05/03/2026
ሞያ ምብራር ነፈርቲ ካብቶም ኣብ ዓለምና ዘለዉ ዕዮታት እቲ ኣዝዩ ሓደግኛን፡ ምስ ኣደይ ቅበጽኒ ዝዳረግ ሞያ ምዃኑ ኩልና ንሰማማዓሉ ሓቂ መስለኒ! ምስ፡ ኲናትን ወረ ኲናትን ብዝትሕሓዝ ድማ፡ ናይ ውግእ ነፈርቲ ዘብርሩ ፓይሎታት ካብቶም ሲቪላውያን ነፈርቲ ዘብርሩ ስርሖም እምብዛ ጽንክር ይብል፡ ነዚ ኣብ ግምት ብምእታው እየን እምባኣር ሃገራት፡ ንኣብረርተን ብርክት ዝበለ ገንዘብ፡ ናይ ሞቕሽሽ ግኖዖን ዝስላዓሎም፡ ስዒቡ እምባር ናይ ዶመዝ ስኬል ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ከመይ ከምዝምሰል እስከ ንተዓዘብ! 🚀💫🌟🎉💥🔥
# ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣስታት 13ሽሕ ኣበረቲ ትውንን፡፡
ካብ $49,800 ክሳብ $123,000
#ዓባይ ብሪጣንያ (UK)
ካብ $44,000 ክሳብ $120,000
#ጀርመን፡ ነርወይን ሆላንድን
ካብ $137,000 ክሳብ $143,000
#ፈረንሳ ብገምጋም
$118,000
#ሽወደን
$109,000 ክሳብ $112,000
ዓመታዊ ደሞዝ ይኸፍላ!