Natna multimedia

Natna multimedia ኣብ ዝኽድካዮ ንኣምላኽ ውሰዶ።
ንኣምላኽ ክትወስዶ እንተዘይክኢልካ
ድማ ኣይትኺድ።

ቤላ✍🏻

03/08/2026

ትኺድ ከም ዘላታ ደቂ ኤረይ ሼር ሼር 😇

ጣኒቆ ሓውና ኩነታት ጥዕንኡ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ይመሓየሽ ኣሎ ዛጊት ስድራ ቤቱ ብወግዒ ሓግዙና ኣይበሉን። ኴይኑ ግን ብዙሓት ግዱሳት ኣፍቀርቲ ስነጥበብ በብወገኖም ብውልቃዊ ተበጉስኦም ነዚ ኮኾብ ስነጥበባዊ ንምሕጋዝ ብዙሕ ተበግሶታት ክወስዱ ጀሚሮም ኣለዉ።

ሕጂውን "ዝገብር ንማንም ነይነግር" ከም ዝበሃል እቶም ንጣኒቆን ንኽብርቲ በዓልቲ ቤቱ ህዝባዊት ክትረኽቡ ትደልዩ ኣብ ሞባይሎም +256745564392 ወይ ድማ +2917769205 ደዊልኩም ደሃዩ ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም።

ነዚ ብሉጽ ኮኾብና ድማ ሰሰናዩ ይሃቦ ፈጣሪ ። ነታ ንኹሉ ተጻዊራ ናብዚ ዝበቕዓት ክብርቲ በዓልቲ ቤቱ ህዝባዊት ተስፋይ ድማ ኣምላኽ ይባርካ። ጸሎትን ፍቕርን (ንጣኒቖ ኣብ ጸሎትኩምን ሓሳብኩምን ኣይትረስዕዎ።ንሓደ ምሉእ ዕድሚኡ ሙዚቃ ዘበርከተልና ሰብ፡ ሎሚ ድምጺ ክንኮኖ እዋኑ እዩ።ንሓገዝኩምን ርህራሄኹምን ዘይሕለል ደገፍኩምን ካብ ልቢ ነመስግን።

ኣብዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ ሊንክ ብምእታው ዓቕምና ንሓግዞ https://www.gofundme.com/f/support-eritrean-music-legend-temesgen-gebresilassietaniqo/cl/s?attribution_id=sl:4484da18-27f9-4206-9700-f4be654c6077&lang=en_GB&ts=1785710491&utm_campaign=fp_sharesheet&utm_content=amp30-no-carousel&utm_medium=customer&utm_source=copy_link

#ጣኒቆ #ትግራይ

⭐⭐⭐ግርማይ ሉኡል (ወዲ ምዘሎ)ትፈትውዋ ገጸ ባህሪ ወይ ፊልም ናይ ወዲ ምዘሎ ግለጹልና።             #ትግራይ
02/08/2026

⭐⭐⭐

ግርማይ ሉኡል (ወዲ ምዘሎ)

ትፈትውዋ ገጸ ባህሪ ወይ ፊልም ናይ ወዲ ምዘሎ ግለጹልና።

#ትግራይ

❤️❤️ኣድነቅቲ Tediii ኣለኹም ዶ?           #
02/08/2026

❤️❤️

ኣድነቅቲ Tediii ኣለኹም ዶ?

#

ጸጋ እግዛብሄር ዝመለኣ ሰበይቲ ♥️😇ንስግስቲ እንተ ኢልኪ ክውሕደኪ እዩ ኣነ መልኣኽ ኢለኪ ኣለኹ❣️☺️ #ጣኒቆ    #ትግራይ
02/08/2026

ጸጋ እግዛብሄር ዝመለኣ ሰበይቲ ♥️😇

ንስግስቲ እንተ ኢልኪ ክውሕደኪ እዩ
ኣነ መልኣኽ ኢለኪ ኣለኹ❣️☺️

#ጣኒቆ #ትግራይ

02/08/2026

ኣያይ ጣኒቆ ንጉስ መድረኽ 👑

Support him guys ♥️🫶

#ትግራይ

02/08/2026

ናይ ኩሉ ግዜ ንጉስ👑

ኣኹሩዒኩምና ሰብ ዩጋንዳ ♥️👏

#ጣኒቆ #ትግራይ

01/08/2026

Vivu❤️‍🩹🥺

Coming soon

Follow share like 🫵

🤎🖤FOLLOW SHARE LIKE 🥰
31/07/2026

🤎🖤

FOLLOW SHARE LIKE 🥰

Adres

Amsterdam

Website

Meldingen

Wees de eerste die het weet en laat ons u een e-mail sturen wanneer Natna multimedia nieuws en promoties plaatst. Uw e-mailadres wordt niet voor andere doeleinden gebruikt en u kunt zich op elk gewenst moment afmelden.

Snelkoppelingen

Uitgelicht

Delen