WOW Media - ዋው ሚዲያ

WOW Media - ዋው ሚዲያ Contactgegevens, kaart en routebeschrijving, contactformulier, openingstijden, diensten, beoordelingen, foto's, video's en aankondigingen van WOW Media - ዋው ሚዲያ, Media-/nieuwsbedrijf, Amsterdam.

27/08/2026
27/08/2026

ዝቐፀለ ደብዳብ ድሮን

ሕጂ ለይቲ 3:20 ከባቢ ኣብ ዞባ ምብራቅ ወረዳ ክልተ ኣውልዓሎ ጣብያ ኣብርሃ ኣፅብሃ ቀዳማይ ብርኪ ኣብርሃ ኣፅብሃ ጆኖሳንደር ኣብይ ኣሕመድ ደብዳብ ድሮን ፈፂሙ ኣሎ።

 ?ጆኖሳይደር ኣብይ ኣሕመድ ዛጊድ ዘካየዶም ደብዳባት ድሮንን ጀትን  ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት፣መንበሪ ኣባይቲ፣ ኣብያተ ትምህርትን መሰረተ ልምዓትን  እምበር ወታደራዊ ዕላማ ዝገበረ  ኣበ...
27/08/2026

?

ጆኖሳይደር ኣብይ ኣሕመድ ዛጊድ ዘካየዶም ደብዳባት ድሮንን ጀትን ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት፣መንበሪ ኣባይቲ፣ ኣብያተ ትምህርትን መሰረተ ልምዓትን እምበር ወታደራዊ ዕላማ ዝገበረ ኣበይ ኣሎ?

እቲ ተቃፂሉ ዶ ዓንዩ ዝብሃል ወታደራዊ ኣፅዋር ኣበይ ኣሎ?
ብስሩ እቲ ንፁህ ህዝቢ ዲኩም ከም ኣፅዋር ሓሲብኩምዎ?🤔🤔😭😭

እዚ እንትብል ኣብ ከባቢ ሸራሮ ኣብ ዕለታዊ ስርሖም ዝነበሩን እቲ ኩነታት ብሰላም ክውዳእ እዩ ዝብል እምነት ዝነበሮምን ጀጋኑ ሰራዊት ትግራይ ኣገሪሁ ዝፈፀሞ ደብዳብ ድሮን ጉድኣት ምብፅሑ ዝክሓድ ኣይኮነን።

ካብዚ ሓሊፉ ሲ ኣበይ እዩ ታንክታት ዶ መዳፍዕ እዩ ኣቃፂሉ እናበልና ብደብዳብ ንፁሃን ወገናትና ንሕጎስን ዘየለ ንውዝዕን😭😭

ኣሎ ዝብል እንተሃልዩ ብምስሊ ኣደጊፉ ይምፃእ ይርታዕ?

ካብቶም ብዓይኒ ዕሙተይ ዘካየዶም ደብዳባት ድሮንን ጀትን ኣብ ከተማ እንትጮ፣ከባቢ ገንደብታ፣ተምቤን፣ዞባ ደቡብ፣ዞባ ደቡብ ምብራቕ፣ዞባ ምብራቅ፣ ብኣውርኡ ድማ ኣብ ማእከል ከተማ መቐለ ዘካየዶ ደብዳባት ኩለን ሲቪልን መሰረተ ልምዓትን ዒላማ ዝገበራ እየን።

በቲ ዘካየዶ ደብዳብ ድማ መጉዳእቲ ኣካልን ዓብይ ዕንወት መሰረተ ልምዓትን በፂሑ እዩ።😭😭

ሕዚ እውን እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ጥረ ሓቅን ደብዳባት ድሮንን ግዳያት ዝኮኑ ዘለው ሰለማውያንን ዕንወት መሰረተ ልምዓትን እዩ።

በዚ በለ በቲ እዚ ጆኖሳይደር ስርዓት ዕምሩ ዝሓፅረሉ ግዘ በፂሑ ኣሎ ነዚ ድማ እዩ ሞታ ያ ዝቀረበት ኣንጭዋስ ኣፍ ድሙ ተሽትት ዝብሃል።

ሕዚ እውን ብደብዳብ ንፁሃን ደቂ ህዝቢ ዘይኮነ ዝውዝዕን ዝሕጎስን ሕሊንኡ ይውቀሶ 🙏

27/08/2026

ቐዳመ ሰናብቲ ሓዊሱ ሎሚ እውን ካብ ኢትዮጵያ ዝተበገሰት ድሮን ብሰራዊት ሱዳን ሕሩጭ ኮይና።

ብሓፈሻ ጆኖሳይደር ኣብይ ዓዲ ሸይጡ ዝዓደገን ድሮናትን ነፈርትን ንRSF ክሕግዛ ብዝሰደደን ቁፅሪ ብሰራዊት ሱዳን ሓመኩሽቲ ኮይኑን ኣለዋ።

በይኑ ድሮንን ፀረ ድሮንን ዘለዎ መሲልዎ ነይሩ እዚ ኣራዊት ገና ኩለን ክረግፋ እየን።

27/08/2026

7 ዕጡቛት ጨጉራፍ ዘንጉድሉ ...
ሓዝ በል ጆኖሳይደሩ

27/08/2026

ሎሚ ዶሮናትን ፀረ ድሮናትን ከም ከሚደረ ኣብ ዕዳጋ ብቐሊሉ ዝርከበሉ ግዘ እዩ በይንካ ትውንኖ ቴክኖሎጂ የለን ኣከለ።

ጆኖሳይደር ኣብይ እታ ቴክኖሎጂ ኣደብ ዝሕዘሉን እታ ጭጉራፍ ትነጉደሉን 11:59 በፂሓ ኣላ ።

27/08/2026

ጆኖሳይደር ስርዓት ብልፅግና ንምድምሳስ ሕዚ ስዓታ ተወዲኣ ኣላ!

ኣበይ ቦታ ይርከብ?
27/08/2026

ኣበይ ቦታ ይርከብ?

ኣበይ ቦታ እዩ?
27/08/2026

ኣበይ ቦታ እዩ?

Adres

Amsterdam

Meldingen

Wees de eerste die het weet en laat ons u een e-mail sturen wanneer WOW Media - ዋው ሚዲያ nieuws en promoties plaatst. Uw e-mailadres wordt niet voor andere doeleinden gebruikt en u kunt zich op elk gewenst moment afmelden.

Snelkoppelingen

Uitgelicht

Delen