WEDI KESHI TDF 2

WEDI KESHI TDF 2 ፌስብክ ሓብርና ንዕበ

27/08/2026

ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ እቲ ትርእዎ ዘለኹም ኣብ ሃገረ ቻይና ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ እዩ

26/08/2026

ዕልልልል ፅባሕ እኾ ናይ ኣደና ድንግል ቅድስቲ ማሪያም ወርሓዊ ክብሪ በዓል እዩ ሓደራኪ ማሪያም ኣደይ ካብቲ ዘንሆ ድርቂን መከራን ጭንቂን ዂናትን መሓሪና ህዝብና ብሰላም ወፅኡ ብሰላም ከኣቱ ፆሎትን ምሕረት ግበርልና

ዋዕሮታት ጀጋኑ TDF ሰብ ጽኑዕ መትከል መድሕን ህዝቢ ትግራይ እኳዕ ንበዓል ኣሸንዳ ብሰላም ኣብጻሓክን
24/08/2026

ዋዕሮታት ጀጋኑ TDF ሰብ ጽኑዕ መትከል መድሕን ህዝቢ ትግራይ እኳዕ ንበዓል ኣሸንዳ ብሰላም ኣብጻሓክን

24/08/2026

ሓዳሽ ኣካውንተይ እያ ፎ*ሎው በሉለይ Ftsum Tdf Meles Tesfay Tedros Gebrekidan Amora Tdf Seni Tigray Weyni Tekle Jo Tdf Dawit Brhane Tdf Fana Tdf Kidane Tewelde Kinfe Gerziher Kibrom Mebrahtom Kiday Love Mili Zemen Meles King

22/08/2026

2013 ዓ/ም ኣሸንዳ ኣበይ ከባቢ ነይርኹም ኣነ ኣብ ማርሳ ነይረ ሕቶ ንTDF እያ

22/08/2026

ጀጋኑ ዋዕሮታት ትግራይ እስኪ በሓንቲ ቃል ግለፁለይ

22/08/2026

ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ኣብ ደገን ንዘለኹም ተጋሩ እንዃዕ ንበዓል ኣሸንዳ ኣብፀሐኹም ኣብፀሐና ኣሜን 🙏🙏

ኣበይ ኣለክን ቆልዑ ኣሸንዳ ኣበይ ኣለክን ከምኣ ድያ
21/08/2026

ኣበይ ኣለክን ቆልዑ ኣሸንዳ ኣበይ ኣለክን ከምኣ ድያ

21/08/2026

በሉ ሰምዕዎም ዝብልዎ ዘለው ንኣዴኡን ንኣቦኡን ንህዝቢ እናደብደበ እንሆ እቲ ትግራዋይ እየ በሃሊ ግን ስኑ ገይፁ ይጭፍር ኣሎ እንታይ ይበሃሉ በዓል እዝኣቶም

ዝተራእዮ ኣሜን ይበል 🙏🙏
20/08/2026

ዝተራእዮ ኣሜን ይበል 🙏🙏

Address

Dammam
Dammam

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when WEDI KESHI TDF 2 posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share