Efoyta Media Network 2

Efoyta Media Network 2 ➲⓵ኹሉ ሓበሬታ ኣብ ሓደ መርበብ📣

⚪️ሰላም ንዓድና ፍቕርን ንህዝብና 🔴

13/07/2025

😳😳👇👇

04/07/2025

🤔

03/07/2025

ግፋ ተጋሩ ቀፂሉ ኣሎ!

ኣብ ኣዲስኣበባ ዝተጀመረ ግፋ ኣብ ተጋሩ ትኹረት ዝገበረ እዩ::

ተገፊፍካ ምስ ኣተኻ ዝቐርበልካ ሕቶ፦
1. ሙሉእ ሽም ምስ ኣቦሓጎ
2. ሽም ወላዲት
3.ትውልዲ ኸባቢ
4.ወታደራዊ ስልጠና ምውሳድካን ዘይምዉሳድካን

ኣብ ከይዲ ግፋ ዝተሓባበርዎም ተወለድቲ ትግራይ ናይ ፖሊስ ክትትል (ፖሊስ ደህንነት) ዝበሃሉ ኣለዉ።

ንተጋሩ ገፊፎም ካብ ዝወስዱሉ ቦታ ገርጂ ፍሉይ ቦታ ኣንበሳ ገራዥ ኸባቢ ሓደ እዩ::

ካልኣይ ድማ ኣብ ገርጂ ፍሉይ ቦታ ጃክሮሰ ከባቢ ብድሕሪት ሮቤራ ቡና መፃረዪ ዘሎ ናይ ጉና ዓብዪ ግቢ እዩ።

"መዳ ሓወይ ብጣዕሚ ብዙሕ መንእሰይ ትግራዋይ እዩ ተዳጒኑ ዘሎ:: እቲ ዓርከይ ኣንበሳ ገራዥ ግቢ እዩ ተኣሲሩ፤ ብሰብ ሰብን ቅርሺ ኸፊሉን እዩ ወፂኡ" ዝብል መልእኽቲ በፂሑኒ።

ኣብ ከተማ ኣ.ኣበባን ከባቢኣን ዝርከቡ ብራንዳ ሓደርትን ሊስትሮ ተወለድቲ ወላይታ ገፊፎም ናብ ወታደራዊ መሰልጠኒ ወሲዶሞም እዮም።

06/06/2025

😂😂😂😂

25/05/2025

😂😂

25/04/2025

Adresse

Gjøvik

Varslinger

Vær den første som vet og la oss sende deg en e-post når Efoyta Media Network 2 legger inn nyheter og kampanjer. Din e-postadresse vil ikke bli brukt til noe annet formål, og du kan når som helst melde deg av.

Del