
12/07/2025
ነበር ፕረዚደንት ትግራይ ጌታቸው ረዳ፤ መዓልቲ ልደት ፕረዚደንት ታደሰ ወረደ መሰረት ጌሮም መልእኽቲ ኣሕሊፎም። ትሕዝቶ እቲ መልእኽቲ፣ ሳላ መንእሰይ ትግራይ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት በዚ ዕለት መዓልቲ ልደት ወዲ ወረደ ኣኽቢርና ነይርና ዝብል እዩ።
Follow and Like Geez Info
👇
https://www.facebook.com/profile.php?id=61574117930858
YouTube channel link: www.youtube.com/