
18/02/2025
«እንትርፊ ናይ ባዕሉ ናይ ስልጣን ባህጊ ናይ ህዝቢ ሰላምን ድሕንነትን ዘየግድሶ ጉጅለ ነቲ ዝተፈጥረ ናይ ሰላምን ሓቢርካ ናይ ምስራሕን ተበግሶ ብምብራዝን ብምሕማስን ኣብ ህዝብና ህወከትን ግጭትን ንምፍጣር ኮነ ኢሉ ኣብ ምንቅስቓስ ከም ዘሎ ከም መንግስቲ ተረዲእና ኣለና።»
አቶ ጌታቸው ረዳ ፕሬዝዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ