቀነ

Kiflom Ghirmawi
2010

እኽኽ
31/03/2024

እኽኽ

02/02/2024

ኣቲ ሰላም ኣበለኺ?
ኣቲ ሰላም ኣበለኺ?
ውሉድን ወላድን ፈላሊኺ
ክልተ ደቂኖ ኣዋዲእኺ...

This week as of 1986 of this month
02/11/2023

This week as of 1986 of this month

Address


Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when KIROS Alemayehu posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

  • Address
  • Alerts
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share