Nomads Media

Nomads Media Nomads Media ኤርትራዊ ምንቕቓሓት፡ ፖለቲካዊ ሓይሊ ሓዘል፡ ኣዘናጋዒ፡ ምሃሪ፡ ቪድዮ ንዝርግሕ፡ Eritrean Social Network
Nomads Media Enterteiner, Creator

Nomads Media
24/09/2025

Nomads Media

24/09/2025

ጽምዶ

Check out the leaderboard on SoSoValue Affiliate Program S2!About  : AI Driven Crypto Investment Research Revolution
24/09/2025

Check out the leaderboard on SoSoValue Affiliate Program S2!

About : AI Driven Crypto Investment Research Revolution

Live Crypto Prices, Bitcoin/ETH ETFs Data, On-Chain Data Dashboard, Bitcoin Spot ETF Trends, and Up-to-the-Second Cryptocurrency News.

23/09/2025

ጻውዒት

23/09/2025

ትማሊ

23/09/2025

ደካርን ኣዳኸርትን

23/09/2025

ንዝሰምዕ እዝኒ

22/09/2025

ኢንግላንድ ንፍሊስጤም ከም ሃገር ኣፍልጦ ሂባታ።
ፍልስጤም ቅድሚ ኣህጉራት ምምስራተን ሃገር ምምባራ ማህደራት ታሪኽ አመስክሩ።

ኣቦኣ ንኸይምረጽ እትማሕጸነት ውሉድ ፕረዚደንት ካሜሮን፥  ብሬንዳ ቢያኣብ ካሜሩን፡ ጓል ነዊሕ ዝጸንሐ ፕረዚደንት ፖል ቢያ ዝኾነት ብሬንዳ ቢያ፡ ንኣቦኣ ኣብ ዝመጽእ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ድምጺ...
22/09/2025

ኣቦኣ ንኸይምረጽ እትማሕጸነት ውሉድ ፕረዚደንት ካሜሮን፥ ብሬንዳ ቢያ

ኣብ ካሜሩን፡ ጓል ነዊሕ ዝጸንሐ ፕረዚደንት ፖል ቢያ ዝኾነት ብሬንዳ ቢያ፡ ንኣቦኣ ኣብ ዝመጽእ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ድምጺ ከይህብዎ ንህዝቢ ካሜሩን ጸዊዓ ኣላ።

ንኣቦኣ ዳግማይ ምምራጽ ንህዝቢ ካሜሩን ናብ ዘመነ እምኒ ምምላስ እዩ ዝኸውን ዝበለት ብሬንዳ፡ ኣብዚ እዋን'ዚ ዝገበረቶ መግለጺ ንብዙሓት ኣገሪሙ ኣሎ።

ብሬንዳ፡ "ንኣቦይ ዳግማይ ድምጺ ምሃብ ማለት ንኦጋ ኢማ ናይ ፈረንሳ፡ ነቲ ካብ ድሕሪ መጋረጃ ኮይኑ ንካሜሩን ዝቆጻጸር ዘሎ ሰብ፡ ብተዘዋዋሪ ድምጺ ምሃብ ማለት እዩ።

ኣቦይ ዓቢዩን ድኹም እዩ" ክትብል ድምጻ ኣስሚዓ ኣላ።

እዚ ድማ ኣብታ ሃገር ብሰንኪ ነዊሕ ጻንሒት ኣቦኣ ዘሎ ድኽነት፡ ስእነት ስራሕን ማሕበራዊ ምዝንባልን ከምዝኾነ ብተወሳኺ ገሊጻ ኣላ።

እቲ ዘገርም ነገር፡ ጓል ፕረዚደንት ባዕላ፡ ኣቦኣ ንህዝቢ ካሜሩን ብዙሕ ከሳቕዮ ከምዝጸንሐ ብምግላጽ፡ ኣብ ዝመጽእ ምርጫ ካልእ ፕረዚደንት ክመርሑ ከምዝግባእ ትምሕጸን ኣላ።

እዚ ድማ፡ ኣብ ፖለቲካዊ ታሪኽ ኣፍሪቃ፡ ጓል ናይ ሓደ ኣብ ስልጣን ዘሎ ፕረዚደንት፡ ብግልጺ ንወላዲኣ ክትቃወምን ህዝቢ ድምጹ ከይህቦ ክትጽውዕን ንፈለማ እዋን ኢዩ።

ፕረዚደንት ፖል ቢያ፡ ኣብ 92 ዓመት ዕድሚኦም፡ ንልዕሊ 43 ዓመታት ንካሜሩን መሪሖም እዮም።

ኣብ ግዜ ስልጣኖም፡ ብኣባታዊ ኣመራርሓ፡ ምምሕዳራዊ በደል፡ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን ምጽቃጥ ተቓወምትን ይፍለጡ።

ብሬንዳ ነዚ ኩነታት እዚ ብምቅዋም፡ ህዝቢ ካሜሩን ንናጻነቶምን ዝሓሸ መጻእን ክቃለስ ጸዊዓ ኣላ።

ስለዚ፡ እቲ ካብ ውሽጢ ዓዲ ዝለዓል ዘሎ ናይ ለውጢ ድምጺ፡ ጓል ፕረዚደንት ባዕላ ክትጽንበሮ ምኽኣላ፡ ንመጻኢ ፖለቲካዊ ምዕባለ ካሜሩን ኣገዳሲ ምዕራፍ ክኸውን ከምዝኽእል ብዙሓት ይግምቱ።

ምንጪ Shisi shishi
Facebook

22/09/2025

Ertrean Poletics

� New to streaming or looking to level up? Check out StreamYard and get $10 discount! �

Adres

Jan Van Galenstraat
Breda
1056CH

Openingstijden

Maandag 09:00 - 17:00
Dinsdag 09:00 - 17:00
Woensdag 09:00 - 17:00
Donderdag 09:00 - 17:00
Vrijdag 09:00 - 17:00

Website

https://nomadsmedia.nl/

Meldingen

Wees de eerste die het weet en laat ons u een e-mail sturen wanneer Nomads Media nieuws en promoties plaatst. Uw e-mailadres wordt niet voor andere doeleinden gebruikt en u kunt zich op elk gewenst moment afmelden.

Contact

Stuur een bericht naar Nomads Media:

Delen