Hafi show

Hafi show Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Hafi show, .
(1)

‎ኣብዚ page በቲ ልዕሊ ዝኾነ ክቡር ቋንቋና ትግርኛ መሳጢን መሃሪን ጽሑፋት ዝቐርበሉ ብሉፅ ፔጅ ኮይኑ☆ዕላምኡ ድማ ኣፍልጦን ግንዛበን መንእሰይ ንምዕባይ እዩ follow ኢልና ቤተሰብ ንኹን!🙏
ቲክቶክ account 👇
‎tiktok.com/

‎ዩቱብ ቻናል👇 https://www.youtube.com/

‎ቴሌግራም ቻናል👇
https://t.me/hafishow1

ነዚ ሊንክ ብምፅቃጥ ቤተሰብ ቴለግራምና ይኹኑ።👇👇👇👇👇👇https://t.me/hafishow1
18/07/2025

ነዚ ሊንክ ብምፅቃጥ ቤተሰብ ቴለግራምና ይኹኑ።👇👇👇👇👇👇
https://t.me/hafishow1

18/07/2025

ሓቀኛ ፍቕሪ ደሊኻ ክትረኽቦ እትኽእል ነገር ዘይኮነስ፡ ካብ ፈጣሪ ጥራይ እትረኽቦ ክቡር ህያብ እዩ።

18/07/2025

‎1️⃣2️⃣ኣብ ዝሃለኹም ሃሊኹም ሊቀ መልእክት ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ ካብ_ክፍኡ ኩሉ ነገር ይሓልኹም ክቡራት ኣሕዋት✝️👏🛐

18/07/2025

ኣደይ ወትሩ ከምዚ ትብለኒ ነበረት:- “ኣቦኻ ናብ ገዛ ክመጽእ ከሎ: ብፍሸኽታ ተቀበሎ: እቲ ኣብ ደገ ዘሎ ዓለም ልቢ ብዝሰብሩ ኣራዊት ሰባት ዝመለአት እያ!”

―ዶስቶየቭስኪ

17/07/2025

ክቡራት የሕዋተይ ፈጣሪ ድሕሪ 3 ወርሒ ኣብ ዝሓሸ ኩነታት ክትህልዉ ይግበርኩም 🤲🏼💯።

17/07/2025

ትማሊ ብዙሓት ሰባት ሞይቶም ገለ ድማ ሎሚ ሞይቶም❤️ ሕጂ ውን ስልክኹም ክትሕዙ ዕድል እንተረኺብኩም እግዚኣብሔር ኣመስግኑ።

🔴ℹ️👉ድሕንነትካ ንምሕላው ብምሰጢር ክትሕዞም ዝለካ 10 ነገራት⚠️ ሰላምካን ምዕባለኻን ውልቃዊ ድሕነትካን ንምሕላው ብምስጢር ክትሕዞምን ኣብ ግምት ከተእትዎም ዘለካ 10 ነገራት😷ሕጂ 🛎ኣቲኹ...
15/07/2025

🔴ℹ️👉ድሕንነትካ ንምሕላው ብምሰጢር ክትሕዞም ዝለካ 10 ነገራት
⚠️ ሰላምካን ምዕባለኻን ውልቃዊ ድሕነትካን ንምሕላው ብምስጢር ክትሕዞምን ኣብ ግምት ከተእትዎም ዘለካ 10 ነገራት😷
ሕጂ 🛎ኣቲኹ SUBSCRIBE ብምግባር ኣቲኹም ረኣይዋ

ሓሰብ ሪኢቶ ኣብ comment ፀሓፉለይ
👇👇👇👇👇👇👇👇👇

‎ኣተሓሳስባኻ ብዛዕባ ሓደ ነገር  ዝስምዓካ ስምዒት እዩ።  ንዓለም ከመይ ከም እትርእያ ሕብሪ ዝህብ ሌንስ እዩ።  ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ንነገራት ዝያዳ ድሙቓትን ዝቐለሉን ከም ዝመስሉ ክገብሮ...
15/07/2025

‎ኣተሓሳስባኻ ብዛዕባ ሓደ ነገር ዝስምዓካ ስምዒት እዩ። ንዓለም ከመይ ከም እትርእያ ሕብሪ ዝህብ ሌንስ እዩ። ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ንነገራት ዝያዳ ድሙቓትን ዝቐለሉን ከም ዝመስሉ ክገብሮም ከሎ፡ ኣሉታዊ ኣተሓሳስባ ድማ ንነገራት ዝኸበዱን ዝኸፈኡንን ከም ዝመስሉ ክገብሮም ይኽእል እዩ።

‎ ገለ ምኽርታት ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ንኽህልወካ ዝገብሩ እነሆ፤

‎ ኣብቲ ጽቡቕ ነገራት ኣተኩር። ዋላ ንእሽቶ እንተመሰለ ኣብ ጽቡቕ ነገራት ምትካር ኩሉ ግዜ ፅቡቅ ነገር ክትሓሰብ ይገብሩኻ እዮም ።

‎ ካብ ኣሉታዊ ኣተሓሳስባ ውፃእ። ኩሉ ሰብ ይጋገ እዩ። ካብ ጌጋኻ ተማሂርካ ንቕድሚት ስጉም።

‎ በቲ ዘለካ ኣመስግን። ካባኻ ዝንእስ ዘለዎም ሰባት ኣለዉ።

‎ ንኻልኦት ሕያዋይ ኩን። ንኻልኦት ምሕጋዝ ብዛዕባ ገዛእ ርእስኻ ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ይገብር እዩ።።

‎ ንነብስኻ ተኸናኸን። እኹል ድቃስ ውሰድ፣ ጥዕና ዘለዎም መግብታት ምብላዕን ምንቅስቓስ ኣካላት ምግባርን ኣዘውትር።

‎ ኣተሓሳስባኻ ምርጫ ምዃኑ ኣይትረስዕ። ኣወንታዊ ወይ ኣሉታዊ ምሕሳብ ክትመርጽ ትኽእል ኢኻ። ኣወንታዊ ክትሓሰብ ምረፅ እሞ ዝያዳ ሕጉስን ዕዉትን ኮንካ ክትነብር ኢኻ።

‎ !
‎እንተፈቲኹማ ናብ ማሓዙትኩም የዕሩኽቱኹም
‎ሼር ግበርዎ ሰሰናዩ ንኹልና። እንተ ኪኢልኩም ከኣ ዩቲብ ቻናል ናተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ንትገብሩለይ ኣቐዲመ የመስግን ።
‎YouTube channel 👇👇👇👇👇
https://www.youtube.com/

‎✍️hafi_show date
‎ ንዝያዳ ምኽርታት ህይወት JOin ግበሩ
‎👇👇??👇👇👇👇👇👇
https://t.me/hafishow1

Address


Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Hafi show posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

  • Address
  • Telephone
  • Alerts
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Media Company?

Share